Browsing Category
ስፓርት
ጉባኤ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዘካየዶ መበል 13 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ዛዚሙ።
ቅድሚ ሕዚ ብዝተፈጠረ ክፍተት ኣሰራርሓ ምኽንያት ካብ ፈፃሚ ስራሕ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ተኣጊደን ንዝነበራ ወይዘሮ ሶፍያ ኣልማሙ ናብ…
ኣብ ከተማ ሃዋሳ እናተኻየደ ዝነበረ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ብዝካየዱ ፀወታታት ክዛዘም ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ትሽዓተ ናይ ፀወታ ሰሙናት ዘተኣናገደ ናይ ሃዋሳ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ብዝካየዱ ፀወታታት ክዛዘም ኢዩ።
ሎሚ መዓልቲ ካብ ሞንጎ ዝግበሩ ፀወታታት ጋንታ ኣዳማ ከተማን ባህርዳር ከነማን ሰዓት ትሽዓተ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት…
ጋንታ ኣስቶንቪላ ንስቲቨን ጄራርድ ኣሰልጣኒ ገይራ ሾይማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዛዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ንስቲቨን ጄራርድ ኣሰልጣኒ ገይራ ሾይማ።
ኣስቶንቪላ ንዲን ስሚዝን ካባረሩ ድሕሪ ምብራራ ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ንምርካብ እናኣለሸት ፀኒሓ ኢያ።
ሎሚ መዓልቲ ድማ ነበር ተፃዋቲ ጋንታ ሊቨርፑል ስቲቨን ጄራርድ ሓዱሽ…
ኢትዮጵያ ተዓዋቲት ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ብዙር ካብ ዝገበረቶም 4 ፀወታታት ኩሎም ብምስዓር ሻምፒዮን ኮይና።
እታ ሃገራዊት ጋንታ 12 ነጥቢ ብመሓዝ 12 ምስ ዝነበራ ሃገራዊት ጋንታ ዩጋንዳ ናይ መወዳእታ ፀወታ ሎሚ መዓልቲ…
ዓቢዪ ጉያ ኢትዮጵያ 2014 ንዘይተወሰነ እዋን ተናዊሑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ጉያ ኢትዮጵያ ኣቢዪ ጉያ ቶታል ኢነርጂስ 2014 ንዘይተወሰነ እዋን ከምዝተናውሐ ኣፍሊጡ።
5 ሕዳር 2014 ዓ.ም ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ቶታል ኢነርጂስ 2014 ዓቢዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ፥ ብመሰረት ኣዋጅ ህፁፅ እዋንንዘይተወሰነ እዋን…
ሉሲታት ካብ ውድድር ፀዋዕ ኣፍሪካ ደቂ ኣንስትዮ 2022 ወፃእ ኮይነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ (ሉሲ) ካብ ውድድር ፀዋዕ ኣፍሪካ ደቂ ኣንስትዮ 2022 ወፃእ ኮይና።
ኣብ ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ኢትዮጵያ ንሃገራዊት ጋንታ ዩጋንዳ 2 ን 0 ስዒራ ዝነበረት ትኹ እምበር ብሓፈሻዊ…
ኬንያዊት ኣትሌት ፌዝ ኪፕዮገን ኣብ ዓቢዪ ጉያ ኢትዮጵያ 2014 ናይ ክብሪ ጋሻ ክትከውን ኢያ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያዊት ኣትሌት ፌዝ ኪፕዮገን ኣብ ቶታል ኢነርጂ ዓቢዪ ጉያ ኢትዮጵያ 2014 ናይ ክብሪ ጋሻ ከምትኸውን ዓቢዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣትሌት ፌዝ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ውድድር ጉያ ኣብ ሪዮ ኦሎምፒክ ተዓዋቲት ከምዝኾነት ይፍለጥ።…
ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ክብረ ወሰን ዓለም ፍርቂ ማራቶን ሰይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቫሌንሺያ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ክብረ ወሰን ዓለም እቲ ርሕቐት ብምስባር ተዓዊታ።
ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ነቲ ርሕቐት 1 ሰዓት 2 ደቒቕን 52 ሰከንድን ብምእታው ኢያ ተዓዋቲት…
መርሃ ግብሪ ውድድር ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ሴካፋ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ዩጋንዳ ዝካየድ ውድድር ኩዕሾ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ /ሴካፋ/ 2021 ትሕቲ 20 ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሞንጎ ሽዱሽተ ሃገራት ከምዝካየድ ኣሰናዳእቲ እቲ ውድድር ኣፍሊጦም።
ካብ 20 ክሳብ 30 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ኣብ ዩጋንዳ…
ኢትዮጵያ ኣብ ወርሓዊ ደረጃ ፊፋ ሰለስተ ደረጃታት ኣንቆልቊላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሓዊ ምደባ ኩዕሾ እግሪ ደረጃ ሃገራት ፊፋ ኢትዮጵያ ሰለስተ ደረጃታት ኣንቆልቊላ።
ኣብዚ ወርሒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፥ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መስከረም ካብ ዝነበራ ደረጃ ብምንቁልቋል ኣብ መበል 137 ደረጃ ተቐሚጣ ኣላ።
ምስ እዚ…