Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ትሕቲ ሰራዊት ምክልኻል ዝርከባ ከተማታት ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ይስራሕ ኣሎ – መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ኣቕርቦትን ኣገልግሎትን ኣብ ምጅማር ኣመልኪቱ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ መግለፂ ሂቡ። ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ክልል ትግራይ ኣብዚ ሰሙን ዝተወሰኑ ከተማታት ከምዝተቖፃፀረ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።…

ኣዲስ ኣበባ ብፕሮግራም ምገባ ተምሃሮ ዝበለፀ ተመክሮ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ብፕሮግራም ምገባ ተምሃሮ ዝበለፀ ተመክሮ መበል ሻምናይ ስምምዕነት ግሎባል ፖሊሲ ምግቢ ከተማ ሚላን ዘላቒ ኣመጋግባን ስነ ምግብን ዓውዲ ተዓዊታ። ኣዲስ ኣበባ እቲ ሽልማት፥ ብብርኪ ዓለም ምስ 133 ከተማታት ተወዳዲራ ከምዝረኸበቶ…

ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ዘተ ሓይሊ ምክልኻል ኣፍሪካ-ህንዲ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ዶክተር ኣብረሃም በላይ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ መድረኽ ዘተ ሓይሊ ምክልኻል ኣፍሪካ-ህንዲ ይሳተፍ ኣሎ። ዶክተር ኣብርሃም፥ እቲ ዘተ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዓውዲ ምክልኻል ትሕብብረን ንምጥንኻር ዘኽአል ኣጋጣሚ ከምዝፈጥር…

ኢትዮጵያ ካብ ሓሙሽተ ዝተሓረዩ ከባቢታት ኢንቨስትመንት ሓንቲ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) 18 ክሳብ 19 ጥሪ 2015 ዓ.ም ብቐንዱ ኣብ ዓውዲ ልምዓት ትሕዝቶ መሬት ኢትዮጵያ ካብ ሓሙሽተ ዝተሓረዩ ከባቢታት ኢንቨስትመንት ሓንቲ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ኮርፖሬሽን ልምዓትን ባንኪን መሬት ፌዴራል ኣፍሊጡ። "ኢንቨስት ኦሪጅንስ" ዝተብሃለ…

ብኣይተ ዑመር ሑሴን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ፎረም ምግቢ ዓለም ይሳተፍ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሮም እናተኻየደ ዝርከብ ፎረም ምግቢ ዓለም ይሳተፍ ኣሎ። ፎረም ምግቢ ዓለም ኣብ ጣሊያን ከተማ ሮም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 17 ክሳብ 21 ጥቅምቲ 2022 ዝፀንሕ መድረኽ እንትኸውን÷…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃት ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ ፕላንን ልምዓትን መሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃት ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ ፕላንን ልምዓትን መሪሑ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ፈላማይ ስሩዕ ኣኸብኡ ኣሳሊጡ። ኣብቲ ዘካየዶ ኣኼባ ቶም ረቀቕቲ ኣዋጃት ብዝምልከት ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ሕቶታት…

ዞባ ምዕራብ ጎጃም ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 18 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 18 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ገይሩ። ሓላፊ መምርሒ ንግዲን ልምዓት ዕዳጋን እቲ ዞባ ኣይተ ኣሰፋ ጥላሁን÷ ኣብቲ ዞባ ዝርከባ 21 ወረዳታት 18 ሚሊየን 75 ሺሕን 600 ብር ጥሕኒ፣…

ስዩም ከበደ ኣሰልጣኒ ጋንታ ሲዳማ ቡና ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ስዩም ከበደ ዋኒ ኣሰልጣኒ ጋንታ ሲዳማ ቡና ብምዃን ተሾይሞም። ኣብ 2013 ዓ.ም ቤትኪንግ ፕሪሚየር ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ሻምፒዮን ንኽትከውን ዝገበረ ኣሰልጣኒ ስዩም ከበደ÷ ኣብዚ ዓመት ዝኸፍአ ኣጀማምራ ዝገበረት ጋንታ ሲዳማ ቡና…

ባይቶ ወከልቲ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ሎሚ መዓልቲ መበል ሻድሻይ ካልኣይ ዓመት ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ 30 መስከረም 2015 ዓ.ም ኣብ መኽፈቲ ስነስርዓት ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ዘቕረብኡ መኽፈቲ ኣመልኪቱ ዝቐረበ ድጋፍ…

ፈተና ተምሃሮ 12 ክፍሊ ተፈጥሮ ሳይንስ ንሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፈተንቲ ተምሃሮ ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ 2014 ዓ.ም ሎሚ መዓልቲ ፈተነኦም ምውሳድ ጀሚሮም። እቲ ፈተና ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 11 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ክወሃብ ኢዩ፡፡ ተፈተንቲ ተምሃሮ ማሕበራዊ ሳይንስ ካብ 30 መስከረም 2015…