Browsing Category
ስፓርት
ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንጋንታ ኣዳማ ከተማ ስዒራታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ መበል 26 ሰሙን ፀወታ ቤትኪንግ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንጋንታ ኣዳማ ከተማ 2 ን 1 ስዒራታ።
ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ዝተኻየደ ፀወታ ጋንታ ኣዳማ ከተማ ክሳብ ዕረፍቲ ብብሕታዊ ሽቶ ኣሜ መሓመድ እናመርሐት ትፅናሕ እምበር ድሕሪ…
ኣትሌት ማሞ መንግስቱን አትሌት ዝናሽ ጋረደውን ውድድር ማራቶን ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ተዓዊቶም፡፡
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ማሞ መንግስቱን አትሌት ዝናሽ ጋረደውን ኣብ ከተማ ባህርዳር ዝተኻየደ መበል 38 ውድድር ማራቶን ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ተዓዊቶም፡፡
ኣብቲ ውድድር ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር መስፍን ቸርነትን ተቀዳሚ ከንቲባ ከተማ ባህርዳር…
ኣብ መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ፈላሞት ሜዳሊያታት ወርቂን ብሪን ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ፈላሞት ሜዳሊያታት ወርቂን ብሪን ረኺባ።
እቶም ሜዳሊያታት ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ ዝተረኸቡ ኢዮም።
ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ሞገስ ጥዑማይን ኣትሌት ጭምዴሳ ደበላን ተኸታቲሎም ብምእታው…
መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞሪሺየስ ዝካየድ መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ተጀሚሩ።
ኣብቲ ሻምፒዮና ኢትዮጵያ 28 ደቂ ኣንስቲዮ ዝርከበኦም 54 ኣትሌታት እተሳትፍ እንትትኮን፥ ኣብ መኽፈቲ ዕለት እቶም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዝተፈላለዩ መፃረዪ ውድድራት ክካፈሉ…
ቀዳማይ ሃገር ለኸ ኦሎምፒክ መናእሰይ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሃገር ለኸ ውድድር ኦሎምፒክ መናእሰይ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ተጀሚሩ።
ኣብ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት እቲ ፀወታ፥ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሊዳሞ፣ ተወከልቲ ኮሚቴ…
ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ምብራቕ ኣፍሪካ ንዝተሳተፈ ትሕቲ 20ን 18 ዓመት ልኡኽ ኣቀባብላ ተገይሩሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ን4ይ ግዘ ኣብ ዳሬሰላም ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ምብራቕ ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ወኪሉ ዝተሳተፈ ትሕቲ 20ን 18 ዓመት ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣቀባብላ ተገይሩሉ።
ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ…
ኣብ ዳሬ ሰላም እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ትሕቲ 20ን 18 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዳሬ ሰላም እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ትሕቲ 20ን 18 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም።
ኣብ ዝተኻየዱ መኽፈቲ ውድድራት፥ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት 9 ወርቂ፣ ሓደ ብሪን ሓደ ነሓስን ሜዳሊያታት ኣኪቦም፡፡…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ትገብሮም ፀወታታት ናይ መዓልቲ ለውጢ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ትገብሮም ፀወታታት ናይ መዓልቲ ለውጢ ከምዝተገበረ ካፍ ኣፍሊጡ።
ብኣሳዳእነት ኮትዲቧር ከም ኣቆፃፅራ ኣውፓውያን 2023 ኣብ ዝካየድ ፀወታ ፀዋዕ ኣፍሪካ ተሳታፊ ንምዃን ዝግበሩ መፃረዪ…
ፅዋዕ ዓለም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ኩዕሾ እግሪ ፅዋዕ ዓለም 2022 ኳታር ቅድሚ ምጅማሩ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንምርኢት ዝቐርብ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ፡፡
ነበር ተፃዋቲ ክፍሊ ምክልኻል ጋንታ ባርሴሎና ብራዚላዊ ጁሊያኖ ቤሌቲ እታ ፅዋዕ ሒዙ ናብ…
ኣብ ፕሪሜርሊግ ጋንታ ሲዳማ ቡና ዓወት ቀኒዑዋ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሲዳማ ቡና ተዓዊታ።
ምስ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ዝተራኸበት ጋንታ ሲዳማ ቡና 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ።
ጊት ጋትኩት፣ ይገዙ ቦጋለን ሃብታሙ ገዛሀኝን ሲዳማ ንኽትዕወት ሽቶታት ኣመዝጊቦም።…