Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
“ጉዳይ ንምፍፃም ቢጫ ትኬት ቁረፁ” ብምባል እናታለሉ ዝነበሩ 9 ተጠርጠቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)"ጉዳይ ንምፍፃም ቢጫ ትኬት ቁረፁ” ብምባል ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታ ብኣሽከርከርቲ እናተንቀሳቐሱ ገበን ምትላል እናፈፀሙ ዝነበሩ 9 ተጠርጠቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ተጠርጠርቲ ገበን ዝፍፅሙ፥ ሰራሕተኛታትን ሓለፍቲ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ን3ይ ግዘ ናይ ጎዳና ኢፍጣር ከምዝካየድ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ጎዳና ኢፍጣር ኣብ ዝቕፅል ቀዳም ን3ይ ግዘ ከምዝካየድ ተገሊፁ።
እቲ ኢፍጣር ጎዳና፥ “ኢፍጣርና ንወገናትና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ መስቀል ከምዝካየድ ተሓቢሩ፡፡
ረመዳን ወርሒ ምትሕብባር፣…
ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣፋውስ እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኢድ ብኢድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድሐኒት ፍቓድ ምሻጥ ይኹን ምክፍፋል እንተይሃለዎም ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣፋውስ እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኢድ ብኢድ ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ፖሊስ ካብ ሕብረተሰብ ብዝረኸቦ ሓበሬታ መሰረት ብምግባር ብዝገበሮ ክትትል ኢዩ ክልተ…
ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ንፕሮጀክት መኣዲ ንወለዶ ሓገዝ ገንዘብ ንዝገበሩ ትካላት ኣመስጊኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ንፕሮጀክት መኣዲ ንወለዶ ካብ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ጀሚሩ ዝተፈላለዩ ሓገዝ ገንዘብ ንዝገበሩ ትካላት ኣመስጊኑ።
እቲ ቤት ፅሕፈት፥ ቀዳማይ ዙር ሓገዝ ዝገበሩ ዝርዝር ትካላት ዕላዊ ገይሩ።
ብመሰረት እዚ መገዲ…
ጦር ጀነራላትን ላዕለዎት መኮንናትን ኤርትራ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጀነራል ኣብርሃ ካሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ጦር ጀነራላትን ላዕለዎት መኮንናትን ኤርትራ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዑደት ገይሩ።
ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን፥ "ጦር ጀነራላት ኤርትራ እንኳዕ ናብ ካልአይቲ ገዛኹም…
ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጅቡቲ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራሕ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጅቡቲ ኣቲዩ።
ኣብ ጅቡቲ እንትበፅሑ ድማ ብኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ኣቀባብላ ተገይሩሎም።
እቲ ልኡኽ ቅድም…
ልዕሊ 163 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 15 ክሳብ 21 መጋቢት 2015 ዓ.ም ብዝተገበረ ክትትል ልዕሊ 163 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም።
109 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኣተውቲን 52 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ወፃእቲ ኣቑሑትን ኢዮም ኣብ ዝተፈላለዩ ጨንፈር…
ብኣይተ ኣደም ፋራሕ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ተዛቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራሕ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ ሞሃሙድ ተዛቲዩ።
ብኣይተ ኣደም ፋራሕ ዝተመርሐን ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ዘካተተን ላዕለዎት…
ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ መስሕብ ቦታታት ዝርከቡሉ ኩነታት ንምፅናዕ ቅድመ ምድላው ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝነበረ እዋናዊ ኩነታት ምኽንያት ንዝተወሰኑ ዓመታት ክትትል ዘይተገበረሎም መስሕብ ቦታታት ዝርከቡሉ ኩነታት ንምፅናዕ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ከምዝተጀመረ ሚኒስቴር ቱሪዝም ገሊፁ፡፡
እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፆ÷ ኣብ ክልል…
ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምዝሰርሕ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ዓውዲታ ልምዓት፣ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ከምኡ እውን ኣብ ካልኦት ዓውዲታት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምዝሰርሕ ኣምባሳደር እቲ ሕብረት ኣብ ኢትዮጵያ ሮላንድ ኮቢያ ገሊፆም።
ኣምባሳደር ሮላንድ ኮቢያ…