Browsing Category
ስፓርት
ኣትሌት ጉዬ አዶላ ኣብ በርሊን ማራቶን ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዬ አዶላ ኣብ በርሊን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ጉያ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ።
2:05:44 ዝኣተወሉ ሰዓት እንትኸውን፥ ኬንያዊ ኣትሌት ቤትዌል ዬጎን ካልኣይ፣ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ሳላሳይ ብምዃን ውድድሮም ዛዚሞም።
እዋናዊ…
ኣብ ኮፐን ሃገር ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዴንማርክ ከተማ ኮፐን ሃገር ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ብክልቲኡ ፆታ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም።
ኣብታ ከተማ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን፥ ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ኣምደወርቅ ዋለልኝ 59፡10 ብዝኾነ ሰዓት 1ይ ብምውፃእ…
ውድድር ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ 25 ክሳብ 30 መስከረም 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸሞንተ ጋንታታት ዝሳተፋሉ ውድድር ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ 25 ክሳብ 30 መስከረም 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ።
ሎሚ መዓልቲ ድማ ኣብቲ ውድድር ዝሳተፋ ጋንታታት ስነ-ስርዓት ምውፃእ ድልድል ተሳሊጡ።
ብመሠረት እዚ፦
ኣብ ምድብ ሀ…
ፀወታታት ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፀወታታት ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ 2021/2022 ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክጅምር ኢዩ።
ካብ ምድብ 5 ክሳብ ምድብ 8 ዝርከባ ጋንታታት ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ምድብ ፀወተአን ሎሚ መዓልቲ ከካይዳ ኢየን፡፡
እቲ ውድድር ሎሚ ምሸት 1 ሰዓትን 45…
ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ ብ5 ኪ. ሜ ውድድር ጉያ ክብረ ወሰን ዓለም ሰይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ ብ5 ኪ. ሜ ውድድር ጉያ ደቂ ኣኒስቲዮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰይራ።
እታ ኣትሌት ኣብ ሄርዞጌናውራች ኣብ ዝተኻየደ ‘ኣዲዜሮ ሮድ ቱ ሪከርድስ’ ውድድር ኢያ ብ14 ደቒቓ 21 ሰከንድ ብምእታው ነቲ ክብረ ወሰን ሒዛ።
ብደቂ…
ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ኣብ ስዊዘርላንድ ኣብ ዝተኻደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5000 ሜትሮ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ
ኣደስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2003 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት በሪሁ ኣረገዊ ሎሚ ምሸት ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ዙሪክ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ብ5000 ሜትሮ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ።
ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ነቲ ውድድር ብ12:58.65 ሰዓት ብምዝዛም ቀዳማይ እንትወፅእ፥ ኣትሌት ዮሚፍ…
ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኢትዮጵያ ንዚምባብዌ 1 ን 0 ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኳታር 2020 ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንዚምባብዌ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅት ስዒራ።
ኢትዮጵያ ስዒራ ንኽተወፅእ ብሕታዊት ዘቑፀረ ኣስቻሉ ታመነ ብፍፁም ቅላዕ ከምዘመዝገባ ካብ ኩዐሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓብረታ የረድእ።…
ብሄራዊ ጋንታ ፖራሊምፒክ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ እንትኣቱ ኣቀባበላ ተገይሩሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ቶኪዮ 2020 ፖራሊምፒክ ጨዋታ ዝተሳተፈ ብሄራዊ ጋንታ ፖራሊምፒክ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ እንትኣቱ ኣቀባበላ ተገይሩሉ።
ብሄራዊ ጋንታ ፖራሊምፒክ ኢትዮጵያ ብ3 ኣትሌታት ዝተወከለ እንትኸውን 1 ወርቂ ሜዳሊያን 2…
ዋሊያታት ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ ምሸት ምስ ጋና ክፃወቱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ጋና ክትፃወት ኢያ።
ተፃወትቲ እታ ሃገራዊት ጋንታ (ዋሊያታት) ናብ ኮስት ዝኸዱ እንትኾኑ፥ ትማሊ ምሸት ቀዳማይ ልምምድ ምግባሮም ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሶ…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ፅባሕ ናብ ጋና ክትጓዓዝ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋሊያ) ምስ ጋና መዘነኣ ንምፅዋት ፅባሕ ናብ ጋና ክትጓዓዝ ኢያ።
ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ውበቱ ኣባተ፥ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ምስ ሃገራዊት ጋንታ ጋና ንምፅዋት ናብ ጋና ዝጓዓዙ ናይ መወዳእታ…