Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቱሪዝም ምስ ሕርሻ ዘተኣሳሰረ ቤኑና መንደር …

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ትካላት ሚዲያ መንግስቲን ውልቀን ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያ ሚዲያ ኣብ ወሰን ቃላይ በሰቃ ዝተሃነፀ ቤኑና መንደር ተዓዚቦም። ቤኑና መንደር ኣዚዩ ዘበናዊ መደቀሲ ክፍሊታት፣ ኣዳራሽ፣ እንዳ ሲኒማን መዘናግዒ ቦታን፣ ስፓ ከምኡ እውን ልምዓት ፍረምረን…

ባህላዊ ስርዓት ኣፈታትሓ ጎነፅ ተበፃሕነት ፍትሒ ክብ ንክብል ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባህላዊ ስርዓት ኣፈታትሓ ጎነፅ ተበፃሕነት ፍትሒ ክብ ንክብል ይገብር ኣሎ ኢለን ሚኒስትር ፍትሒ ሃና ኣርኣያስላሴ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሎ ስርዓት ሕጊ ባህላዊ ሜላ ኣፈታትሓ ጎነፅ ንምክታት ክውሰዱ ብዛዕባ ዝግበኦም ስጉምቲታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብህዝበ ውሳነ ንባዕሎም ሪፎርም ምስ ዝገበሩ መዳርግቲ ኣካላት ክልላት ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብስርዓት ምርጫ ህዝበ ውሳነ ንባዕሎም መሊሶም ሪፎርም ምስ ዝገበሩ መዳርግቲ ኣካላት ክልላት ይዝቲ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ወ/ሮ ዘህራን ሁመድ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ሰላም ጌታ ቸሩ፣…

ተለዋዋጢ ኩነታት ንምፅዋርን ምላሽ ንምሃብን ዝኽእሉ ጠንካራ ትካላት ምፍጣር ይግባእ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓለም ዝረኣዩ ተለዋዋጢ ኩነታት ንምፅዋርን ምላሽ ንምሃብን ዝኽእሉ ጠንካራ ትካላት ምፍጣር ይግባእ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲን ሓላፊ ፓርቲ ብልፅግና ምክትል ፕሬዚዳንት ኣይተ ኣደም ፋራህ፡፡ ኢትዮጵያ ካብ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሓደ ህፃን ሓዊሱ ህይወት 9 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ሎሚ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ወዲ ሓደ ዓመት ህፃን ሓዊሱ ህይወት 9 ሰባት ሓሊፉ፡፡ ዳይሬክተር ርክብ ህዝብን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኮማንደር ማርቆስ ታደሰ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ÷ እቲ ሓደጋ ኣብ ክፍለ…

ረቂቕ ኣዋጅ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት መሰል፣ ድሕንነትን ዘላቒ ተረባሕነትን ዜጋታት ንምርግጋፅ ዘኽእል ኢዩ – ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ረቂቕ ኣዋጅ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት ብዝምልከት ኣብዚ ሰሙን ብዝተፈላለዩ መራኸብቲ ሓፋሽ ዝጋውሑ ሓበሬታታት ግቡኣት ዘይኮኑ ኢዮም ኢሉ፡፡ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዘቕረቦ ረቂቕ ኣዋጅ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሞያተኛታት ሚዲያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሞያተኛታት ሚዲያ ህዝብን ውልቀን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ናይ ዝግበር ዘተ መዛዘሚ ዝኾነ ካብ ሚዲያት ህዝብን ውልቀን ምስ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ጉባኤ ቢዝነስ ኣፍሪካ-ኣሜሪካ ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ቢዝነስ ኣፍሪካ-ኣሜሪካ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣሜሪካን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣንጎላ ሉዋንዳ ብዕሊ ተጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ እናተሳተፈ…

ዓለም ለኸ ጉባኤ ኢኖቬሽን ፅርየትን ጥዕና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን እተካይዶ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኢኖቬሽን ፅርየትን ጥዕና ካብ ቀፃሊ ረቡዕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ፡፡ ሚኒስቴር ጥዕና ምስ ውድብ ጥዕና ዓለም ብምትሕብባር ዘዳለዎ ጉባኤ ብዙሓት ተወከልቲ ሃገራት ክሳተፋ እየን፡፡…

5 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ብሬሚታንስ ናብ ሃገር ተላኢኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት ትሽዓተ ኣዋርሕ ናይዚ ካብ ወፃኢ ሃገራት ናብ ኢትዮጵያ ብሬሚታንስ 5 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ተላኢኹ ኢሉ ግልጋሎት ዲያስፖራ ኢትዮጵያ፡፡ ሓላፊ ክፍሊ ትልሚ እቲ ግልግሎት ወንድወሰን ተረፈ ንፋና ዲጂታል ከምዝበለዎ÷ ኩለመዳያዊ…