Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ስምምዕት ሰላም ኣብዛ ሃገር ሰላም ንምዕሳልን ልምዓት ንምርግጋፅን መሰረት ዘቐምጥ እዩ ክብል ክልል ሃረሪ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕት ሰላም ኣብዛ ሃገር ሰላም ንምዕሳልን ልምዓት ንምርግጋፅን መሰረት ዘቐምጥን መንግስትን ህዝብን ገፁ ሙሉእ ንሙሉእ ናብ ልምዓት ንኸዙሩ ዕድል ዝፈጥርን እዩ ክብል ክልል ሃረሪ ገሊፁ፡፡ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ዝተበፅሐ…

ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምፍላጥ “ረብሓ ሌማት” ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምፍላጥ "ረብሓ ሌማት" ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ተኻይዱ። ካብዚ ብተወሳኺ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምገባ ተምሃሮን ኣተኣላልያ ርስሓትን ብብርኪ ዓለም ተሸላሚ ንኽኸውን ኣስተዋፅኦ ንዝነበሮም ትካላትን ውልቀሰባትን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ግብፂ ኣትዮም

አዲስ አበባ፣ ጥቅምት 27፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ግብፂ ሻርም ኣል-ሼይክ ኣትዮም። ኣብ ጉባኤ ለውጢ ንብረት ኣየር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንምሰታፍ ኢዮም ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኾምን ናብ ግብፂ ዘምርሑ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ማስተር ካርድ ፋውንዴሽን ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ማስተር ካርድ ፋውንዴሽን ሪታ ፎይ ዘቲየን። እቲ ፋውንዴሽን 30 ሚሊየን  ንዝኾኑ መናእሰይ ኣፍሪካ፣ ምቹእን ዘተኣማምን ዕድል ስራሕን ንምፍጣር 75 ሚኢታዊ ዝኸውን በጀት…

ኢትዮጵያን ዚምባብዌን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለወን ምትሕብባር ብዝበለፀ ክብ ንምባል ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዚምባብዌን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለወን ምትሕብባር ብዝበለፀ ክብ ንምባል ተስማዕሚዐን። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዚምባብዌ ራሺድ ሞሐመድ ምስ ናይ ዚምባብዌ ናይ ትራንስፖርትን መሰረተ ልማትን ሚኒስትር ፀሓፊ ቴዎዲየስ ቺንያንጋ  …

ጅቡቲ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለዋ ምትሕብባር ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምዕባይ ከምእትሰርሕ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅቡቲ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለዋ ምትሕብባር ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምዕባይ ከምእትሰርሕ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፈንድ ሉእላዊ ጅቡቲ ስሊም ፌሪያኒ ተዛሪቡ። ጅቡቲ ኢኮኖሚኣ ክብ ንምባል ዞባዊ ውህደት ዝፈጥሩ ዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት…

ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝለዓሉ ሕቶታት መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ግደኦም ክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝለዓሉ ሕቶታት መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ግደኦም ክዋፅኡ ከንቲባ እታ ከተማ ኣዳነች ኣበቤ ፃውዒት ኣቕሪበን። ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ብሳኩር ሪል ስቴት 116 ኣባይቲ…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሜቭሉት ካቩሶጉሉ ኣብ ኣቡዳቢ ዘትዮም። ኣይተ ደመቀ ብኣሰናዳእነት ሕቡራት ዓረብ ኢማራት ዝተዳለወ መድረኽ የሰር ያሲ ባን ጎድና ጎድኒ እዩ ምስ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስተር ጉዳይ ወፃኢ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ተመያይጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምኽትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስተር ጉዳይ ወፃኢ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ሼክ ኣብዱላሂ ቢን ዛይድ ተመያይጦም፡፡ ኣብ እዋን እቲ ዘተ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ርክብ ክልቲአን…

ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ፌዴራልን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ብምድሃብ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማቲክ ገለፃ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ፌዴራልን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ብምድሃብ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማቲክ ገለፃ ተገይሩ፡፡ ኣማኻሪ ብሄራዊ ደሕንነት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገለፃ ጌሮም፡፡…