Browsing Category
ስፓርት
ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 2020 ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣቀባብላ ተገይሩሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 2020 ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ሎሚ ኑጉሆ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እነትበፅሕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ።
ኣብቲ ስነስርዓት ኣቀባብላ ላዕለዎት ኣመራርሓታት መንግስቲን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።…
ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብ1500 ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ ዝተሳተፈት ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ መበል ራብዐይቲ ብምውፃእ ውድድራ ዛዚማ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብ1500 ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ ዝተሳተፈት ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ መበል ራብዐይቲ ብምውፃእ ውድድራ ዛዚማ።
ብተመሳሳሊ ብ5000 ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ዝተሳተፈ ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ መበል ዓስራይ ብምዃን…
ኣትሌት ፍረወይኒ ሃይሉ ብውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ንፍፃመ ሓሊፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ፍረወይኒ ሃይሉ ብውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ንፍፃመ ሓሊፋ።
ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተገበረ ውድድር ምፅራይ ብ3 ደቒቓን 57 ሰከንድን 54 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ጊዘ ካልአይቲ ኮይና ብምእታው ናብ ፍፃመ ከምዝሓለፈት ካብ ኣትሌቲክስ…
ሎሚ መዓልቲ ኢትዮጵያውያን ዝሳተፍሎም ውድድራት ፍፃመን መፃረዪን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ውድድራት ፍፃመን መፃረዪን ኢትዮጵያውያን ክሳተፉ ኢዮም።
ሰዓት 7፡00 ድሕሪ ቀትሪ ብደቂ ኣኒስቲዮ 1500 ሜትሮ መፃረዪ ንፍርቂ ፍፃመ ዝሓለፋ ፍሬወይኒ ሃይሉን ለምለም ሃይሉን ናብ ፍፃመ ንምሕላፍ ክወዳራ…
ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝተሳተፈት ኣትሌት ሃብታም ኣለሙ መበል ሻድሻይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ዛዚማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝተሳተፈት ኣትሌት ሃብታም ኣለሙ መበል ሻድሻይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ዛዚማ።
ብመሰረት እዚ ተሸላሚት ዲፕሎማ ኮይና።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም…
ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ ንፍፃመ ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ ንፍፃመ ሓሊፉ።
ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ ብ13፡31.13 በዝኾነ ሰዓት ሻድሻይ ደረጃ ብምሓዝ ኢዩ ውድድሩ ዛዚሙ።
ብመሰረት እዚ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ…
ብ1500 ሜትሮ ምፅራይ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ክልተ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ንፍርቂ ፍፃመ ሓሊፎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ብ1500 ሜትሮ ምፅራይ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ታደሰ ለሚን ሳሙኤል ኣባተን ንፍርቂ ፍፃመ ሓሊፎም።
ካብ ምድብ ክልተ ኣትሌት ሳሙኤል ኣባተ ብ3፡41.63 ሓምሻይ ደረጃ በምሓዝ ውድድሩ እንትዛዝም፥ ካብ ምድብ ሰለስተ ኣትሌት ታደሰ ለሚ…
ኢትዮጵያ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብደቂ ኣኒስቲዮ ውድድር 5 ሺሕ ብጉዳፍ ፀጋይ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብደቂ ኣኒስቲዮ ውድድር 5 ሺሕ ብጉዳፍ ፀጋይ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ።
ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብቲ ውድድር ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ኢያ ዛዚማቶ።
ኔዘርላንድ ብምውካል ዝተሳተፈት ሲፋን ሀሰን ወርቅ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ…
ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብደቂተባዕቲዮ መሰናክል ለሜቻ ግርማ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብደቂተባዕቲዮ መሰናክል ውድድር 3000 ሜትሮ ለሜቻ ግርማ ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ረኺቡ።
ለሜቻ ግርማ ነቲ ርሕቐት ብ8 ደቒቓ 10 ሰኮንድን 38 ማይክሮ ሰኮንድን ኢዩ ዛዚሙዎ።
ኢትዮጵያዊ ኣትሌት…
ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ሎሚ መዓልቲ ትፅቢት ዝግበረሎም ናይ ፍፃመ ውድድራት
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዝግበሩ ናይ ፍፃመ ውድድራት ኢትዮጵያን ኣትሌታት መዳሊያ ወርቂ ንከምፅኡ ትፅቢት ይግበረሎም።
ብመሰረት እዚ ብደቂ ተባዕቲዮ ሰዓት 9:15 ኣብ ዝግበር ውድድር 3000 ሜትሮ መሰናክል ኣትሌት ለሜቻ…