Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ዋልያ ናይ መጀመሪያ ናይ ምድብ መፃረዪ ጨወተኦም ነሓሰ 28 ከካይዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ ነሐሴ 15 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ናይ መጀመሪያ ናይ ምድብ መፃረዪ ጨወተኦም ነሓሰ 28 ከካይድ ኢዩ። እቲ ጋንታ ብኣተኣናጋድነት ኳታር ንዝካየድ 2022 መፃረዪ ዋንጫ ዓለም ኣብ ምድብ 7 ምስ ጋና፣ ዚምቧቡዌን ደቡብ ኣፍሪካን ምምዳቡ ይፍለጥ።…

ኢትዮጵያ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ  ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 18 ትሕቲ 20 ዓመት ናይ ዓለም ናይ ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ኢትዮጵያ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ  ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ። እቲ ሜዳሊያ ብኣትሌት ታደሰ ወርቁዝተረኸበ እንትኸውን፥ ብኻሊእ ኢትዮጵያዊ…

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ ውድድር ፋፃመ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ይግበረሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ናይሮቢ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ጉያ መበል 18 ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ውዕሉኡ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፉሎም ናይ ፍፃመ ውድድራት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ብ500 ሜትሮ…

ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ኣብ ቶኪዮ ፓራ ኦሊምፒክ ንዝሳተፉ ልኡኻት ምፍናው ገይረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቶኪዮ ፓራ ኦሊምፒክ ንዝሳተፉ ልኡኻት ምፍናው ገይረን። እተን ፕሬዚዳንት ጉዱእ ኣካል ምዃን መንኣስ ዘይምዃኑ ሓቢረን። ናይ ሃገሮም ሰንደቕ ዓላማ ልዕል ኢላ ንክትውልብለብ ንክገብሩ ዘለወን ትምኒት ገሊፀን።…

ኣትሌት ኢንስፔክተር ሰለሞን ባረጋ ናይ ኮማንደርነት ማዕርግ ተዋሂቡዎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9  ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ደቡብ ፖሊስ ስፖርት ክለብ ኣባል ዝኾነ ኣትሌት ኢንስፔክተር ሰለሞን ባረጋ ናይ ኮማንደርነት ማዕርግ ተዋሂቡዎ። ኣብ ቶክዮ ኦሎምፒክ ዝተሳተፈ ጉጅለ ለኡኽ ኣብ ደቡብ ክልል ሀዋሳ ከተማ አቀባብላ ዝተገበረሉ እንትኸውን÷ ናይቲ ክልል ፖሊስ…

ፕሬዚደንት ሳህለ ወርቅ ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ ኣትሌታት ናይ እንኳ ደሓን መፃእኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሳህለ ወርቅ ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 2020 ኣትሌታት ናይ እንኳ ደሓን መፃእኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። ንኢትዮጵያ ወኪሎም ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ውድድር ብፍላይ ኣብ ነዊሕ ርሕቐት ጉያ ተሳቲፎም ዝከኣሎም ብግባር ወርቂ ሓዊሱ ሜዳሊያ ክርከብ…

ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 2020  ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣቀባብላ ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 2020  ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ሎሚ ኑጉሆ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እነትበፅሕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ኣብቲ ስነስርዓት ኣቀባብላ ላዕለዎት ኣመራርሓታት መንግስቲን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።…

ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብ1500 ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ ዝተሳተፈት ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ መበል ራብዐይቲ ብምውፃእ ውድድራ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብ1500 ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ ዝተሳተፈት ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ መበል ራብዐይቲ ብምውፃእ ውድድራ ዛዚማ። ብተመሳሳሊ ብ5000 ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ዝተሳተፈ ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ መበል ዓስራይ ብምዃን…

ኣትሌት ፍረወይኒ ሃይሉ ብውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ንፍፃመ ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ፍረወይኒ ሃይሉ ብውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ንፍፃመ ሓሊፋ። ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተገበረ ውድድር ምፅራይ ብ3 ደቒቓን 57 ሰከንድን 54 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ጊዘ ካልአይቲ ኮይና ብምእታው ናብ ፍፃመ ከምዝሓለፈት ካብ  ኣትሌቲክስ…

ሎሚ መዓልቲ ኢትዮጵያውያን ዝሳተፍሎም ውድድራት ፍፃመን መፃረዪን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ውድድራት ፍፃመን መፃረዪን ኢትዮጵያውያን ክሳተፉ ኢዮም። ሰዓት 7፡00 ድሕሪ ቀትሪ ብደቂ ኣኒስቲዮ 1500 ሜትሮ መፃረዪ ንፍርቂ ፍፃመ ዝሓለፋ  ፍሬወይኒ ሃይሉን ለምለም ሃይሉን ናብ ፍፃመ ንምሕላፍ ክወዳራ…