Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መበል 55 ስሩዕ ኣኼባ ሚኒስትራት ፋይናንስ፣ ኢኮኖሚ ልምዓትን ፕላንን ውሕመ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 55 ስሩዕ ኣኼባ ሚኒስትራት ፋይናንስ፣ ኢኮኖሚ ልምዓትን ፕላንን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ብብርኪ ሰብ ሞያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ።
እቲ ኣኼባ፥ “ዳግመ ህንፀት ኣፍሪካን ለውጢ ብምቅልጣፍን ዘይምጥዕዓምን…
ፎረም ሚኒስትራት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ጉዳይ ዞባዊ ፍልሰት ኣብ ስርዓተ ፆታን ተሳትፎ ዳያስፖራን ኣድሂቡ ይዝቲ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ፎረም ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካን ምብራቕ ኣፍሪካን ሚኒስትራት ጉዳይ ዞባዊ ፍልሰት ስራሕቲ ጉጅለ ቴክኒካል ኣብ ስርዓተ ፆታን ተሳትፎ ዳያስፖራን ኣድሂቡ ይዝቲ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሃገራት ኣብ ስርዓተ ፆታን ተሳትፎ ዳያስፖራን ዘሳለጠኦም…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ተዛቲዮም።
ኣብ እዋን ዘተኦም ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ትኹረት ብምግባር ከምዝዘተዩ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓሬታ…
ኣንቶኒ ብሊንከን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ትማሊ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር…
ኣብ መንጎ ህዝቢ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘሎ ምትሕብባር ይምዕበል ኣሎ – ፕሬዚዳንት ሶማሊያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ መንጎ ህዝቢ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘሎ ምትሕብባር ይምዕበል ኣሎ ክብሉ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ መሃሙድ ገሊፆም።
በዓል ሙሉእ ሰልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ሙክታር መሓመድ ደብዳበ ሹመቶም ናብ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ…
ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ብዘይሕጋዊ ዝውውር ዶላርን ካልኦት ገበናትን ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ኣውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ብዘይሕጋዊ ዝውውር ዶላርን ካልኦት ገበናትን ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ኣፍሊጡ።
ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከተማ ኣዲስ ኣበባ 2 መጋቢት 2015 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ ኦፕሬሽን ብዝውውር…
ኢትዮጵያ ክታበታት ክተፍሪ ካብ ሞንጎ ዝተሓረያ ሃገራት ሓንቲ ምዃና ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ክታበታት ክተፍሪ ካብ ሞንጎ ዝተሓረያ ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪካ ሓንቲ ምዃና ተገሊፁ።
ውድብ ጥዕና ዓለም ምስ ማእኸል ምቁፅፃር ሕማማት ኣፍሪካ ብምትሕብባር መፍረዪ ክታበት ንምህናፅ ሽዱሽተ ሃገራት ሓሪዩ፡፡
ካብ ኢትዮጵያ ብተወሳኺ…
ንዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዝኸውን ድጎማ ዋጋ ዘበናዊ ዱኽዒ 21 ቢሊየን ብር ክግበር ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዝኸውን ድጎማ ዋጋ ዘበናዊ ዱኽዒ 21 ቢሊየን ብር ከምዝግበር ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ መነግስቲ ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዝኸውን እታዎታት ዘበናዊ ድኹዒ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኬፕ ታውን ተወሳኺ በረራ ክገብር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኬፕ ታውን ዝገብሮ በረራ ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ተወሰኽቲ በረራታት ንምግባር ምድላው ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ።
እቲ ተወሳኺ በረራ 17 መጋቢት 2015 ዓ.ም ከምዝጅምር ገሊፁ፡፡
ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ካብ ኬፕ ታውን ወፃኢ ኣብ…
ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።
እቲ ሰነድ ስምምዕነት ፕሮጀክታት ፋርማሲዩቲካልስ፣ ፋብሪካ መዕሸጊ ፍርያትን ፓርክ ኢንዱስትሪን ንምስላጥ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ሕዚ ዝተፈረመ ስምምዕነት፥…