Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ፅሬትን ተወዳዳራይነትን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ዝጠመተ ፓናል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅሬትን ተወዳዳራይነትን ፍርያታት ኢንዱስትሪ ዝጠመተ ፓናል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን እንዳለው መኮንን፣ ሚኒስትር ዴኤታ ኢንዱስትር ታረቀኝ ቡሉልታ ሓዊሱ ምሁራን እቲ ዓውዲን መዳርግቲ…
ምልኣተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምልኣተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ ብፀሎት ዝኸፈቱ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ÷ እቲ ጉባኤ ዓበይቲ ልኡኽቶታት እታ…
ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ ዓውዲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ዝሳተፍ ዘሎ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ምስ ሰብ መዚ ፓኪስታን ዘቲዩ።
እቲ ዘተ ኣብ ዓውዲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዝጠመተ ኢዩ ነይሩ።
ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ፥…
ብልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ንዝህነፅ ፕሮጀክት መስተ ማይን ሳኒቴሽንን ዘድሊ ውዕል ተኸቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ንዝህነፅ ፕሮጀክት መስተ ማይን ሳኒቴሽንን ዘድሊ ውዕል ተኸቲሙ።
እቲ ፕሮጀክት ንልዕሊ 49 ሺሕ ክፋላት ሕብረተሰብ ተረባሕቲ ከምዝገብር ድማ ተገሊፁ።
ኣብቲ ሰነድ ውዕል ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን…
ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ ዘኽእል ዓቕሚ ከምዘለዋ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ ዘኽእል ዓቕሚ ከምዘለዋ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ገሊፁ።
እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ሕብረት፣ ሓድነትን ልምዓት ናብ ገንዘብ ምቕያር እንተኽኢልና ኢትዮጵያ ምፍራይ ትኽእል…
ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንት ወፃኢኣ ንምዕባይ ምምሕያሻት ፓሊሲ ትገብር ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንት ወፃኢኣ ንምዕባይ ምምሕያሻት ፓሊሲ እናገበረት ምዃና ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ገሊፆም።
ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ሎሚ ኣብ ፓኪስታን ከተማ ካራቺ ምክያድ ጀሚሩ፡፡
እቲ ፎረም÷…
ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ህንፀት ሃገረ-መንግስቲ ጠሚቱ ይዛተ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ህንፀት ሃገረ-መንግስቲን ብሄራዊ መንነትን ትኹረት ዝገበረ መድረኸ ዘተ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ የካይዱ ኣለዉ።
ኣካቢ እቲ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ መብራቱ ኣለሙ (ዶ/ር)÷ እቲ መድረኽ ዘተ ብፍላይ ኣብ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ፓኪስታን ከተማ ካራቺ ፈላማይ በረራ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ፓኪስታን ከተማ ካራቺ ድሕሪ 20 ዓመት ፈላማይ በረራ ገይሩ።
እቲ መገዲ ኣየር ሎሚ መዓልቲ ናብ ካራቺ ኣብ ዝገበሮ በረራ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣…
ፖሊስ ፌዴራል ብመሰረት ሕገ-መንግስቲ ዝተውሃቦ ሓላፍነት ብግቡእ ይዋፃእ ኣሎ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ብመሰረት ሕገ-መንግስቲ ዝተውሃቦ ሓላፍነት ብግቡእ እናተዋፅአ ምዃኑ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ትካል ገሊፆም።
ላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያ ፀፅታ ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡
ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷…
ኣብ ክልል ሮሚያ ብግዕዝይና ኣብ ዝተጠርጠሩ 1 ሺሕን 322 ውልቀ ሰባት ውሳነ ጥፍኣተኛ ተመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሮሚያ ብግዕዝይና ካብ ዝተጠርጠሩ 4 ሺሕን 80 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ብምውዓል ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 322 ውልቀ ሰባት ውሳነ ጥፍኣተኛ ከምዝተመሓላለፈ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ኣብ ክልል ኦሮሚያ…