Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣባላት ልኡኻት ጂቡቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ ) ኣባላት ልኡኻት ጂቡቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ልኡኻት ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስቴራት ኢትዮ-ጂቡቲ ንምስታፍ ኢዮም ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…
ብዘይሕጋዊ መገዲ ልዕሊ 5 ቢሊየን ብር እንተንቀሳቕስ ዝነበረ ውልቀ ሰብ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ 5 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር እንተንቀሳቕስ ዝነበረ ውልቀ ሰብ ምስ 25 ተሓባበርቱ ኣብ ቁፅፅር ብምውዓል ምርመራ ይግበረሉ ከምዘሎ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቶም ተጠርጠርቲ ካብ ሕብረተሰብ ብመሰረት ዝተረኸበ ሓበሬታ ዕቱብ…
ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተገበረልና ኣቀባብላ ካብ ዝተዘረበና ብተፃራሪ ኢዩ-ኢዶም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሃቡ ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተገበረልና ኣቀባብላ ካብ ዝተዘረበና ብተፃራሪ ኮይኑ ረኺብናዮ ክብሉ ኢዶም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሃቡ ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ተዛረቦም።
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ይበፅሖ ብዘሎ ውቅዒት ከምዝተበታተነ ኢዶም ንሰራዊት…
ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ 59 ተቓላዕቲ ፍልሰተኛታት ናብ ሃገሮም መሊሱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ 59 ተቓላዕቲ ፍልሰተኛታት ናብ ሃገሮም መሊሱ።
ምስ ቢሮ ትካል ፈልሰተኛታት ብምትሕብባር ከምዝመለሶም ድማ ኣፍሊጡ።
ካብ መንጎ እቶም ተመለስቲ እተን ርብዒ ደቂ ኣንስቲዮን ህፃናትን ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።
እዋናዊ…
ኣብ ዝተወሰኑ ከባቢታት ክልል ዓፋር መሊስካ ህንፀት መስመር ኤሌክትሪክ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ተቛሪፁዎም ዝፀንሑ ወረዳታት ክልል ዓፋር ተጠቀምቲ ንምግባር ፅገና መስመር ኤሌክትሪክ፣ መሊስካ ህንፀትን ስራሕቲ ዝርገሐ ሓዱሽ መስመርን ከምዝተዛዘመ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ክልል ዓፋር ገሊፁ፡፡
በቲ ፅገና 52 ነጥቢ 36 ኪሎ ሜትሮ ትሑት…
ሰብኣዊ ሓገዝን ሓለዋን ዜጋታት ንድርድር ኣይቐርብን – ሚኒስትር ለገሰ ቱሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕንነት ዜጋታት ንምሕላውን ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝን ንድርድር ከምዘይቐርብ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ ኣፍሊጡ።
እቶም ሚኒሰስትር÷ መንግስቲ ኢትዮጵያ ድሕንነት ዜጋታት ንምሕላውን ሰብኣዊ ሓገዝ ከምኡ እውን ቀረብ መሰረታዊ…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 14 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 14 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ኢትዮጵያ ንምጥያሽ ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ደንቢ ብምዝታይ፥ እቲ ትካል እዋናዊን…
ኣመራርሓ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ክልል ደቡብ ብኩታ ገጠም ኣብ ዝለምዕ ዘሎ ሕርሻ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ሃገራዊ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ክልል ደቡብ ብኩታ ገጠም ኣብ ዝለምዕ ዘሎ ሕርሻ ስርናይ፣ ጣፍን ስርናይን ዑደት ገይሮም።
ኣብቲ ዑደት ኣካቢ እቲ ቤት ምኽሪ መብራህቱ መለሰ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ…
ፅገና መስመር ኤሌክትሪክ ኣላማጣ – ቆቦ 50 ሚኢታዊ ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅገና እናተገበረሉ ዝርከብ መስመር ኤሌክትሪክ ኣላማጣ - ቆቦ 50 ሚኢታዊ ከምዝተዛዘመ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝኸፈቶ ኲናት ዝተጎድኡ መሰረተ ልምዓታት ናይ ምፅጋን ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ዳይሬክተር…
ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኩሎም ግምባራት ኢዶም እናሃቡን እናተበተኑን ይርከቡ – ሚኒስቴር ምክልኻል
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ብዝወሰዶ ከቢድን ቅልጡፍን ስጉምቲ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኩሎም ግምባራት ኢዶም እናሃቡን እናተበተኑን ከምዝኾኑ ገሊፁ።
ካልኦት ድማ ብተመሳሳሊ ሓበሬታ ተደናጊሮምእንታይ ክገብሩ ከምዘለዎም ግራ ከምዝኣተዎም…