Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ንምስታፍ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጃፓን ዝካየድ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ንምስታፍ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ። እቲ ምድላው ኣመልኪቱ ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ኦሎምፒክ ዶክተር አሸብር ወ/ጊዮርጊስን ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኮማንደር…

ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ ብክልተ ሰሙን ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ፅዋዕ ሃገራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ብክልተ ሰሙን ከምዝተናውሐ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ውድድር 10 ሓምለ 2013 ዓ.ም ከምዝጅመር ምግላፁ ሶከር ኢትዮጵያ ፀብፂቡ። እቲ ውሳነ ናይ ሴካፋ ከምዝኾነ…

ኣብ ጣሊያን ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣሊያን ጄ ሶል ሙንላይት ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ዓወት ቀኒዑዎም። እቲ ውድድር ብውድድር ብደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ታዬ ግርማ 1 ሰዓትን 4 ደቒቕን 11 ሰኮንድን ብምእታው ቀዳማይ እንወፅእ፥ ኣትሌት…

ውድድር ሴካፋ ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህርዳር ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 23 ዓመት ውድድር ፅዋዕ ማእኸላይን ምብራቕን ኣፍሪካ ብኣሰናዳእነት ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህርዳር ክካየድ ኢዩ፡፡ እቲ ፀወታ ካብ 26 ሰነ ክሳብ 11 ሓምለ 2013 ዓ.ም ዝካየድ እንትኸውን፥ 11 ሃገራት ምብራቕን ማእኸላይን…

ኣብ ግጥም ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፅዋዕ ኣውሮፓ ቤልጂየም ምስ ፖርቹጋል ከምኡ እውን ጀርመን ምስ እንግሊዝ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

አዲስ አበባ ፣ ሰኔ 17 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ናብ ግጥም ኣውዲቕካ ዝሓለፋ ሃገራዊ ጋንታትት ተፈሊጠን። ግጥማት ምድብ ትማሊ ምሸት ዝተዛዘሙ እንትኾኑ፥ ፈረንሳይ፣ ፖርቹጋልን ጀርመንን ካብ ዝተመደባሉ ምድብ ተተሓሒዘን ሓሊፈን፡፡ ኣብ ናይ ትማሊ ፀወታ ፈረንሳይ ምስ…

ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ስዊድን ንስሎቫኪያ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ሒደት ደቓይቕ ዝተዛዘመ ምድብ ፀወታ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ስዊድን ንስሎቫኪያ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ስዊድን ተዓዊታ ንኽትወፅእ ኤሚል ፎርስበርግ ኣብ መበል 77 ደቒቕ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ስዊድን ዓወት ምምዝጋባ ስዒቡ…

ጣሊያን፣ ቤልጂየምን ኔዘርላንድስን ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ናብ ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ምሕላፈን ኣረጋጊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዝሓለፋ ሃገራዊ ጋንታታት እናተፈለጣ ይመፅኣ ኣለዋ። ክሳብ ሕዚ ኣብ ዝተገበሩ ፀወታታት፥ ካብ ምድብ 1 ጣሊያን፣ ካብ ምድብ ክልተ ቤልጂም ከምኡ እውን ካብ ምድብ 3 ኔዘርላንድስ ናብ ውድድር ኣውዲቕካ…

ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ 10 ሽሕ ርሕቐት ሓድሽ ክብረወሰን ዓለም ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ነቲ ብኔዘርላንዳዊት ሲፋን ሓሰን ዝተመዝገበ ክብረወሰን ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ኣማሓይሻቶ። ለተሰንበት ነቲ ርሕቐት ብልዕሊ ሓሙሽተ ሰከንድ ኢያ ኣመሓይሻቶ። ኣብቲ ኣብ ኔዘርላንድ ሄንግሎ ዝተኻየደ ናይ ትማሊ ውድድር ነቲ…

ትውልደ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ሲፋን ሓሰን ክብረወሰ ዓለም 10 ሺሕ ሜትሮ ሰቢራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብትውልዲ ኢትዮጵያዊት ብዜግነት ሆላንዳዊት ዝኾነት ኣትሌት ሲፋን ሓሰን ክብረወሰ ዓለም 10 ሺሕ ሜትሮ ሰቢራ። ኣትሌት ሲፋን ሓሰን፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2016 ብኢትዮጵያዊት ኣትሌት ኣልማዝ ኣያና ተታሒዙ ዝነበረ ርሕቐት ብምምሕያሽ ኢያ…

ሰለስቲአን ጋንታታት ፕሪሜር ሊግ ክልል ትግራይ ኣብ ውድድር ዘበነ 2014 ናይ ምስታፍ ድሌት ከምዘለወን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከባ ሰለስቲአን ጋንታታት ጋንታታት ፕሪሜር ሊግ ኣብ ውድድር ዘበነ 2014 ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ክሳተፋ ከምዝደልያ ኣፍሊጠን። ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ተሳተፍቲ ምስ ዝኾና ሰለስተ ጋንታታት…