Browsing Category
ስፓርት
ዋሊያታትን ባፋና ባፋናን ኣብ ዘካየዱዎ ፀወታ ባፋናባፋና 3 ን 1 ስዒሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዋሊያታት ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ምስ ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ኣፍሪካ ጋፋና ባፋና ዝተፃወታ እንትኾና፥ ደቡብ ኣፍሪካ 3 ን 1 ብዝኆነ ውፅኢት ተዓዊታ።
ኣብቲ ፀወታ ደቡብ ኣፍሪካዊ ፀፃዋቲ ኣብ መበል 46 ደቒቕ…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዋሊያታታት ፅባሕ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ምስ ደቡብ ኣፍሪካ ክትፃወት ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዋሊያታታት ፅባሕ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ምስ ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ኣፍሪካ ሳልሳይ ፀወታኣ ክተካይድ ኢያ።
ናብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም 2022 ኳታር ንምሕላፍ ኢትዮጵያ ምስ ጋና፣ ዚምባብዌን ደቡብ ኣፍሪካን…
ኣትሌት ሲሳይ ለማ ለንደን ማራቶን ተዓወቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሲሳይ ለማ ለሚ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ለንደን ማራቶን ደቂ ተባዕቲዮ 2021 ተዓዊቱ።
እቲ ኣትሌቱ ብ2 ሰዓትን 4 ደቒቓን 1 ካልኢትንብምእታዊ ኢዩ ተዓዊቱ።
ኣትሌት ሞስነት ገረመው ድማ ሳላይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሩ ዛዚሙ።
ብደቂ…
ኣትሌት ቃልኪዳን ገዛኸኝ ብውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ወኒና
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ትውልደ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ቃልኪዳን ገዛኸኝ ብውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ወኒና።
እተ ኣትሌት 29:38 ብምእታዊ ኢያ እቲ ክብረ ወሰን ወኒና።
ፍልፍል፡- WORLD ATHLETICS
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ደ/ር ፍትህ ወልደሰንበት ፕሬዚዳንት ዞባ ሓሙሽተ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሶ ኢድ ኣፍሪካ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ደ/ር ፍትህ ወልደሰንበት ፈላማይ ኢትዮጵያዊ ፕሬዚዳንት ዞባ ሓሙሽተ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሶ ኢድ ኣፍሪካ ኮይኖም ተሾይሞም።
ዶክተር ፍትህ፥ ብመርበብ ሓበሬታ ኣብ ዝተገበረ ኮንግረስ መረፃ ምብራቕ ኣፍሪካ ዞባ ሓሙሽተ ኢዮም ንኡጋንዳዊ ሕፁይ 6 ብ3…
ኣትሌት ጎይቲቶም ገብረስላሴ ኣብ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ በርሊን ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ኣትሌት ጎይቲቶም ገብረስላሴ ኣብ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ በርሊን ተዓዊታ።
ኣትሌት ጎይቲቶም ነቲ ውድድር ብ2:20.09 ሰዓት ብምእታው ቀዳመይቲ ወፂኣ።
ህይወት ገብረኪዳን ድማ 2:21.23 ሰዓት ካልአይቲ እንትትከውን፥ ሄለን ቶላ…
ኣትሌት ጉዬ አዶላ ኣብ በርሊን ማራቶን ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዬ አዶላ ኣብ በርሊን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ጉያ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ።
2:05:44 ዝኣተወሉ ሰዓት እንትኸውን፥ ኬንያዊ ኣትሌት ቤትዌል ዬጎን ካልኣይ፣ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ሳላሳይ ብምዃን ውድድሮም ዛዚሞም።
እዋናዊ…
ኣብ ኮፐን ሃገር ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዴንማርክ ከተማ ኮፐን ሃገር ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ብክልቲኡ ፆታ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም።
ኣብታ ከተማ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን፥ ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ኣምደወርቅ ዋለልኝ 59፡10 ብዝኾነ ሰዓት 1ይ ብምውፃእ…
ውድድር ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ 25 ክሳብ 30 መስከረም 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸሞንተ ጋንታታት ዝሳተፋሉ ውድድር ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ 25 ክሳብ 30 መስከረም 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ።
ሎሚ መዓልቲ ድማ ኣብቲ ውድድር ዝሳተፋ ጋንታታት ስነ-ስርዓት ምውፃእ ድልድል ተሳሊጡ።
ብመሠረት እዚ፦
ኣብ ምድብ ሀ…
ፀወታታት ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፀወታታት ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ 2021/2022 ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክጅምር ኢዩ።
ካብ ምድብ 5 ክሳብ ምድብ 8 ዝርከባ ጋንታታት ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ምድብ ፀወተአን ሎሚ መዓልቲ ከካይዳ ኢየን፡፡
እቲ ውድድር ሎሚ ምሸት 1 ሰዓትን 45…