Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትካል ኣገልግሎት ፖስታ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትካል ኣገልግሎት ፖስታ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም።
<span;>ኣብቲ ዑደት ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ሚኒስትራትን እውን ከምዝተሳተጉ ተገሊፁ።
<span;>እዋናዊ ሓበሬታ…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዕጡቓት ሓይሊታት ዕጥቆም ብምፍታሕ ናብ ማሕበረሰብ ንክሕወሱ ዘኽእል ብሄራዊ ኮሚሸን ተሃድሶ ንምጥያሽ ውሳነ ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 15 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ።
እቲ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ኮሚሸን ተሃድሶ ንምጥያሽ ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ደንቢ ብዝምልከት፥ ኣብ ኩሉ ከባቢታት እዛ ሃገር…
ኣካቢ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ መስፍን ኣርአያ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ይቭጌኒ ተርኪ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካቢ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ መስፍን ኣርአያ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ይቭጌኒ ተርኪ ዘቲዮም።
እቲ ኤምባሲ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘስፈሮ መልእኽቲ፥ እቶም ተዛተይቲ ኣብ ክሊ ምንቅስቓስ ስራሕ እቲ ኮሚሽን ተላዚቦም ኢሉ።
ብፍላይ ኣብ…
ዩኒቨርሲቲ ወሎ 1 ሺሕን 394 ተምሃሮ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወሎ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 394 ተምሃሮ ኣመሪቑ።
እቶም ተምሃሮ ብስሩዕ፣ ክረምታዊን ርሕቐትን ትምህርቲ ዝተኸታተሉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
ኣብ ኮምቦልቻ ቴክኖሎጂ ኢንስቲቲዩት ዓውዲ ኢንጅነሪንግ ዘሰልጠኖም…
ኣብ ትሕቲ ዲስትሪክት ሽረ ዝነበሩ 7 ዘፈራት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ስረሖም ጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ ዲስትሪክት ሽረ ዝነበሩ 7 ዘፈራት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ስረሖም ከምዝጀመሩ ተገሊፁ።
እቶም ዕላዊ ስርሖም ዝጀመሩ ዘፈራት ባንኪ ንግዲ ማይካድራ፣ ሑመራ፣ ቃፍታ ፣ ኣውሮራ፣ ዳንሻ፣ ዓዲ ረመፅን ከተማ ንጉስን ምዃኖም ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ…
ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ትግራይ ዝለፍዑ ዝራእቲ ብምእካብ ንህዝቢ የገልግል ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ትግራይ ዝለፍዑ ዝራእቲ ብምእካብ ንህዝቢ የገልግል ኣሎ።
ኣብ ፅኑዕ ህዝባዊ ሰረት ዝተሃንፀን ካብ ዝኾነ ይኹን ነገር ሃገሩን ህዝባን ዘቐደመን ሰራዊት ኣብ ትግራይ ምስ ህዝቢ ብምዃን ኣብ እግሪ ምትካልን ስራሕተሪ ልምዓትን…
ኣብ ሕሉፍ ዝረአናዮ ዓንቀፍቀፍ ከይዲ ሰላም ከይድገም – ዶ/ር ኣብርሃም በላይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ሕሉፍ ዝረአናዮ ዓንቀፍቀፍ ከይዲ ሰላም ከይድገም” ክብሉ ሚኒሰስትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሐበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ውሳነ ሰብ ከምዘድልዮን ኣርሒቑ ዝጥምት መሪሕነት…
ኣይተ ተመስገን ጥሩነህን ናይ ሶማሊያ መዘነኦምን ዞባዊ ድሕንነት ክልቲአን ሃገራት ብሓባር ንምርግጋፅ ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ጄነራል ብሔራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ተመስገን ጥሩነህ ምስ ሶማሊያ መዘነኦም ማሃድ ሳላድ ተዛቲዮም፡፡
ክልቲኦም ወገናት ኣብ ልውውጥ ሓበሬታ፣ ግብረ ራዕዲ ኣብ ምውጋእ ከምኡ እውን ኣብቲ ዞባ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳልን ድሕንነት…
ናብ ክልል ትግራይ ዝወስዱ ኩሎም ኮሪደራት ንቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ክፍቲ ተገይሮም – ኮሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ክልል ትግራይ ዝወስዱ ኩሎም ኮሪደራት ንቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ክፍቲ ከምዝተገበሩ ኮሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ።
ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝ ብኣየርን ብምድሪን ሰብኣዊ ሓገዝ ከቕርቡ ከምዝኽእሉ እውን ገሊፁ።
ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል ኢትዮጵያ ኣብ ዱባይ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዱባይ ዑደት ገይሮም።
ኣይ ደመቀ መኮንን ኣብ ዑደቶም÷ እቲ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል ንዜጋታት ዝህቦ ኣገልግሎት፣…