Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

12 ሺሕ ዶላርን ልዕሊ 58 ሚሊየን ብርን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)12 ሺሕ ዶላርን ልዕሊ 58 ሚሊየን ብርን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ገሊፁ። ኣብ ጨንፈርኣቢያተ ፅሕፈት ጉምሩኽ ጅግጅጋን ድሬዳዋን ኢዮም እቶም 12 ሺሕ ዶላርን ልዕሊ 58 ሚሊየን ብርን ግምታዊ ዋጋ…

ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ዞባ ምዕራብ ጉጂ ብፀገም ፀፅታ ንዝተመዛበሉ 24 ሺሕ ዜጋታት ሓገዝ ምግቢ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ4፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ዞባ ምዕራብ ጉጂ ወረዳ ዱግዳ ዳዋ ብፀገም ፀፅታ ንዝተመዛበሉ 24 ሺሕ ዜጋታት ሓገዝ ምግቢ ምግባሩ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚቴ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሰር ገፁ ኣብ ዘመሓላለፎ ፅሑፍ÷ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ…

ኣብ ክልል ዓፋር ኮሚቴ ፀረ – ሙስና ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል ኣርባ ሓሙሽተ ኣባላት ዘለዉዎ ኮሚቴ ፀረ - ሙስና ኣጣይሾም፡፡ ብመሰረት እዚ: - ወ/ሮ ፋጡማ መሓመድ - ሰብሳቢት ኣይተ ኢብራሂም ሁመድ - ኣባል ኣይተ ኣብዱ ሳሊሕ - ኣባል ኣይተ ኣሊ…

ኣብ በዓል ልደት ሕፅረት ፍርያት ከየጋጥም ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝቕፅል በዓል ልደት ምኸርንያት ብምግባር ሕፅረት ቀረብ ፍርያት ከየጋጥም ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ቀረብ ፍርያት ኣድሂቡ ምስ ኮሚሽን ሕብረት ስራሕ ፌዴራል፣ ኮርፖሬሽን ሽኮርን…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠሙ ሃንደበታዊ ሓደጋታት ህይወት 4 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ቀዳምን ሰንበትን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠሙ ሃንደበታዊ ሓደጋታት ህይወት 4 ሰባት ሓሊፉ። ኣብታ ከተማ ካብ ሞንጎ ዘጋጠሙ ሓደጋታት እቶም ኣርባዕተ ሓደጋታት ባርዕ ሓዊ እንትኾኑ÷ ዝተረፉ ድማ ካብ ባርዕ ሓዊ ወፃእ ከምዝኾኑ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዳግም ናብ ሽረ እንዳስላሰ በረራ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ውዕሊ ሰላም ስዒቡ ናብ ሽረ እንዳስላሰ ዝገብሮ ዝነበረ በረራ ሎሚ መዓልቲ ዳግም ጀሚሩ። እቲ መገዲ ኣየር÷ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዓርቢ ካብ ኣዲስ ኣበባ መቐለ ዳግም ስሩዕ በረራ ምጅማሩ ዝዝከር ኢዩ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፈላማይ…

ሕጋዊ ኣቑሑት ሽፋን ብምግባር ተሓኦም ዝኣተዉ ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕጋዊ ኣቑሑት ሽፋን ብምግባር ተሓኦም ዝኣተዉ 100 ላፕቶፕ ኮምፒውተራት ሓዊሱ ካልኦት ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ምክትል መካየዲ ስራሕ ዘፈር ተገዛኣይነት ሕጊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ጉምሩኽ ሞጆ ኣይተ ፈረጃ ኣታላይ÷ ዴስክ ቶፕ…

ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመት ንብረት ዓንዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ወረዳ 5 ዕዳጋ ሸላ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመት ንብረት ከምዝዓነወ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ባርዕ ሓዊን ስግኣት ሓደጋን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ንጋቱ ማሞ ንፋና…

ብሕቡእ እናተጓዓዓዘ ዝነበረ ኮኬን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሕቡእ እናተጓዓዓዘ ዝነበረ 108 ብመልክዕ ሕሩጭን ክኒንን ዝተሰናደአ ኮኬን ዝተብሃለ መዕወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ። እቲ ኮኬን ትራንስፖርት ህዝቢ ብምጥቃም ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ሑመራ ብሻንጣ ተሓቢኡ እንትጓዝ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ። ብዘይሕጋውያን…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ሎሚ ሓድሽ ዓመቶም ንዝቕበሉ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌደሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ሎሚ መዓልቲ ሓድሽ ዓመቶም ንዝቕበሉ ሃገራትን ህዝቢታትን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘሕለፈኦ መልእኽቲ÷ ኣብ ዝኾነ ክፋል ዓለም ንዝርከቡ…