Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሚኒስቴር ጥዕና “ኢላንጋ” ምስ ዝተብሃለ ኣገልግሎት ገባሪ ሰናይ ስዊዘርላንድ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና “ኢላንጋ” ምስ ዝተብሃለ ኣገልግሎት ገባሪ ሰናይ ስዊዘርላንድ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።
እቲ ስምምዕነት÷ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ወሎ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖም ኣገልግሎታት ጥዕና ብናውቲ ሕክምናን ንምሕጋዝ ናብ…
ፅገና ልዑል ሓይሊ መተሓላለፊ መስመር ወልዲያ ኣላማጣ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅገና ልዑል ሓይሊ መተሓላለፊ መስመር ወልዲያ ኣላማጣ ከምዝተዛዘመ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ኮሙዩኒኬሽን እቲ ትካል ኣይተ ሞገስ መኮንን፥ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ በምኽኒያት ዘጋጠመ ኲናት ጉድኣት ኣጋጢሙዎ ኣብ ፅገና ዝፀንሐ እቲ…
ዝኽሪ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ዝቕፅል ሓሙስ ኣብ ክልል ዓፋር ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ዝኽሪ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ “ኣይንርሰዖን” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝቕፅል ሓሙስ 24 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ኣብ ክልል ዓፋር ክካየድ ኢዩ።
እቲ ዝኽሪ ምልክት ጅግንነትን መስዋእቲን ሰራዊት ምክልኻል…
ኣይተ መላኩ ኣለበልን ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ዘፈር ምፍራይ ዝተዋፈሩ ኢንዱስትሪታት ቻይና ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበልን ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያን ዣኦ ዡዩአን ኣብ ዘፈር ምፍራይ ዝተዋፈሩ ኢንዱስትሪታት ቻይና ተዓዚቦም።
እቲ ዑደት÷ ኢንዱስትሪታት እናገጠሙዎመወ ዝርከቡ ፀገማት ብኣካል ብምዕዛብ ማሕለኻታት ንምፍላይ…
ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሃገር ዘብፅሖ ጥፍኣት ዘውግዝ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሃገር ዘብፅሖ ጥፍኣት ዘውግዝ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።
እቶም ነበርቲ፥ ኣብ ኣደባባያት እታ ከተማ ብምውፃእ ነቲ ገብረ ራዕዲ ዘውግዙ መልእኽቲታት በምስማዕ ተቓውሞኦም…
ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ጀመርቲ ሰብ ዋና ፈጠራ ንምሕጋዝ 4 ቢሊየን ብር ከምዝሰለዐ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ጀመርቲ ሰብ ዋና ፈጠራ ንምሕጋዝ 4 ቢሊየን ብር ከምዝሰለዐ ኣፍሊጡ።
ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ዮሃንስ ኣያሌው÷ እቲ ባንኪ ሰብ ዋና ፈጠራ ንምሕጋዝ 4 ቢሊየን ብር ከምዝሰለዐን ሓገዝ እቲ ባንኪ ዝደልዩ ፈጠርቲ…
ኣብ ሰንሰለት እታዎታት ቡና ንዝተዋፈሩ ኣካላት ልቓሕ ንምርካብ ዘኽእል ፕሮጀክት 10 ሚሊየን ዩሮ ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ግብርና ምስ ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውሕመ ኣብ ሰንሰለት እታዎታት ቡና ንዝተዋፈሩ ኣካላት ልቓሕ ንምርካብ ዘኽእል ፕሮጀክት 10 ሚሊየን ዩሮ ከቲሙ።
ሚኒስተር ግብርና ኡመር ሁሴንን ዳይሬክተር ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ…
ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ንምዝካር 24 ጥቅምቲኣብ መላእ ኢትዮጵያ ክካየድ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“24 ጥቅምቲ ኣይንርስዖን” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ንምዝካር 24 ጥቅምቲኣብ መላእ ኢትዮጵያ ከምዝካየድ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ኣገልግሎት ኣይ ከበደ ዴሲሳ እቲ መዓልቲ…
ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝተሃነፁ 38 ኣባይቲ ንዓቕሚ ዘይብሎም ተመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ብ11 ሚሊየን ብር ወፃኢ ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ዝተሃነፁ 38 ኣባይቲ ንዓቕሚ ዘይብሎም ተመሓላሊፎም።
ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ኣዳነ ተ/ጊዮርግስ፥ እቶም ኣባይቲ ደረጀኦም ብምሕላው ነክዛዘሙ ደገፍን ክትትል ከምዝተገበረ…
ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝመርሕዎ ሉኡኽ ኣብ ከተማ ገላንን ዱከምን ኣብ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝመርሕዎ ሉኡኽ ኣብ ከተማ ገላንን ዱከምን ኣብ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ገይሮም።
እቲ ልኡኽ፥ ኣብተን ከተማታት ዘሎ ፋብሪካ ሕሩጭ፣ ዩኔን ሕብረት ስራሕ ሓረስቶትን ሜልባ ትካል ሕትመትን…