Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ትሕቲ 17 ዓመት ምስ ሶማሊያ መሰትኡ ሎሚ ክፃወት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ትሕቲ 17 ዓመት ምስ ሶማሊያ መሰትኡ ሎሚ ክፃወት ኢዩ ። እቲ ውድድር ኣብ ዋንጫ ኣፍሪካ መፃረዪ ውድድር ሴካፋ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብ ምድብ “ሀ” ዝተደልደለ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ትሕቲ…

ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብ ውድድር ማራቶን ለንደን ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብ ውድድር ማራቶን ለንደን ተዓዊታ። ኣትሌት ያለምዘርፍ÷ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 17 ደቒቕን 25 ሰከንድን ብዝኾነ ገዘ ብምእታው ኢያ ተዓዊታ፡፡ ብተመሳሳሊ ኣብ ለንደን ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ÷…

ተሳተፍቲ ሃገራት ውድድር ኩዕሾ እግሪ ሴካፋ ትሕቲ 17 ዓመት ናብ ኣዲስ ኣበባ የኣትዋ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየድ ውድድር ኩዕሾ እግሪ ትሕቲ 17 ዓመት ቤት ምኽሪ ማሕበራት ኩዕሾ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ)ተሳተፍቲ ሃገራት ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታው ጀሚረን። ከተሳታፊ ሀገራት መካከል የብሩንዲ፣ የደቡብ ሱዳን…

ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሻምፒዮን ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሻምፒዮን ፅዋዕ መበል 16 ከተማ ኣዲስ ኣበባ (ሲቲ ካፕ) ኮይና። ናይ ፍፃመ ፀወታ ምስ ጋንታ መከላከያ መቻል ዝገበረት ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ÷ ብብሕታዊት ሽቶ ሃብቶም ገብረእግዚኣብሄር 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት…

ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ኣብ ማራቶን በርሊን ክበረ ወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓቲ ኣብ በርሊን ዝተኻየደ መበል 48 ውድድር ጉያ ማራቶን በርሊን ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ክበረ ወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ተዓዊታ። ኣትሌት ትእግስት 2 ሰዓት 15 ደቒቕ 37 ሰከንድ ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኢያ ሓዱሽ ክብረ ወሰን እቲ ቦታ…

ኪፕቾጌ ኣብ ማራቶን በርሊን ክበረ ወሰን ብምስባር ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያዊ ኣትሌት ኢሉድ ኪፕቾጌ ኣብ ማራቶን በርሊን ናይ ባዕሉ ክበረ ወሰን ብምስባር ተዓዊቱ። ሓበሬታ ኣትሌቲክስ ዓለም ከምዝሓበሮ÷ እቲ ኣትሌት ሎሚ መዓል ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን በርሊን 2:01:09 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዲሙ ብዝነበረ ሰዓት…

ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ን23 ተፃወተወቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሱዳን መዘነኣ ንእትገብሮ ናይ ምሕዝነት ፀወታ ን23 ተፃወተወቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ እዋን ኢንተርናሽናል ፀወታታት ፊፋ ብምጥቃም ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሱዳን 13 መስከረምን…

ኣብ ሲድኒ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውስትራሊያ ሲድኒ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብፀብለልታ ተዓዊተን። ኣትሌት ትዕግስት ግርማ 2 ሰዓት 25 ደቒቕን 10 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ቀዳመይቲ ወፂ፡፡ ካሊእ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት…

ፋሲል ከነማ ኣብ ፈላማይ ውድድር ቅድመ መፃረዪ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ኣፍሪካ ናብ ዝቕፅል ዙር ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፈላማይ ውድድር ቅድመ መፃረዪ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ኣፍሪካ ምስ ቡሩንዳዊት ጋንታ ቡማሙሩ ዝተፃወተት ጋንታ ፋሲል ከነማ ናብ ዝቕፅል ዙር ምሕላፋ ኣረጋጊፃ። ፋሲል ከነማ ሎሚ መዓልቲ ናይ መልሲ ፀወታኣ 1 ን 0 ትሰዓር እምበር ብድምር ውፅኢት 3…

ምድብ ድልድል ውድድር ቻን 21 መስከረም 2015 ዓ.ም ዕላዊ ክኸውን ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ትሳተፈሉ ምድብ ድልድል ውድድር ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ ቻን 21 መስከረም 2015 ዓ.ም ዕላዊ ክኸውን ኢዩ። ባኣሰናዳእነት ኣልጄሪያ ዝካየድ ውድድር ቻን፤ ንፈለማ እዋን ቁፅሪ ተሳተፍቲ ዝዓበየ እንትኸውን÷ ኣብ ሞንጎ 18 ሃገራዊ ጋንታታት…