Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ህወሓት ሓገዝ ንወተሃደራዊ ዕላማ ምጥቃም ፍፁም ተቐባልነት ኣይብሉን-ሴናተር ማርክ ዋርነር

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ሓገዝ ንወተሃደራዊ ዕላማ ናይ ምጥቃም ሓደገኛ ኣካይዳ ፍፁም ተቐባልነት ከምዘይብሉ ኣካቢ ሴናተር ጉዳያት ድሕንነት ኣሜሪካ ማርክ ዋርነር ገሊፆም። እቶም ሴናተር፥ ጎንፂ ደው ብምባል ናብ ሰላማዊ መገዲ ምምላስ ይግባእ ኢሎም።…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ንኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ መብርሂ ንኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ሂቦም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከቡ ኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ኣብ ዝሃብዎ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣፈፃሚ ጉዳይ ረብሓ ኢትዮጵያ ናይ ዘይደልዩ ባዕዳውያን ኢዩ – ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሄራዊ ሓድነትን ረብሓን ኢትዮጵያ ዘይደልዩ ባዕዳውያን ዝወሃቦ ልኡኽ ዘፈፅም ከምዝኾነ ምሁራን ገሊፆም። እቶም ሙሁራን፥ ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ማይ ኣባይ ተፈጥሮኣዊ መሰላ ከይትጥቀም ዝደልዩ ባዕዳውያን ሸሪኽ ህወሓት…

ህወሓት ወረራ እናስፈሐ ምእዋይ ቀፂሉሉ ኣሎ – መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ህወሓት ወረራ እናስፈሐ ምእዋይ ቀፂሉሉ ኣሎ" ክብል ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ:: ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ህወሓት ተደጋጋሚ ፃውዒት ሰላም ነፂጉ በቢኣንፈቱ ብዝለኮሶን ሎሚ መዓልቲ እውን እናስፋሕፈሖ…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ከይዲ ሰላም ንክቕፅል ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ከይዲ ሰላም ንክቕፅል ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣቦታት ሃይማኖት እቲ ጉባኤ “ቅድመ ኩነት ሰላም፣ ሰላም ጥራሕ ኢዩ” ብዝብል መሪሕ ቃል እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታትን ሓዱሽ ዓመትን ምኽኒያት ብምግባር መግለፂ ሂቦም።…

5 ኩባኒያታት ኣብ ዓለም ለኸ ምርኢት ቴክኖሎጂ ክሳተፋ ኢየን-ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)5 ኩባኒያታት ቀፃሊ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ዱባይ ኣብ ዝካየድ ዓለም ለኸ ምርኢት ቴክኖሎጂ ክሳተፋ ኢየን ክብል ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ። እተን ኩባኒያታት፥ ኣፍሪኮም ቴክኖሎጂ፣ ኤክስለረንት ቴክኖሎጂ ሶሊውሽንስ፣ ኣይ ኔትወርክ ሶሊውሽንስ፣…

ደቡብ ሱዳን ንኢትዮጵያ ዘለዋ ፅኑዕ ደገፍ ዳግም ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ደቡብ ሱዳን ሃገሮም ንኢትዮጵያ ዘለዋ ፅኑዕ ደገፍ ዳግም ኣረጋጊፆም። ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብርሃም በላይ፥ ምስ ምክልትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሰዳን ታባን ዴንግ፣ ኣማኻሪ ጉዳያት ድሕንነት ፕሬዚዳንት ሳልቫኪር ዝኾኑ ቱት…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህፃናት ናብ ኲናት ብምስላፍ ዝፍፅሞ ጭካነ ዝተመልኦ ተግባር ማሕበረሰብ ዓለም ኣየውግዞን ዘሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህፃናት ናብ ኲናት ብምስላፍ ዝፍፅሞ ጭካነ ዝተመልኦ ተግባር ማሕበረሰብ ዓለም በዝግባእ ከምዘየውግዞ ዘሎ ተገሊፁ። ተንታኒ ፖለቲካ ኣንድሪው ኮሪብኮ ከምዝገለፁዎ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህፃናት ኣገዲዱ ኣብ ኲናት ብምስላፍ ማዕበል…

ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኣብ ክሊ ኣቕርቦት ፋይናንስ ልምዓት ኣባይቲ ዝጠመተ ዘተ ምስ ትካላት ፋይናንስ ኣሳሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኣብ ክሊ ኣቕርቦት ፋይናንስ ልምዓት ኣባይቲ ዝጠመተ ዘተ ምስ ትካላት ፋይናንስ ኣሳሊጠን። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዴኤታ እዮብ ተካልኝ ሓዊሱ ምክትል ፕሬዚዳንት ንግዲ…

ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ዩኒፎርምታት ሰራዊት ምክልኻልን ፍሉይ ሓይሊ ኦሮሚያን ምፍራይ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ዩኒፎርምታት (መፍለዪ) ሰራዊት ምክልኻልን ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኦሮሚያን ምፍራይ ከምዝጀመረ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ሳንዶካን ደበበ፣ ዋና ፈፃሚ ስራሕ…