Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፋውንዴሽን “ኢዱኬሽን ኣበቭ ኦል” ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ፕሮጀክታት ትምህርቲ ብምድጋፍ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ምኽክር ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋውንዴሽን “ኢዱኬሽን ኣበቭ ኦል” ኳታርን መንግስቲ ፌዴራልን ኣብ ኢትዮጵያ ፕሮጀክታት ትምህርቲ ብምድጋፍ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ምኽክር ተኻይዱ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ÷ ምስ ዋና ፈፃሚ…
ምስ ፓኪስታን ዘሎ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኣብ ኢኮኖሚያዊ ዓውዲታት ንምጥንኻር ክስራሕ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ፓኪስታን ዘለዋ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኣብ ኢኮኖሚያዊ ዓውዲታት ንምጥንኻር ከምትሰርሕ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ጉጅለ ልኡኽ ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታንን…
ህዝቢ ኖርዌይ ምስ ዩኒሴፍ ብምትሕብባር ኣብ ኢትዮጵያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ህፃናት ዝውዕል 10 ቶን ህፁፅ ሓገዝ ክገብሩ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ኖርዌይ ምስ ዓለም ለኸ ትካል መድሕን ህፃናት ውሕመ (ዩኒሴፍ) ብምትሕብባር ኣብ ኢትዮጵያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ህፃናት ዝውዕል 10 ቶን ህፁፅ ሓገዝ ከምዝገብሩ ተገሊፁ።
ሓገዝ ትፅዕን ኣውሮፕላን ኖርዌይ 10 ቶን ህፁፅ ሓገዝ ሒዛ ካብ…
ፕሮጀክት ምዕቛር ናይ ዝናብ ማይ ብድርቂ ተጎዳእቲ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታት ንምትግባር እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ምዕቛር ናይ ዝናብ ማይ ብድርቂ ተጎዳእቲ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታት ንምትግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ገሊፆም።
"ግድበይ ኣብ ኢደይ" ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ማይ ኢትዮጵያ ብብርኪ…
ንኹሉ ዝሓቁፍ ብሄራዊ ምኽክር ብምግባር ኣብ ሓበራዊ ምርድዳእ ምብፃሕ ይግባእ – ኣይተ ታየ ደንደኣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ንኹሉ ዝሓቁፍ ብሄራዊ ምኽክር ብምግባር ኣብ ሓበራዊ ምርድዳእ ምብፃሕ ከምዝግባእ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ኣይተ ታየ ደንደኣ ገሊፆም።
ሚኒስቴር ሰላም ምስ ዝተፈላለዩ ትጋላት ገባሪ ሰናይ ብምትሕብባር ኣብ ኢትዮጵያ ኩለመዳይ ህንፀት ሰላምን…
ወ/ሮ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ኣቦ መንበር ዓለም ለኸ ጉጅለ ኢነርጂ ቻይና ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ወ/ሮ ሰመሪታ ሰዋሰው ብኣቦ መንበር ዓለም ለኸ ጉጅለ ኢነርጂ ቻይና ሊ ዚያንግ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ዘቲየን።
ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ብዛዕባ ዘሎ ምትሕበባር ኢኮኖሚን ኣብ ቀፃሊ ክግበር ዝግበኦ…
ሰብ ሃፍቲ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንክዋፈሩ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንክዋፈሩ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ።
ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ሕብረት መናእሰይ ደቡብ ኮሪያ ሁን ሞክ ሊ ዘቲዮም።
ኣብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ…
ብዶ/ር ኣለሙ ስሜ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ብዶ/ር ኣለሙ ስሜ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ።
ኣብ ዳመርጆግ ኢንዱስትሪያል ፓርክን ጣቢያ ናጋድን ዑደት ከምዝገበሩ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ኣብ ክልል ደቡብ ብሰንኪ ድርቂ ንዝተጎድኡ 2 ሚሊየን ዜጋታት ህፁፅ ደገፍ ከምዘድሊ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ብሰንኪ ድርቂ ንዝተጎድኡ 2 ሚሊየን ዜጋታት ህፁፅ ደገፍ ከምዘድሊ ተገሊፁ።
ኮሚሽን ሓደጋን ድልውነትን ኣመራርሓ ስራሕን እቲ ክልል፥ መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ኣካላት ህፁፅ ምላሽ ንክህቡ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
ኣብ ክልል ደቡብ…
መርሃ ግብሪ መጀመሪ ብሄራዊ ዘተ ኣማራፅታት ፖሊሲ ሽግግር ፍትሒ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ብሄራዊ ዘተ ኣማራፅታት ፖሊሲ ሽግግር ፍትሒ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…