Browsing Category
ስፓርት
ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ተዓዋቲት ፅዋዕ ኣፍሪካ ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2014 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ኣብ መበል 33 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ሻምፒዮን ኮይና።
ሃገራውያን ጋንታታት ሴኔጋልን ግብፅ ዘራኸበ ውድድር ፍፃመ ፅዋዕ ኣፍሪካ፥ ኣብ ስሩዕን ተወሳኺ ሰዓትን ብርቱ ንሕን ሽቶ ክምዝገብ ስለዘይከኣል ብመፍለዪ ፍፁም ቅላዕ…
ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ንሃገራዊት ጋንታ ካሜሮን ብምስዓር ናብ ፍጻመ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሓሊፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ካሜሮን ኣብ ዝገበረቶ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ ብፍፁም ቅላዕ 3 ን 1 ብምስዓር ናብ ፍፃመ ፀወታ ሓሊፋ።
ኣብቲ ፀወታ ኣብ ስሩዕ ሰዓትን ተወሳኺ ሰዓትን ባዶ ንባዶ ማዕረ ዝተዛዘመ…
ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ናብ ፍፃመ ሓሊፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ፅዋዕ ኣፍሪካ ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ንቡርኪናፋሶ ብምስዓር ናብ ፍፃመ ሓሊፋ።
ሳድዮ ማኔ ኮኾብ ኮይኑ ኣብ ዘምሰየሉ ፀወታ ሴኔጋል 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ኢያ ናብ ፍፃመ ሓሊፋ…
ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ሴኔጋል ምስ ቡርኪናፋሶ ክራኸባ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካሜሮን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ምስ ሃገራዊት ጋንታ ቡርኪናፋሶ ክራኸባ ኢየን።
ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ኣሊዎ ሲሴ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ትፅቢት…
ኣብ ከተማ ማንሃተን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌቲክስ ዓለም ኣኽሱማዊት እምባየ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ኒዮርክ ማንሃተን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ደቂኣንስትዮ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ1500 ሜትሮ ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ተዓወትቲ ኮይነን፡፡
ኣብቲ ውድድር ኣኽሱማዊት እምባየ 1ይ፣ ሂሩት መሸሻ 2ይን ፍሬወይኒ…
ሃገራዊ ጋንታታት ሴኔጋልን ሞሮኮን ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናብ ውድድር ርብዒ ፍፃመ ተፀምቢረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ጋንታታት ሴኔጋልን ሞሮኮን ኣብ ካሜሮን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 33 ፅዋዕ ኣፍሪካ ናብ ርብዒ ፍፃመ ሓሊፈን።
ትማሊ ምሸት ሰዓት ሓደ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ንኬፕ ቬርዴ 2 ን 0 ብምስዓር ናብ ውድድር ርብዒ ፍፃመ…
ጋምቢያ ኣብ ኩዕሾ እግሪ ታሪኻ ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንፈለማ እዋን ናብ ርብዒ ፍፃመ ሓሊፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፅዋዕ ኣፍሪካ ጋምቢያ ኣብ ኩዕሾ እግሪ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ናብ ርብዒ ፍፃመ ሓሊፋ።
ትማሊ ምሸት ሓደ ሰዓት ጋምቢያ ምስ ጊኒ ኣብ ዘካየደቶ ፀወታ ብብሕታዊት ሽቶ ሙሳ ባሮ 1 ን 0 ብምስዓር ኢያ ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን…
10ይ ሰሙን ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ክጅምሩ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)10ይ ሰሙን ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል ሰሙን ጀሚሩ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ክካየዱ ኢዮም።
ትሽዓተ ሰሙናት ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዝተኻየዱ እንትኾኑ፥ ምድላው ብሄራዊ ጋንታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ስዒቡ 15…
ዋሊያታት ሎሚ መዓልቲ ምሸት ምስ ካሜሮን መዘነኦም ክፃወቱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ካሜሮን መዘነኣ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ክተካይድ ኢያ።
ብኣሰናዳእነት ካሜሮን እናተኻየደ ዝርከብ መበል 33 ፅዋዕ ኣፍሪካ እናተሳተፈት ትርከብ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፥ ሎሚ መዓልቲ ምሸትሰዓት ሓደ ትፅቢት…
ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተሳዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ፈላማይ ፀወታ ምድብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምስ ኬፕ ቨርዴ ፀወታኣ ኣካይዳ።
ብውፅኢቱ ድማ ኢትዮጵያ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተሳዒራ።
ኣብ መጀመርታ እቲ ፀወታ ያሬድ ባዬ ብቀይሕ ካርዲ ምውፅኡ ስዒቡ ዋሊያታት ብጎዶሎ ፀወተኦም…