Browsing Category
ስፓርት
ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ ብ5 ኪ. ሜ ውድድር ጉያ ክብረ ወሰን ዓለም ሰይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ ብ5 ኪ. ሜ ውድድር ጉያ ደቂ ኣኒስቲዮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰይራ።
እታ ኣትሌት ኣብ ሄርዞጌናውራች ኣብ ዝተኻየደ ‘ኣዲዜሮ ሮድ ቱ ሪከርድስ’ ውድድር ኢያ ብ14 ደቒቓ 21 ሰከንድ ብምእታው ነቲ ክብረ ወሰን ሒዛ።
ብደቂ…
ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ኣብ ስዊዘርላንድ ኣብ ዝተኻደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5000 ሜትሮ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ
ኣደስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2003 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት በሪሁ ኣረገዊ ሎሚ ምሸት ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ዙሪክ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ብ5000 ሜትሮ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ።
ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ነቲ ውድድር ብ12:58.65 ሰዓት ብምዝዛም ቀዳማይ እንትወፅእ፥ ኣትሌት ዮሚፍ…
ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኢትዮጵያ ንዚምባብዌ 1 ን 0 ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኳታር 2020 ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንዚምባብዌ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅት ስዒራ።
ኢትዮጵያ ስዒራ ንኽተወፅእ ብሕታዊት ዘቑፀረ ኣስቻሉ ታመነ ብፍፁም ቅላዕ ከምዘመዝገባ ካብ ኩዐሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓብረታ የረድእ።…
ብሄራዊ ጋንታ ፖራሊምፒክ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ እንትኣቱ ኣቀባበላ ተገይሩሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ቶኪዮ 2020 ፖራሊምፒክ ጨዋታ ዝተሳተፈ ብሄራዊ ጋንታ ፖራሊምፒክ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ እንትኣቱ ኣቀባበላ ተገይሩሉ።
ብሄራዊ ጋንታ ፖራሊምፒክ ኢትዮጵያ ብ3 ኣትሌታት ዝተወከለ እንትኸውን 1 ወርቂ ሜዳሊያን 2…
ዋሊያታት ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ ምሸት ምስ ጋና ክፃወቱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ጋና ክትፃወት ኢያ።
ተፃወትቲ እታ ሃገራዊት ጋንታ (ዋሊያታት) ናብ ኮስት ዝኸዱ እንትኾኑ፥ ትማሊ ምሸት ቀዳማይ ልምምድ ምግባሮም ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሶ…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ፅባሕ ናብ ጋና ክትጓዓዝ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋሊያ) ምስ ጋና መዘነኣ ንምፅዋት ፅባሕ ናብ ጋና ክትጓዓዝ ኢያ።
ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ውበቱ ኣባተ፥ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ምስ ሃገራዊት ጋንታ ጋና ንምፅዋት ናብ ጋና ዝጓዓዙ ናይ መወዳእታ…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንኡጋንዳ መዘነኣ 2 ን 1 ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ኣብ ዘካየደኦ ምሕዝነታዊ ፀወታ ኢትዮጵያ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ።
ኢትዮጵያ ተዓዊታ ንኽተወፅእ ኣቡበከር ናስር ኣብ መበል 11 ደቒቕ ከምኡ እውን ኣቤል ያለው ኣብ መበል 54 ደቒቕ ኣመዝጊቦምወን፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ…
ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋው ኣብ ፍርቂ ማራቶን ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰቢራ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋው ኣብ ኣየርላንድ ኣንትሪም ኮስት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰቢራ።
ኣትሌት ያለምዘርፍ 1:03.43 ብዝኾነ ውፅኢት ብምእታው ኢያ ክብረ ወሰን ናይቲ ርሕቐት ክትሕዝ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ብኣትሌት ትዕግስት ገዛሀኝ ብዝተመዝገበ ውፅኢት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2023(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ትዕግስት ገዛሀኝ መንግስቱ ኣብ ወድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ፓራሊምፒክ ደቂ ኣኒስቲዮ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ሜዳሊያ ወርቂ ብምምፅኣ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ እንኳዕ ደስ በለኪ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ኣትሌት ትዕግስት ገዛሀኝ ዝረኸበቶ…
ኣትሌት ፍሬወይኒ ኃይሉ ኣብ ሉዚያን ዳይመንድ ሊግ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣትሌት ፍሬወይኒ ኃይሉ ትማሊ ምሸት ኣብ ሉዚያን ዳይመንድ ሊግ ኣብ ዝተገበረ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ውድድር ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ።
ኣትሌት ሂሩት መሸሻ ኣብቲ ውድድር መበል ሻድሻይ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ።
ብ3 ሺሕ ሜትሮ ኣብ ዝተገበረ…