Browsing Category
ስፓርት
ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ሰገናት ኢትዮጵያ ኣብ ሓምለዋይ ስተዲየም ኣሰላ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሻምፒዮና ሰገናት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ሓምለዋይ ስተዲየም ኣሰላ ምክያድ ጀሚሩ።
እቲ ደቂ 15፣ 16፣ 17 ዓመት ሰገናት ዝሳተፉሉ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ፥ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 25 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ንተኸታተልቲ ሽዱሽተ…
ኣይተ ቢኒያም ምሩፅ ይፍጠር ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኣዲስ ኣበባ ንክኸውን ተመሪፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ቢኒያም ምሩፅ ይፍጠር ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኣዲስ ኣበባ ንክኸውን ተመሪፁ።
ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኣዲስ ኣበባ ብፕሬዚዳንትነት ንቐፀልቲ 4 ዓማውቲ ዝመርሖ ምርጫ ትማሊ ከምዘሳለጠ ኮሚሽን ስፖርት ኣዲስ ኣበባ ዘውፅኦ ሓበሬታ የረድእ።…
ተፃዋታይ ክፍሊ ምክልኻል ጋንታ ቸልሲ ኣንቶኒዮ ሮዲገር ወፃኢ መጥባሕቲ ሕክምና 11 ሴራሊዮናውያን ህፃናት ሸፊኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምክልኻል ጋንታ ቸልሲ ኣንቶኒዮ ሮዲገር ወፃኢ መጥባሕቲ ሕክምና 11 ሴራሊዮናውያን ህፃናት ብምሽፋን ዕዉት ሕክምና ምርካቦም ተገሊፁ።
እቶም ብሓገዝ ሮዲገር ሕክምና ዝተገበረሎም ህፃናት፥ ምንቃዕ ከንፈር፣ ብባርዕ ሓዊ ዝተጎድኡን ኣብ…
ሎዛ ኣበራ ተዓዋቲት ሽልማት ኮኾብ ተፃዋቲት ወርሒ ሕዳርን ታሕሳስን ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተፃዋቲት ጋንታ ቢርኪርካራ ሎዛ ኣበራ ተዓዋቲት ሽልማት ኮኾብ ተፃዋቲት ወርሒ ሕዳርን ታሕሳስን ኮይና።
ኢትዮጵያዊት ተፃዋቲት መስመር ምጥቃዕ ሎዛ አበራ ኣብ ፕሜር ሊግ ደቂ ኣነስትዮ ማልታ ብሉፅ ብቕዓታ እናርአየት ትርከብ።
ብመሰረት እዚ ድማ…
“ቱር ሓድነት ትግራይ” ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ ሲ)“ቱር ሓድነት ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 12 ክሳብ 26 ታሕሳስ ዝካየድ ውድድር ኮርሶ ብሽክለታ ትማሊ ኣብ ከተማ መቐለ ተጀሚሩ።
ብኽሊቲኡ ፆታ ንዝቕፅሉ ክልተ ሰሙናት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ዝካየድ እቲ ውድድር፥ 6 ኪሎ ሜትሮ…
ውፅኢት 4ይ ሰሙን ፀወታታት ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ሰሙን ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ኢትዮጵያ ተኻይዱ።
ኣብ ሃዋሳ ስታዲየም ምስ ጋንታ ሲዳማ ቡና ዝተፃወተት ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ድማ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ።
ኣብ መቐለ ስታዲየም ትግራይ…
ካርሎ አንቸሎቲ ኣሰልጣኒ ጋንታ ኤቨርተን ኮይኖም ተሾይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እንግሊዛዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤቨርተን ንኣልጣኒ ካርሎ ኣንቸሎቲ ዋና አሰልጣኒኣ ብምግባር ከምዝሾመት ኣፍሊጣ።
ኤቨርተን ብኩንትራት 4 ዓመትን መንፈቕን ንጣልያናዊ ካርሎ ኣንቸሎቲ ዋና አሰልጣኒ እታ ጋንታ ብምግባር ከምዝቖፀረቶም ገሊፃ።
ኣብ…
ኣይተ ኢሳያስ ጅራ ምክትል ፕሬዚዳንት ሴካፋ ኮይኖም ተመሪፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣይተ ኢሳያስ ጅራ ምክትል ፕሬዚዳንት ሴካፋ ብምዃን ተመሪፆም።
ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ሃገራት ማእኸላይን ምብራቕን ኣፍሪካ/ሴካፋ/ ፕሬዚዳንትታት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ እተን ሃገራት ዝተሳተፍሉ ስሩዕ ኣኼብኡ…
ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ።
ብመሰረት እዚ ሓፂርን ማእኸላይን ርሕቐት፣ 3 ሺሕ ሜትሮ መሰናክል፣ ስጉሚን ካልኦት ውድድራትን ሎሚ መዓልቲ ይካየዱ ኣሎዉ።
ኣብ መኽፈቲ እዚ ዕለት መፃረዪን…
ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ።
ብመሰረት እዚ፦
• ሪያል ማድሪድ ምስ ማንችስተር ሲቲ
• ቦርስያ ዶርትሙንድ ምስ ፒኤስጂ
• ሊዮን ምስ ጁቬንቱስ
• ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ሊቭርፑል…