Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ሓዊሱ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲ እታ ከተማ፣ ኣባላት ቤት ምኽሪን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ተረኺቦም። ብየሻምበል ምህረት…

በረድ ሓዊሱ ብሰንኪ ዝዘነበ ዝናብ ለዕሊ 300 ሚሊየን ብር ዝግመት ኣዝርእቲ ካብ ረብሓ ወፃእ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ኣምባሰልን ኣልብኮን 30 ለካቲት 2015 ዓ.ም በረድ ሓዊሱ ብሰንኪ ዝዘነበ ዝናብ ለዕሊ 300 ሚሊየን ብር ዝግመት ኣዝርእቲን ንብረትን ካብ ረብሓ ወፃእ ኮይኑ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ምክልኻል ሓደጋን ውሕስነት ምግብን እቲ…

ኢትዮጵያ ሰላምን ምርግጋእን ደቡብ ሱዳን ንምሕጋዝ ቆራፅ ኢያ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሰላምን ምርግጋእን ደቡብ ሱዳን ንምሕጋዝ ቆራፅ ከምዝኾነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ ገሊፆም። ንሓደ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ደቡብ ሱዳን ጁባ ዝኣተዉ ቀዳማይ ሚኒስትር አቢይ÷ ምስ ፕሬዝዳንት እታ ሃገር ሳልቫ ኪርን ተቀዳሚ…

ትግራይ ሓዊሱ ኣብ 6 ክልላት ብመስኖ ክለምዕ ዝኽእል ልዕሊ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ከምዝተፈለየ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሽዱሽተ ክልላት ብመስኖ ክለምዕ ዝኽእል ልዕሊ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ከምዝተፈለየ ኢንስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን  ግብርና ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ልምዓት መስኖ፥ ኣብ ክልል ኦሮሚያ፣ ኣምሓራ፣ ደቡብ፣ ትግራይ፣ ሃረሪን ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ንምትግባር…

ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዩ ኤስ ኤድ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኤድ) ዘቲዮም። እቶም ሚኒስትር፥ ግብርና ንምዝማን ዓሊሙ ሰትራቴጂክ ትልሚ 10 ዓመት ብምቕራፅ ተግባራዊ ምግባር ምጅማሩ ተዛሪቦም። ብመሰረት እዚ…

ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ እቲ ውድብ ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ እቲ ውድብ ይዛተዩ ኣለዉ። ምክትል ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን እቲ ውድብ ኣደም ፋራህ፥ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ፈላማይ ጉባኤኡ ዘመሓላለፎም ውሳነታትን ብመረፃ ነህዝቢ ዝኣተዎ…

ቻይና ንሓበራዊ ረብሓ ምስ ኢትዮጵያ ብቐረባ ንምስራሕ ድልውቲ ኢያ-ዋና ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣብ ቻይና  

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንሓበራዊ ረብሓ ምስ ኢትዮጵያ ብቐረባ ንምስራሕ ድልውቲ ኢያ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣብ ቻይና  ው ፔንግ ተዛሪቦም። በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ደብዳቤ ሹመቶም ናብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…

ወራሲ ዓራት ሱልጣን ኣሕመድ ዓሊሚራህ ሹመት ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወራሲ ዓራት ሱልጣን ኣሕመድ ዓሊሚራህ ሹመት ተቐቢሎም ነበር መራሒ ሱልጣኔት ዓፋር ሱልጣን ሃንፍሬ አሊሚራህ ቅድሚ ውሱናት ዓመታት ህይወቶም ምሕላፉ ስዒቡ ኢዩ እቶም ሓዎም ስልጣን ተረኪቦም። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ኣስሓይታ ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ሱዳን ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ሱዳን ሎሚ መዓልቲ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጁባ አነትበፅሑ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሳልቫ ኪር ማያርዲት ኣቀባብላ ክምዝገበሩሎም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር…

ስልጠና ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ሓድነት መናእሰይ ዘተኣሳስር ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስልጠና ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ሓድነት መናእሰይ ዘተኣሳስር ሃገራዊ ሓድነት ዘደንፍዕን ከምዝኾነ ተገሊፁ። ካብ 3 ክሳብ 11 መጋቢት 2015 ዓ.ም "ብዓቕሚ መናእሰይ ኩለመዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ይረጋገፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል…