Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩዋንዳ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩዋንዳ ቪንሰንት ቢሩታ ተዛቲዮም።
ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ዘተኦም÷ ናይ ነዊሕ እዋን ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣልዒሎም።
ኣብ ሞንጎ…
ኣብ ዞባ ስልጤ ጓል 4 ዓመት ህፃን ብዝብኢ ተነኺሱ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ፖሊስ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ስልጤ ጓል 4 ዓመት ህፃን ብዝብኢ ተነኺሱ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ፖሊስ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ዞባ ወረዳ ሳንኩራ ፍሉይ ሽሙ ማዞሪያ ኣብ ዝተብሃለ ከባቢ ኣብቲ መንደር ትነብር ጓ 4 ዓመት ህፃን ምስ መሓዙታ እናተፃወተት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ብዝብኢ…
ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ሰሌዳ ግዘ ኣብ 6 ዞባታትን 5 ፍሉያት ወረዳታትን ዝካየድ ህዝበ ውሳነ ወግዓዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ሰሌዳ ግዘ ኣብ 6 ዞባታትን 5 ፍሉያት ወረዳታትን ክልል ደቡብ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ዝካየድ ህዝበ ውሳነ ወግዓዊ ገይሩ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ኣፈ ጉባኤ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ደቡበ ኮሪያ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ኣፈ ጉባኤ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ደቡበ ኮሪያ ጂን-ፒዮን ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ተዛቲየን።
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷ እቲ ዘተ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት…
ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ቪክቶሪያ ክዋክዋ ተዛቲዮም።
ኣብ ዓመታዊ ጉባኤ ባንኪ ዓለምን ትካል ገንዘብ ዓለምን(ኣይ ኤም ኤፍ) ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ…
ኣይተ ዑመር ሑሴን ምስ ተወካሊትካል ምግብን ሕርሻን ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሴን ምስ ተወካሊ ትካል ምግብን ሕርሻን ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ኣይተ ኣበበ ሃይለገብርኤል ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ እቲ ትካል ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ሽርክና ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሎ ዛዕባ ዝጠመተ ኢዩ ተባሂሉ።
ብተወሳኺ…
ሰብ ውዕለታ እዛ ሃገር ንዝኾኑ ኣረጋዊያን ግቡእ ጠመተ ምሃብ ይግባእ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ውዕለታ እዛ ሃገር ንዝኾኑ ኣረጋዊያን ግቡእ ጠመተ ምሃብ ይግባእ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።
ሎሚ ዘበን ዝኽበር መዓልቲ ኣረጋዊያን፥ “ኣሰር ኢትዮጵያዊነት ኣረጋዊያን ንትውልዲ ሓደራ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 31…
መናእሰይ ኣብ ዝጓዑዘን ሃገራት ኣፍሪካ ቀዋሚ ሕውነት ክተኽሉ ኣለዎም-ኣይተ ደመቀ መኮነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓምለዋይ ኣሰር ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ መናእሰይ ኣብ ዝጓዑዘን ሃገራት ኣፍሪካ ቀዋሚ ሕውነት ክተኽሉ ኣለዎም ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም።
ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝኸዱ ወለንታዊ…
ጋዜጠኛ ስፖርት ፍቅሩ ኪዳኔ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታሪኽ ጋዜጠኝነት ስፖርት ኢትዮጵያ፥ ጨዋታ ኩዕሶ እግሪ ብቀጥታ ፈነወ ሬድዮ ብምምሕልላፍ ፈላማይ ኢትዮጵያዊ ዝነበሩ ኣይተ ፍቅሩ ኪዳኔ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም።
ኣይተ ፍቅሩ ኣብ ታሪኽ ጋዜጠኝነት ስፖርት ኢትዮጵያ ፈላሞት ካብ ዝበሃሉ ውልቀ…
ኣብ ሰሜንን ሰሜን ምብራቕ ኢትዮጵያን ፀሓያማን ንፋሳማን ኩነታት ኣየር ንዝቕፅሉ 10 መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜንን ሰሜን ምብራቕ ኢትዮጵያን ፀሓያማን ንፋሳማን ኩነታት ኣየር ንዝቕፅሉ 10 መዓልታት ከምዝፀንሕ ኢንስቲትዩት ሜቲዎሮሎጂ ኣፍሊጡ።
እቲ ኢንስቲትዩት ኣብ ዝቕፅሉ 10 መዓልትታት ዝህሉ ኩነታት ኣየር ብዝምልከት ሓበሬታታት ትንበያ ዕላዊ ገይሩ።…