Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ከይዲ ኣወሃህባ ፈተና 12 ክፍሊዕት ከምዝነበረ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2014 ዓ.ም ፀገም ምሕደራን ኣወሃህባን ፈተና 12 ክፍሊ ንምፍታሕ ብመንግስቲ ዝተውሃበ ኣመራርሓ እቲ ፈተና ብዕዉት ኩነታት ከምዝተሳለጠ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብ ኣርባዕተ…
ጂቡቲ ካብ ኢትዮጵያ ስርናይ ክትገዝእ ከምትደሊ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጂቡቲ ካብ ኢትዮጵያ ስርናይ ክትገዝእ ከምትደሊ ሚኒስቴር ሕርሻ እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡
ሚኒስትር ሕርሻ ጂቡቲ መሓመድ ኣሕመድ ኣዋሌህ ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ÷ ኢትዮጵያ ናብ ጂቡቱ ኣብ ዘፈር ሕርሻ ፍርያት ፍረምረን ቀረብ ፅሩይ መስተ ማይን ኣብ ምምችቻው…
ሎሚመዓልቲ ኣጋምሸት ካብሰዓት 11፡30 ጀሚሩ ክፋል ከውሊ ፀሓይ ከጋጥም ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚመዓልቲ ኣጋምሸት ካብ ሰዓት 11፡30 ጀሚሩ ክፋል ከውሊ ፀሓይ ከምዘጋጥም ተገሊፁ።
ኣብዚ ዓመት ንኻል ግዘን ናይ መወዳእታን ዝረአ ከውሊ ፀሓይ÷ ሎሚመዓልቲ ኣጋምሸት ብኣቆፃፅራ ኢትዮጵያ ካብ ሰዓት 11፡30 ጀሚሩ ኢዩ ከጋጥም።
ኣብዚ ዓመት…
ኣብ ኣላማጣ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዕጡቓቱ ከዚኑዎ ዝነበረ ልዕሊ 3 ሺሕ ኩንታል ሓገዝ እኽሊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ ራያ ኣላማጣ ዝመፅአ ሓገዝ እኽሊ ንህዝቢ እንተይኣብፀሐ ንዕጡቓቱ ቀለብ ክውዕል ኣብ መኻዚኑን እንዳመጥሓንን ከዚኑዎ ተረኺቡ።
ኣብ ከተማ ኣላማጣ ኣብ ዝተፈላላዩ መኻዚን እኽሊን እንዳመጥሓንን ልዕሊ 2 ሺሕን 500 ኩንታል…
መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ብዘፅንዕን ሰላም ብረጋግፅን ዓወት እናተኸበረ ይርከብ – ዶ/ር ኣብርሃም በላይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሰራዊትና መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ብዘፅንዕን ሰላም ብዘረጋግፅን ዘኹዕ መስዋእትነትን ዓወትን እናተኸበረ ይርከብ” ክብሉ ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም።
ዶክተር ኣብርሃም በላይ÷ እቲ መዓልቲ ምኽንያት ብምግባር ንሰራዊት…
ውሕመ ንመበል 21 ክፍለ ዘበን ዝምጥን ምምሕያሽ ንኽገብር ኢትዮጵያ ፀዊዓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንመበል 21 ክፍለ ዘበን ዝምጥን ዝተመሓየሸ፣ ብቑዕን ክትግበር ዝኽእልን ምምሕያሻት ንኽገብር ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪባ።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ትማሊ ዝተኸበረ መዓልቲ ውሕመ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ መሳራቲ ኣባል…
መበል 16 ሓበራዊ ኣኼባ ሚኒስትራት ኢትዮ ጅቡቲ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 ሓበራዊ ኣኼባ ሚኒስትራት ኢትዮ ጅቡቲ ብብርኪ ሰብ ሞያ ምክያድ ጀሚሩ።
እቲ ኣኼባ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 27 ጥቅምቲ 2022 ዓ.ም ከምዝካየድ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ኣኼባ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት…
መንግስቲ ድሕንነት ዜጋታት ንምሕላውን ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምርግጋፅን ብቖራፅነት ይሰርሕ ኣሎ – ታዬ ኣፅቀስላሴ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ድሕንነት ዜጋታት ንምሕላውን ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምርግጋፅን ብቖራፅነት እናሰርሐ ምዃኑ ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስት ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም።
ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት “ሰላምን…
እናተመዝገቡ ዝርከቡ ዓወታት ተጠናኺም ንኽቕፅሉ ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ይካድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ከተማዊ ጉዳያት ይዛተዩ ኣለዉ፡፡
ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኣዲስ ኣበባ መለሰ ኣለሙ ከምዝገለፁዎ÷ ንክልተ መዓልቲ ኣብ ዝፀንሕ መድረኽ ዋጋ ደም…
መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ።
“ቀለበት ሓዊ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንፍቀ መዋእል” ብዝብል ርእሲ ዝተፃሕፈ መፅሓፍ ሎሚ መዓልቲ ይምረቕ ኣሎ።
እቲ መፅሓፍ ብዋናኣሰናዳኢ፣ ኣሰናዳኢን ሓጋዚ ኣሰናዳኢን ዝተፃሕፈ…