Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

መበል ሻድሻይ ዙር ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 የካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ዙር ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሰዓት 12፡ 00 ጀሚሩ ተኻይዱ። እቲ ምድላው ኮሚሽን ስፖርት ምምሕዳር ኣዲሰረ ኣበባ ዝመርሖ ኢዩ። ''ንሰላም ሃገረይ ዘብዒ ክኾን ኢየ፤ ንሰራዊ ምክልኻል ሃገር ቀዳምነት…

ማሕበር ስፖርት ቅዱስ ጊዮርጊስ ልዕሊ 50 ሺሕ ናውቲታት ትምህርቲ ንመቐለ ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ማሕበር ስፖርት ቅዱስ ጊዮርጊስ ልዕሊ 50 ሺሕ ናውቲታት ትምህርቲ ንመቐለ ደገፍ ከምዝገበረ ጊዚያዊ ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ኣታኽልቲ ሃይለስላሴ ገሊፆም። እቲ ደገፍ ጥራዛትን ካልኦት ናውቲታትን ዘካተተ ኢዩ ተባሂሉ። ኣይተ ኣታኽልቲ…

ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ኣብ ኩሉ ከባቢታት ንክባፃሕ ይስራሕ ከምዘሎ ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ኣብ ኩሉ ከባቢታት ንክባፃሕ ይስራሕ ከምዘሎ ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣይተ ኤልያስ ሽኩር፥ ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ንምዕባለ ኣእምሮ ወሳኒ ኢዩ ኢሎም። ስለዝኾነ ሚዛናዊ…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ክብረ ወሰን ዓለም 1500 ሜትሮ ሓዱሽ ብምምዝጋብ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ፈረንሳይ ሌቪን ኣብ ዝተኻየደ ናይ ውሽጢ ገዛ ውድድር ጉያ 1500 ሜትሮ ሓዱሽ ክብረ ወሰን ዓለም ብምምዝጋብ ተዓዊታ። ኣትሌት ጉዳፍ፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2014 ኣትሌት ገንዘቤ ዲባባ ዘመዝገበቶ ክብረ ወሰን ብ2…

ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ጅማ ኣባጅፋርን ባህርዳር ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መበል 11 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ጅማ ኣባጅፋርን ባህርዳር ከተማን ክልተ ማዕረ ተፈላሊየን። ክልቲአን ሽቶታት ጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር ተመስገን ደረሰ ዘመዝገበን እንትኸውን፥ ፍፁም ኣለሙን ምንይሉ ወንድሙን…

መበል 38 ዓለም ለኸ ውድድር ኣቋራጭ ጃንሜዳ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) መበል 38 ዓለም ለኸ ውድድር ኣቋራጭ ጃንሜዳ አብ ፍሉይ ዞባ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ሱኡልታ ይካየድ ኣሎ። ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዘዳለዎ እንትኸውን፥ ብዝተፈላለዩ ስፖርታዊ ተግባራት ይካይድ ኣሎ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ…

ዳይናን ኣሰልጣኒን ኣትሌቲክስ ኣይተ እሸቱ በዩ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይናን ኣሰልጣኒን ኣትሌቲክስ ኣይተ እሸቱ በዩ ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለዩ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣይተ እሸቱ ብምኽንያት ዘሓደሮም ሕማም ኣብ ሆስፒታል የካቲት 12 ሓገዝ ሕክምና እናተገበረሎም ድሕሪ ምፅናሕ ትማሊ ለይቲ 20 ጥሪ…

ፍራንክ ላምፓርድ ካብ ቼልሲ ኣሰልጣንነቱ ተሰናቢቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ  ፍራንክ ላምፓርድ ካብ ቼልሲ ኣሰልጣንነቱ ከምዝተሰናበተ እታ ጋንታ ኣፍሊጣ። ኮኾብ ተፃዋቲ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ቼልሲ ዝነበረን ነታ ጋንታ ካብ ማውሪዝዮ ሳሪ ሓላፍነት ዝተረከበን ፍራንክ ላምፓርድ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ ወርሒ ሓምለ…

ኣብ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሲዳማ ቡና ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ጋንታ ሲዳማ ቡና ዓወት ቀኒዑዋ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ምስ ጋንታ ሲዳማ ቡና ዝተፃወተት ጋንታ ሲዳማ ቡና 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡ ማማዱ ሲዴቤ ድማ ነታ ሸቶ ኣመዝጊቡዋ፡፡ እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ…

ኣብ ፀወታ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)7ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ሓደ ፀዋታ ኣተኣናጊዱ። ምስ ጋንታ ሃዲያ ሆሳእና ዝተፃወተት ጋንታ ፋሲል ከነማ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ጋንታ ፋሲል ከነማ ተዓዊታ ንኽትወፅእ ብሕታዊት ሸቶ ዘመዝገበ ተፃዋቲ ድማ…