Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸበ ዓወትን እቲ ዓወት ክቕፅል ንምግባርን ዝዓለመ ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸበ ዓወትን እቲ ዓወት ክቕፅል ንምግባርን ዝዓለመ ኣብ መላእ ክልል ኦሮሚያ ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ።
ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ ድጋፍ፥ ድሕሪ ለውጢ ኣብ ዘለዉ 5 ዓመታት ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብመዳይ ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን ካልኦት…
ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸቡ ዓወታት ንምቕፃል ዝዓለመ ሰልፊ ደገፍ ፅባሕ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸቡ ዓወታት ንምቕፃል ዝዓለመ ሰልፊ ደገፍ ፅባሕ ኣብ መላእ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ከምዝካየድ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ኦሮሚያ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ሃይሉ ኣዱኛ፥ እቲ ሰልፊ ዝካየደሉ ምኽኒያት ድሕሪ 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም…
ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮሙኬሽን ንኢትዮጵያ ዝህቦ ደገፍ ንከጠናኽር ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮሙኬሽን ንኢትዮጵያ ዝህቦ ደገፍ ብዝበለፀ ንከጠናኽር ተሓቲቱ።
ኣብ ጄኔቫ ቀዋሚ ተወካሊ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ፀጋአብ ከበበው ምስ ዋና ፀሓፊ ሕብረት ዓለም ለኸ ቴሌኮሙኬሽን ዶሬን ቦግዳን ማርቲን ዘቲዮም፡፡
ኣብቲ ዘተ፥…
ስነ ስርዓት ሽልማት ደቂ ኣኒስቲዮ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ሽልማት ደቂ ኣኒስቲዮ ኣፍሪካ 2023 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ።
እቲ ስነ ስርዓት ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ከምዝተኻየደ ተገሊፁ።
ኣብዚ ዓመት ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ንዘመዝገባ በቢከባቢአን እወንታዊ ፅዕንቶ ዘሕደራ ምዃነን ተገሊፁ።…
ማስተር ካርድ ፋውንዴሽን ንካልኣይ ዙር መርሃ ግብሪ ኢትዮጵያ ዝውዕል ልዕሊ 630 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማስተር ካርድ ፋውንዴሽን ንካልኣይ ዙር መርሃ ግብሪ ኢትዮጵያ ዝውዕል ልዕሊ 630 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ።
ፕሬዚዳንት እቲ ፋውንዴሽን ሪታ ሮይን ካልኦት ኣባላት ኣመራርሓ ቦርድን ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ መዓልታት ኣብ ኢትዮጵያ ገምጋም መርሃ ግብሪ…
ከንቲባ ኣዳነች ን150 ዓቕሚ ዘይብሎም ፣ ኣረጋውያንን ኣካል ጉዱኣትን ከምኡውን 50 ብምኽኒያት ልምዓት ካብ መረበቶም ንዝለዓሉ ሰባት ዝተሃነፁ መንበሪ ኣባይቲ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ን150 ዓቕሚ ዘይብሎም ፣ ኣረጋውያንን ኣካል ጉዱኣትን ከምኡውን 50 ብምኽኒያት ልምዓት ካብ መረበቶም ንዝለዓሉ ሰባት ዝተሃነፁ መንበሪ ኣባይቲ ኣረኪበን።
እተን ከንቲባ፥ እንሰርሖ ስራሕቲ ንነበርቲ ኣዲስ…
ዋና መምርሒ መሃንዲስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዞባ ጋሞ ዘህነፆ ካምፕ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መምርሒ መሃንዲስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዞባ ጋሞ ዘህነፆ ካምፕ ኣመሪቑ።
እቲ ካምፕ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዚ ደቡብ ዝተሃነፀ እንትኸውን፥ መምርሒ ሰራዊት፣ መንበሪ ሻለቃ መኮንናትን ኣብያተ ዕዮን ዘካተተ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ኣብ…
ብዘይሕጋወዊ መገዲ ዝተገጠሙ ቆፃሪታት ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ገርጂ ጎሮ ፍሉይ ስሙ ኣሳማ እርባታ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ 17 ቆፃሪታት ብዘይሕጋወዊ መገዲ ተገጢሞም ከምዝተረኸቡ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢዮጵያ ኣፍሊጡ።
ብዘይሕጋወዊ መገዲ ተገጢሞም ዝተረኸቡ ቆፃሪታት ምስ ዝወድኡዎ…
ኢትዮጵያ ምስ ኮሞሮስ ንዘለዋ ርክብ ልዑል ቦታ ትህብ ኢያ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኮሞሮስ ኣዛሊ ኣሱማኒን ዘቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ፣ ዞባዊን ኩለ መዳይን ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ኢዩ።…
ከንቲባ ኣዳነች ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ ማሪሾ ተዛቲየን፡፡
ሓፍቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝኾነት ከተማ ሊዮን ብተወሳኺ፤ ምስ ካልኦት ከተማታት ፈረንሳይ ኣብ ቱሪዝም ከተማ ብሓባር ዝስረሐሎም…