Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

መድረኽ ምንቅስቓስ ኢንቨስትመንትን ልምዓትን መዓድን ኣብ ባሕርዳር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ምንቅስቓስ ኢንቨስትመንትን ልምዓትን መዓድን ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ባሕርዳር ይሳለጥ ኣሎ። ሃፍቲታት መዓድን እቲ ክልል ዝምልከት ምይይጥ እናተገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ይልቃል ከፋለ፣…

ብሔራዊ ባንኪ ምስ ትካላት ፋይናንስ ልዝብ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሔራዊ ባንኪ ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝፀደቐ ረቂቕ ኣዋጅ መመሓየሺ ስራሕ ባንኪ ኣድሂቡ ምስ ትካላት ፋይናንስ ልዝብ ገይሩ። እቲ ልዝብ ምስ ዝተፈላለዩ ትካላት ፋይናንስ እዩ እናተኻየደ ዝርከብ። ልዝብ ዝግበረሎምን ሓሳብ እታወት ዝርከበሎምን…

መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ኣካዳሚ ፓሽን ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል “ስለዝተሰወአልና፣ ህይወት፣ ደምን ዓፅሚንስለዝተኸፈለልና፣ ክብሪ ንሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣካዳሚፓሽን ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ሰራሕተኛታት እቲ ኣካዳሚ፣ ተምሃሮ፣ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻልን…

ቁልፊ ዕቤትና ኣብ ኢድና ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቁልፊ ዕቤትና ኣብ ኢድና ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ናብ ምዕባለ ዝግበር ጉዕዞ ዝተሳለጠ ክኸውን ዝኽእል ብቐንዱ ኣብ ውሽጣዊ ዓቕምና…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ብስልክ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ብስልክ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ምስ ጀስቲን ትሩዶ ውፅታዊ ልዝብ ከምዝገበሩ ኣፍሊጦም። ኣብ ዘተኦም ድማ ክልተኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ምጥንኻር ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንፕሬዚዳንት ሺ ጂንፒንግ መልእኽቲ ሓጎስ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ዳግም ዋና ፀሓፊ ኮሚኒስት ፓርቲ ቻይና ብምዃን ብምምራፆም መልእኽቲ ሓጎስ ቸኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም÷ ዳግም ምምራፅ እቶም ፕሬዚዳንት ህዝቢ ቻይና ብቐጥታ…

መመሓላለፊ መስመር ልዑል ሓይሊ ወልዲያ – ኣላማጣ ፅገና ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ዝተኻየደ ኲናት ጉድኣት ዝበፅሖ መመሓላለፊ መስመር በዓል 230 ኪሎ ቮልት ልዑል ሓይሊ ወልዲያ – ኣላማጣ ፅገና ከምዝተጀመረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፅገና እቲ ሓይሊ መስመር ልዕሊ ሓደ ዓመት ሓይሊ ተቛሪፁዎም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማእኸል ስነ-ጥበብ እንጦጦ ዝተሰናደአ ኤግዚቢሽን ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ማእኸል ስነ-ጥበብ እንጦጦ ዝተሰናደአ ኤግዚቢሽን ዑደት ገይሮም። እቲ ኤግዚቪሽን ውቑር ኣቢያተ ክርቲያን ላሊበላ ብቨርቹዋል ዘርኢ ኢዩ። እቲ ኣብ ወርሒ መስከረም ዝተኸፈተ…

ብርእሰ ምምሕዳር ኦርዲን በድሪ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ኔዘርላንድስ ዑደት ስራሕ ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ብርእሰ ምምሕዳር ኦርዲን በድሪ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ኔዘርላንድስ ዑደት ስራሕ ኣሳሊጡ። እቶም ልኻት ቫይተንስ ኢቪደስ ዝተብሃለ ፋውንዴሽን ብመሰረት ዝገበረሎም እንግዶት እቲ ዑደት ከምዝገበሩ ተሓቢሩ። ኣብ ፃንሒቶም፥ ምስቲ ፋውንዴሽን ኣብ ዓውዲ…

ኢትዮ ቴሌኮምን ሚኒስቴር ንግድን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮምን ሚኒስቴር ንግድን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ክፍሊት ኣገልግሎት ምዝገባን ፍቓድን ኦላይን ብቴንብር ንምግባር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ዓማዊል ብቴምብር ኣቢሎም ብዘይምንም ተወሳኺ ወፃኢ ክፍሊቶም ኣብ ዘለውዎ…