Browsing Category
ስፓርት
ን28 ተፃወትቲ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምስ ሃገራውያን ማላዊን ግብፂን ንትገብሮ ፀወታ ን28 ተፃወትቲ ፃውዒት ቀሪቡ።
ብኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ትምራሕ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፥ 25ን 29 ጉንበት ምስ ሃገራውያን ጋንታታ…
ሰለስተ ዳያኑ ኩዕሾ እግሪ ካብ ፕሪሜር ሊግ ተሰናቢቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጋንታታት ኩዕሾ እግሪ ወላይታ ዲቻን ኢትዮጵያ ቡናን ክሲ ተመስሪቱዎም ዝነበሩ ሰለስተ ዳያኑ ኣብ ዝተረፉ ውድድራት ፕሪሜርሊግ ከይዳንዩ ተኣጊዶም።
ኣብ መበል 24 ሰሙን ፀወታ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ምስ ሃዲያ ሆሳእና ዝገበረኦ…
ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ ኣብ ጂሮ ዲ’ኢታልያ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መበል ዓስራይ መድረኽ ጂሮ ዲ'ኢታልያ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ።
እቲ ወዲ 22 ዓመት ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ሎሚ መዓልቲ ካብ ፐስካራ ናብ ጀሲ ኣብ ዝተኻየደ 195 ኪሎ ሜትሮ…
ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትጵያ ኣብ ፅዋዕ ሴካፋ ንዝሳተፋ 23 ተፃወትቲ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትጵያ ብኣሰልጣኒ ፍሬው ሃይለገብርኤል ኣቢሉ ብኣሰናዳእነት ዩጋንዳ ኣብ ዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ ደቂ ኣንስትዮ ዝሳተፋ 23 ተፃወትቲ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡
ብመሰረት እዚ፦
ሓላዊት ልዳት
ታሪኳ በርገና ፣ የምወድሽ…
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ሃድያ ሆሳዕና ንኢትዮጵያ ቡና ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሃድያ ሆሳዕና ንኢትዮጵያ ቡና ስዒራ።
ሃዲያ ሆሳእና 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ንኢትዮጵያ ዝሰዓረት እንትትከውን፥ ሳምሶን ጥላሁን ኣብ መበል 22 ደቒቕ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ፡፡
ሃዲያ…
ኣሰልጣኝ ፍሬው ሃይለገብርኤል ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኝ ፍሬው ሃይለገብርኤል ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሸይሞም።
ብመሰረት እዚ ድሕሪ መዓልቲታት ብኣሰናዳእነት ዩጋንዳ ክካየድ ኢዩ ትፅቢት ዝግበረሉ ውድድር ኩዕሾ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ሴካፋ ሉሲታት ብኣሰልጣኒ…
ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ግብፂ ኣብ ስታዲየም ማላዊ ቢንጉ ክፃወቱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ግብፂ ኣብ ስታዲየም ማላዊ ቢንጉ ክፃወቱ ኢዮም።
ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ከምዝገለፆ፥ ቅድም ክብል ዝተመረፀ ስታዲየም ባህርዳር ናይ ካፍ ደረጃ ብዘይምምልኡ ካፍ ኢትዮጵያ ንምፅራይ ዋንጫ ኣፍሪካ…
ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ዓመተ 2022 ክትሳተፍ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ዓመተ 2022 ክትሳተፍ ኢያ።
ብ5 ሺሕን 10 ሺሕን ሜትራት ከምኡውን ብፍርቂ ማራቶን ክብረ ወሰን ዓለም ዝወነነት ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ዓመተ 2022 ከምእትሳተፍ ኣትሌቲክስ…
ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሚየር ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንጋንታ ሃዲያ ሆሳዕና ብሰፊሕ ኣፈላላይ ሽቶ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሚየር ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንጋንታ ሃዲያ ሆሳዕና ብሰፊሕ ኣፈላላይ ሽቶ ስዒራ።
ረፋድ ሰዓት 4 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ 4 ን 0 ብዝኾነ ሰፊሕ ውፅኢት ንጋንታ ሃዲያ ሆሳእና ብምስዓር…
ኣትሌት ፀሃይ ገመቹ ኣብ ሊዝበን ኣብ ዝተኻየደ ጒያ ፍርቂ ማራቶን ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣትሌት ፀሃይ ገመቹ ኣብ ሊዝበን ኣብ ዝተኻየደ ጒያ ፍርቂ ማራቶን ንካልኣይ ግዘ ተዓዊታ።
እታ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት ብ1 ሰዓት 06 ደቒቓን 44 ሴኮንድን ብምዝዛም ቀዳመይቲ ብምዃን ዛዚማቶ።
ኣትሌት ጎይተይቶም ገብረስላሴ ድማ 1 ሰዓት 06…