Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ኣብ ማድሪድ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ማድሪድ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብ 3 ሺሕ ሜትሮ ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ 8 ደቒቕ 22 ሰከንድን 65 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ተዓዋቲት ኮይና፡፡…

ጋንታ ሃዲያ ሆሳእና ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

አዲስ አበባ፣ የካቲት 17፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ መበል 12 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሃዲያ ሆሳእና ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ብሕታዊት ሽቶ ሃዲያ ሆሳእና ካሉሻ ኣልሃሰን ኣብ መወዳእታ ደቓይቕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ነቲ ሊግ እናመርሐት…

ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ 4 ን 3 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ክልቲአን ጋንታታት ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ፀወተአን ኣካይደን፡፡ ጌታነህ ከበደ ክልተ…

ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንኣዳማ ከተማ እንትትስዕር ኣቡበክር ናስር ሃትሪክ ሰሪሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንጋንታ ኣዳማ ከተማ 4 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ክልቲአን ጋንታታት ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ሰዓት 4 ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ፀወተአን ኣካይደን፡፡ ሰለስተ ሽቶታት…

ኣሰልጣኒ ዘማሪያም ወ/ጊዮርጊስ ኣሰልጣኒ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ዘማሪያም ወ/ጊዮርጊስ ኣሰልጣኒ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማብምዃን ብዕሊ ነታ ጋንታ ተረኪቦም ተባሂሉ። እቶም ኣሰልጣኒ ቅድሚ ሕዚ ጋንታ ወልዋላ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ሓዊሱ ንጋንታታት ኣዳማ ከተማ፣ ፋሲል ከነማ፣ ወልዲያ ከተማን ጅማ ኣባ ጅፋርን…

ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

አዲስ አበባ ፣ የካቲት 12 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) በ12ኛው ሳምንት የቤትኪንግ የኢትዮጵያ ፕሪሚየር ሊግ ሰበታ ከተማ ድል ቀንቶታል፡፡ ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ 1 ን…

ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ባህርዳር ከተማ ምስ ወላይታ ዲቻ ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ምስ ጋንታ ወላይታ ዲቻ ባዶ ንባዶ ማዕረ ተፈላሊየን። ኣብ ባህርዳር ከተማ ዓለም ለኸ ስታዲየም ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ክልቲአን ጋናታታት ሽቶ ከመዝግባ ኣይከኣላን፡፡…

ኣብ ፖላን ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ፖላን ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓት ቀኒዑዎም። ብ3000 ሜትሮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ቅልጡፍ ሰዓት እዚ ዓመት ብምምዝጋብ ተዓዊታ። ፋንቱ ወርቁ ድማ ሳልሰይቲ ብምዃን…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋዬ ኣብ ፈረንሳይ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮን ኣብ ሓደ ሰሙን ንኻልኣይ ጊዘ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋዬ ኣብ ፈረንሳይ፣ ቫል ዴ ሪዩል ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮን ውሽጢ ገዛ 800 ሜትሮ ተዓዊታ። እታ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት 1 ደቒቓን 57 ሴኮንድን 06 ማይክሮ ሴኮንድን ብዝኾነ ፈጣን ናይ ዓለም ሰዓት እያ ተዓዊታ። ኣትሌት ጉዳፍ…

ን20 ዳያኑ ኣትሌቲክስ ቀዳማይ ብርኪ ሰርተፊኬት ኣትሌቲክስ ዓለም ተዋሂቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ን20 ዳያኑ ኣትሌቲክስ ቀዳማይ ብርኪ ሰርተፊኬት ኣትሌቲክስ ዓለም ተዋሂቡዎም። እቶም ዳያኑ ካብ ኩሎም ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ዝተውፃእፅኡ ኢዮም ተባሂሉ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ጌዴሬሽን ኣይተ ቢልልኝ መቆያን ፕሬዚዳንት ማሕበር ዳያኑ…