Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሙዚየም ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ንህዝቢ ክፍቲ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕድሳት ተገይሩሉ ንዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ፈተነ ስራሕ ዝፀንሐ ሙዚየም ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንህዝቢ ክፍቲ ኮይኑ።
እቲ ቤተ መንግስቲ ጥንታዊ ተሽከርከርቲን መካነ እንስሳትን ሓዊሱ ኣብ ውሽጡ ብዙሓት ታሪኻዊ ቅርስታት ዝሓዘ…
መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ንዘበናት መናሃርያ ህብረ ብሄራዊነት ኣብ ዝኾነት ናይ ኣባ ጅፋር ሃገር፣ ብንግዲ፣ ባህሊ፣ ሃይማኖትን ትምህርቲን ኢትዮጵያውያን ካብ ኣርባዕቲኡ መኣዝን እናተራኸቡላ ዝነበረት ከተማ ጅማ ኣቲና።
ኣብ ታሪኻዊት ከተማና ንሻድሻይ ግዘ ዝካየድ…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 44 ኪሎ ሜትሮ ዝሽፍን ልምዓት ወሰን ሩባ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናይ ሩባ ባህሪኦም ጠፊኦም ዝነበሩ ሩባታት እታ ከተማ ካብ ብኽለት ንምክልኻል 44 ኪሎ ሜትሮ ዝሽፍን ልምአት ወሰን ሩባ እናተወገነ ይርከብ ኢሎም፡፡
ዋና መካየዲ ስራሕ እቲ በዓል መዚ ዲዳ ድሪባ…
ኣብ ጎንደርን ባህርዳርን ዝተሃነፁ ፕሮጀክታት ንወለዶ እጃሙ እናተዋፅአ ምዃኑ የርእይ – ፕሬዚዳንት ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማታት ጎንደርን ባህርዳርን እናተሰርሑ ዘለው ስራሕቲታት ልምዓት ናይ ሕዚ ወለዶ እጃሙ እናተዋፅአ ምዃኑ የርእይ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ፡፡
ፕሬዚዳንት ታዬ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ…
ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ ጅቡቲ ወፃኢ ንግዲ ቡን ዘቀላጥፉ ተወሰኽቲ ኮንቴነራት ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ ጅቡቲ ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ወፃኢ ንግዲ ፍርያት ቡንን ጥረምረን ንምቅልጣፍ ዝሕግዙ 104 በዓል 20 ጫማ ኮንቴነራት ኣቕሪበ ኣለኹ ኢሉ፡፡
እቲ ማሕበር ኣክሲዮን ምስ ኩባኒያ ትራንስፖርት ባሕሪ ሜዲትራኒያን ብምትሕብባር…
ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ባህር ዳር ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፣ ምክትል ቀዳማይ ማኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደን ኣብ ከተማ ባህር ዳር ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም።
ኣብቲ እዋን ዑደት ኣማኻሪ ዘፈር ማሕበራዊ ቀዳማይ ሚኒስትር…
ፈተና ካብ ስርቂ ብዝፀረየ መልክዑ ክውሃብ ብምግባር ውፅኢታዊ ወለዶ ምፍጣር ይግባእ – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ካብ ስርቂ ብዝፀረየ መልክዑ ክውሃብ ብምግባር ውፅኢታዊን ተወዳዳደሪን ወለዶ ምፍጣር ይግባእ፡፡
መርሃ ግብሪ ከይዲ ኣውሃህባ ፈተና 12 ክፍሊ 2017 ዓ.ም ብዝምልከት ትልሚ ፀጥታን…
ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ንተግባራዊ መፍትሒታት ለውጢ ከባቢ ኣየር ቆራፅ ምዃና መርኣያ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ንተግባራዊ መፍትሒታት ለውጢ ከባቢ ኣየር ዘለዋ ቆራፅነት ዘርእይ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣፍሪካ ብምትሕብባር 2ይ ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣፍሪካ ካብ 8…
ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ግደ ምሁራን ተጠናኺሩ ንክቕፅል ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ሃገራዊ ዘተ ግደ ምሁራንን መራሕቲ ሓሳብን ተጠናኺሩ ንክቕፅል ተሓቲቱ።
እቲ ሃገራዊ ዘተ ዘድለ ውፅኢት ንክረክብ ግደ ምሁራን ልዑል ከምዝኾነ ዝገለፁ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ፣ በቲ ዘተ ዝድለ ውፅኢት ንምምፃእ ግደ…
ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ክብሪን ስምን ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ክብ ንምባል ክተግህ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ፅሬት ትምህርቲ ኣብ ምሕላው ክብሪን ስምን ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ክብ ንኽብል ክተግህ ይግባእ ኢሎም፡፡
ዩኒቨርሲቲ ጎንደር በዓል ምስረትኡ ምኽንያት ብምግባር ብ4 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዘህነፆም 22 ፕሮጀክታት…