Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ካርሎ ኣንቼሎቲ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጣሊያናዊ ካርሎ ኣንቼሎቲ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ብምዃን ከምዝተሸሙ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ሪያል ማድሪድ ምስ ሪያል ሶሴዳድ ትገብሮ ፀወታ ላሊጋ ኣብ ማድሪድ ናይ መወዳእታ ሓላፍነቶም ከምዝኸውን ተገሊፁ፡፡ ኣንቼሎቲ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን…

ማንቼስተር ሲቲ ነጥቢ ተማቒላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር መርሐ እንግሊዝ ምስ ሳውዛምፕተን ዝተራኸበት ማንቼስተር ሲቲ ብዘይ ሸቶ ማዕረ ተፈላሊያ፡፡ ኣብ ካልኦት ፀወታታት ኤቨርተን ንፉልሃም 3 ን 1፣ ብራይተን ንወልቭስ 2 ን 0፣ ከምኡ እውን ብሬንትፎርድ…

ባህር ዳር ከተማ ንኢትዮጵያ መድን ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 28 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህር ዳር ከተማ ንኢትዮጵያ መድን 2 ን 1 ስዒራታ፡፡ ሰዓት 10፡00 ኣብ ኣርቲፊሻል ሜዳ ሃዋሳ ዝተኻየደ ፀወታ ባህር ዳር ከተማ ሙጂብ ቃሲምን ሄኖክ ይበልጣልን ዘቑፀርዎ ሽቶታት ሰለስተ…

ሲዳማ ቡናን መቻልን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ በል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡናን መቻልን ተራኺበን 2 ን 2 ማዕረ ተፈለሊየን፡፡ ኣብቲ ፀወታ መስፍን ታፈሰን በዛብህ መለዮን ንሲዳማ ቡና ከምኡ እውን ፊሊሞን ገብረፃድቕን ኣቤል ነጋሽን ንመቻል ሸቶታት ኣመዝጊቦም፡፡ እቲ…

ሃዋሳ ከተማ ንድሬዳዋ ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ከተማ ሃዋሳ ንድሬዳዋ ከተማ 1ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ንሃዋሳ ከተማ ብሕታዊት ሽቶ ዘቑፀረ ታፈሰ ሰለሞን ናይ ዓወት ሸቶ ኣብ መረብ ኣዕሪፍዋ። ሃዋሳ ከተማ ናብ ዓወት እንትምለስ ድሬዳዋ…

ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኣትሌቲክ ቢልባኦ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ እግሪ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሜዳኣ ኦልድትራፎርድ ምሸት ሰዓት 4 ንኣትሌቲክ ቢልባኦ ክተተኣናግድ ኢያ። ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ማንቼስተር ዩናይትድ ናብ ስፔን ኣምሪሓ 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ምስዓራ…

ወላይታ ድቻ ንኣርባምንጭ ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወላይታ ድቻ ንኣርባምንጭ ከተማ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ወላይታ ድቻ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ሙሉቀን ኣዲሱን ካርሎስ ዳምጠውን እንተመዝግቡ፤ ብሕታዊ ሸቶ ኣርባምንጭ ከተማ ድማ ኣህመድ…

ተረፍ ፀወታታት መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ናይ ሜዳን ሰዓትን ለውጢ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ እናወቕዐ ብዝርከብ ከቢድ ዝናብ ምኽንያት መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተረፍ ፀወታታት ለውጢ መፃወቲ ሜዳን ሰዓትን ከምዝተገበረ ኮሚቴ ውድድርን ስነ ስርዓትን ኣፍሊጡ። እቶም ፀዋታታት ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ…

ፒኤስጂ ወይስ ኣርሰናል? ኣብ ሙኒክ ንዝካየድ ፍፃመ ….

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ መልሲ ፍርቂ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ፒኤስጂ ኣብ ሜዳኣ ፓርክ ደ ፕሪንስ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ንኣርሰናል ክተተኣናግድ ኢያ። ናይ ሎሚ መዓልቲ ተናሓናሕቲ ፍርቂ ፍፃመ ጋንታታት ኣብ ታሪኸን ፅዋዕ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ተዓዊተን…

ፋይዳ ንኢትዮጵያ ውድድር ጒያ 5 ኪሎ ሜትር ሰንበት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋይዳ ንኢትዮጵያ ውድድር ጒያ 5 ኪሎ ሜትር 3 ግኔቦት 2017 ዓ.ም ኣብ መስቀል ኣደባባይ ከምዝካየድ ቤት ፅሕፈት ፕሮግራም ብሄራዊ መታወቂያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ፕሮግራም ዩዳሔ ኣርአያስላሴ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ፋይዳ መለለዪ መንነት…