Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ሰላምን ድሕንነትን ቀርኒ ኣፍሪካ ዘድሀበ ዞባዊ ፎረም ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሰላምን ድሕንነትን ቀርኒ ኣፍሪካ ዘድሀበ ዞባዊ ፎረም ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ፡፡
“ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዘላቒ ሰላም ንምርግጋፅ ዞባዊ ምትእስሳር ምጥንኻር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ ኣፈ ጉባኤ…
ጉዕዞ ሉኣላዊነት ሓበሬታ ኢትዮጵያ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ዓለም ሉኣላዊነት ዝድፈር ብወረራ ዶብ ጥራሕ ዘይኮነስ ሓበሬታ ብምምስራቕ እውን ኢዩ።
ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ኣብትሕቲ ባዕዳዊ መግዛእቲ እናወደቓ ኣብ ዝርከባሉ ዘበን፤ ሓበሬታኻ ምቁፅፃርን ልዕልነት ሕጊ ምርግጋፅን ጉዳይ…
ኣምር መደመር መሰረት ዝገበረ ሓበሬታ ተኮር ፖሊሲ ኣመራርሓን ውሳነ ምሃብን ምርግጋፅ ተኻኢሉ – ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምር መደመር መሰረት ዝገበረ ሓበሬታ ተኮር ፖሊሲ ኣመራርሓን ውሳነ ምሃብን ምርግጋፅ ተኻኢሉ ኢለን ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፡፡
''ሉኣላዊነት ሓበሬታ ንናፅነት ፖሊሲ'' ብዝብል መሪሕ ቃል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…
መዓልቲ ሙዚየም ዓለም ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መዓልቲ ሙዚየም “ሙዚየማት ዝተኸፋፈለት ዓለም የወሃህድ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ፡፡
ብብርኪ ዓለም ንመበል 49 ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 24 ግዘ እናተኸበረ ዝርከብ መዓልቲ ሙዚየም ዓለም በዓል…
ጉዕዞ ብልፅግና ከተማና ዝዕቀን ዘይተጠቐምናዮም ሃፍቲታት ናብ ማእኸላት ልምዓት ብምቕያር እዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ጉዕዞ ብልፅግና ከተማና ዝልካዕ ዘይተጠቐምናዮም ሃፍቲታት ናብ ማእኸላት ልምዓት ብምቕያር እዩ ኢለን፡፡
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ‘ገላን ጉራ ኣሰር ብልፅግና!’…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ጉባኤ ስታትስቲክስ ልምትን ሉኣላዊነት ሓበሬታን ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ስታትስቲክስ ልምትን ሉኣላዊነት ሓበሬታን ዘድሀበ ጉባኤ ይካየድ ኣሎ፡፡
''ሉኣላዊነት ሓበሬታ ንናፅነት ፖሊሲ'' ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዝተሰናደአ ሃገራዊ ጉባኤ፤ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ…
ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ 10 ነጥቢ 2 ሚኢታዊ ዕቤት እተመዝግብ ብሕታዊት ሃገር ኢያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ 10 ነጥቢ 2 ሚኢታዊ ዕቤት እትመዝግብ ብሕታዊትን ሃገር ኢያ ኢሎም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ኢንዱስትሪ ፓርክ ገላን ጉራ መሪቖም ኣብ ዝኸፈቱሉ እዋን ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
በዓል ሜዳሊያ ወርቂ ሓኪም…
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ክፍሊ ትምህርቲ ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ሎሚ መዓልቲ ካብ ሞንጎ ዘመረቖም ተመረቕቲ 2018 ተምሃሮ ዶ/ር ሙሉጌታ ደምስ ሓደ ኢዩ።
ጋና ብቑልዕልነቱ ሓኪም ናይ ምዃን ሕልሚ ከምዝነበሮ ዝገለፀ ዶ/ር ሙሉጌታ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ምረቓኡ…
ዘተኣማምን ኢንዱስትሪ ንምህናፅ ብንፅል ዘይኮነስ ብምትእስሳር ክንሰርሕ ኣለና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ዘተኣማምን ኢንዱስትሪ ንምህናፅ ብንፅል ዘይኮነስ ተደሚርና ብምትእስሳር ክንሰርሕ ኣለና ኢሎም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስት ሎሚ መዓልቲ ኢንዱስትሪ ፓርክ ገላን ጉራ መሪቖም ኣብ ዝኸፈቱሉ እዋን፥ ኢንዱስትሪታት…
ሕልምና ሃገር ካብ ድኽነት ዘናግፍ ትውልዲ ምፍጣር ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ድሌትናን ሕልምናን ካብ ድኽነትን ፀገምን ዝተናገፈት ሃገር ዝፈጥር ትውልዲ ምፍጣር ኢዩ ኢሎም፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ቀዳማይ ምዕራፍ ኢንዱስትሪ ፓርክን ገላን ጉራ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም ከፊቶም፡፡…