Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝካየዱ ውድድራት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ትማሊ ምሸት ኣብ ስፔን ማድሪድን ኣብ ቤልጂዬም ሂዩስደንን ዝተኻየዱ ውድድራት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም። ኣብ ቤልጂዬም ሂዩስደን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ንግስት ጌታቸው 1 ደቒቕን 57 ሰከንድ…

ሪያል ማድሪድ ንኣልቫሮ ካሬራስ ኣፈሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ሪያል ማድሪድ ስፔናዊ ተኸላኻሊ ኣልቫሮ ካሬራስ ካብ ክለብ ፖርቹጋል ቤኔፊካ ኣፈሪማ። ወዲ 22 ዓመት ካሬራስ ብ43 ሚሊየን ፓውንድ ንሪያል ማድሪድ ናይ 6 ዓመት ውዕል ኮንትራት ፈሪሙ። ካሬራስ ኣብ ዝሓለፈ ውድድር ዓመት 68 ፀወታታት ንቤኔፊካ…

ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ናይጀርያ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ኣትሌቲክስ ትሕቲ 20 ን 18ን ዓመትን ኣትሌቲክስ ሻምፒዮን ንምስታፍ ናብ ናይጄርያ ኣቡኩታ ኣቅንዑ። ካብ 16 ክሳብ 20 ሓምለ 2025 ኣብ ናይጀርያ ኣቡኩታ ኣብ ዝካየድ ሃገራት ኣፍሪካ ትሕቲ 20ን 18…

ክለባት ፍፃመ ዋንጫ ዓለም ሎሚ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ዝተረኸብሉ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ክለባት ዋንጫ ዓለም ፈረንሳይ ፒኤስጂን እንግሊዛዊ ቼልሲን ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ብሃንቀውታ ትፅቢት ይግበር። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ስታድየም ሜት ላይፍ ኣብ ዝካየድ ናይ መወዳእታ ፀወታ ክሳተፉ ትፅቢት ከምዝግበር ቢቢሲ ፀብፂቡ።…

ንትሕቲ 18 ክሳብ 20 ዓመት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፒዮና ኣፍሪካ ንዝሳተፉ ትሕቲ 18 ክሳብ 20 ዓመት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ምፍናው ተገይሩ። ኣብ ክልቲ ብርኪታት ዕድመ ኣብ ዝግበሩ ውድድራት ኢትዮጵያ ብኹሎም ፆታታት ብ28 ኣትሌታት ክትሳተፍ ኢያ። ናይ ምድላው እዋን ምንኣስን…

ኣርሰናል ንኖርጋርድ ኣፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርሰናል ማእኸል ተፃዋታይ ተኸላኻሊን ኣምበልን ብሬንትፎርድ ንዝኾነ ክርስቲያን ኖርጋርድ ምፍራሙ ብወግዒ ገሊፁ። ወዲ 31 ዓመት ዴንማርካዊ ተፃዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኖርጋርድ፥ ብ10 ሚሊየን ፓውንድን ብቐፃሊ እናተገምገመ ዝውሰኽ  5 ሚሊየን ፓውንድን…

ኣብ ውድድር ሰርከስ ዓለም 2025 ዝሳተፍ ልኡኽ ስነ ሰርዓት ምፍናው ተካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ፣ ኣብ ውድድር ሰርከስ ዓለም 2025 ዝሳተፍ ልኡኽ ስነ ሰርዓት ምፍናው ተካይዱ፡፡ ኢትዮ ዊንጌት ራሽያን ስዊንግ ዝተብሃለ ጉጅለ ሰርከስ ንኢትዮጵያ ወኪላ ኣብ ሞስኮ ዝካየድ ውድድር ኣርት ሰርከስ ዓለም…

ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ስታዲየም ፍፃመ ፀወታ ይርከቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ፍፃመ ክለባት ዋንጫ ዓለም ንምዕዛብ ኣብ ስታዲየም ይርከቡ። ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ስታዲየም ሜት ላይፍ ብምርካብ ናይ ፍፃመ ፀወታ ክሳተፉ ምዃኖም ዴይሊ ሜል ስፖርት ፀብፂቡ፡፡ ብሓድሽ ኣቀራርባ 32 ጋንታታት…

ኢቫን ራኪቲች ካብ ኩዕሶ እግሪ ወፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ክሮሺያዊ ነበር ተፃዋቲ ባርሴሎና ኢቫን ራኪቲች ባዕሉ ካብ ኩዕሶ እግሪ ምውፅኡ ዕላዊ ገይሩ። እዚ ወዲ 37 ዓመት ክሮሽያዊ ካብ ባርሴሎና ብተወሳኺ ንክለብ ስፔን ሲቪያን ንክለብ ሳውዲ ኣልሻባብ ምፅዋቱ ይዝከር፡፡ ኢቫን ራኪቲች ንክለቡን…

መሰረት ገብሬን ገመቹ ያደሳን ኣብ መበል 41 ማራቶን ኣትሌት ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መሰረት ገብሬን ገመቹ ያደሳን ኣብ መበል 41 ማራቶን ኣትሌት ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ተዓዊቶም። እቲ ውድድር ሎሚ ኣብ ክልል ሲዳማ ከተማ ሃዋሳ ተሳሊጡ። ኣብቲ ልዕሊ 200 ኣትሌታት ዘሳተፈ ውድድር ካብ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ገመቹ ያደሳ፣ ካብ ደቂ…