Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ቆንስል ክብሪ ቤላሩስ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ቆንስል ክብሪ ቤላሩስ ኣብ ኢትዮጵያ ዲሚትሪ ሉካሼንኮን ዘቲዮም። እቶም ቆንስል ክብሪ፥ ኢትዮጵያንን ኢትዮጵያውያንን ኣብ ምብራቕ ኣውሮፓ ብምውካል ንዘርኣይዎ ቁርፀኝነት…

“ቪኦን.ቴሌኮም” ኣብ ኢትዮጵያ ንክሰርሕ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ቪኦን.ቴሌኮም” ኔዘርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንክሰርሕ ፃውዒት ቀሪቡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ “ቪኦን.ቴሌኮም” ግሩፕ ማቲው ጋልቫኒ ዘቲዮም። ቪ ኦን ቴሌኮም ዘለዎ ለምዲ ብምንኣድ፥ እቲ…

ኣመራርሓ፣ ኣርታዕቲን ካልኦት ሞያዊያንን ሚዲያ ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ፣ ኣርታዕቲን ካልኦት ሞያዊያንን ሚዲያ ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ግብርና ግርማ አመንቲን (ዶ/ር) ሓዊሱ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)ን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ ስራሕ…

ሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ “ይመሓየሽ”፤ “ኣይመሓየሽ” ኣብ ዝብሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ ይመሓየሽን ክመሓየሽ ኣይብሉን” ኣብ ዝብሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ ዘተ ኢንስቲትዩት መፅናዕቲ ፖሊሲ ኢትዮጵያ ዘሰናድኦ እንትኸውን፥ “እቲ ሕገ መንግስቲ ድሕሪ 30 ዓመታት ክመሓየሽ ይግባእ ዲዩ?…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ኤግዚብሽን ኤክስፖን ኮንስትራክሽን እቲ ዓውዲ ንምምዕባል ከምዝሕግዝ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ኤግዚብሽን ኤክስፖን ኮንስትራክሽን እቲ ዓውዲ ንምምዕባል ከምዝሕግዝ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። ኤግዚብሽን ኤክስፖን ኮንስትራክሽን ጠሚተን እተን ሚኒስትር ኣብ ዝሃብኡ መብርሂ፥ እቲ…

ኣባላት ልኡኽ ፓርላማ ደቡብ ኣፍሪካ ልውውጥ ልምዲ ንምክያድ ናብ ኢትዮጵያ መፂኦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ልኡኽ ፓርላማ ደቡብ ኣፍሪካ ልውውጥ ልምዲ ንምክያድ ናብ ኢትዮጵያ መፂኦም። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተፀዋዒ መንግስቲ ሚኒስትር ዴኤታ ምህረቱ ሻንቆ (ረ/ፕ)፥ ነቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምኻድ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…

ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ትግራይ ንዝርከባ ትካላት ጥዕና ዝኸውን ደገፍ ናውቲታት ጥዕና ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከባ ትካላት ጥዕና ዝኸውን ደገፍ ናውቲታት ጥዕናን መድሓኒትን ኣረኪቡ። ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ትግራይ ብምኽኒያት ዝነበረ ኲናት ኣብቲ ክልል ዝርከባ ትካላት ጥዕና ዝኸፍአ ዕንወት ከምዘጋጠመን…

ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ሂሩት በቀለ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ሂሩት በቀለ ተፈፂሙ። እታ ኣርቲስት ምስ ባንድታት ዳህላክ፣ ዳሽንን ዋልያን ብዙሓት ስራሕቲ ዝሰርሐት ኢያ። ንኣስታት 35 ዓመታት ኣብ ክፍቲ ቲኣትር ፖሊስ ሰራዊት ከምዘገልገለት ድማ ኣብቲ ስነሰርዓት ተገሊፁ። ኣብ…

ኣብ ሶማሊያ ዝተዋፈረ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ ግብኡ ብብቕዓት ይፍፅም ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ዝተዋፈረ  ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ ግብኡ ብብቕዓትን ብጅግንነትን ይፍፅም ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ሙክታር መሓመድ ዋሬ፣ ወታደራዊ ኣታሼ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ሜጄር ጄኔራል ኣማረ ገብሩን ላዕለዎት…

መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ሂሩት በቀለ ኣብ ሃገር ፍቅር ቲኣትር ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ሂሩት በቀለ ኣብ ሃገር ፍቅር ቲኣትር ተሳሊጡ። እታ ኣርቲስት ምስ ባንድታት ዳህላክ፣ ዳሽንን ዋልያን ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝሰርሐት ተገሊፁ። ንኣስታት 35 ዓመታት ኣብ ክፍቲ ቲኣትር ፖሊስ ሰራዊት…