Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ሎሚ ዝካየድ መበል 20 ሰሙን መርሃ ግብሪታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 7 ጋንታታት ከራኽብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 09:30  ቶተንሃም ምስ ኒውካስትል ብዝገብርኡ ፀወታ ዝፍልም መበል 20 ሰሙን መርሃ ግብሪታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብድምር ሸውዓታ ጋንታታት ከራኽብ ኢዩ። በርንማውዝ ምስ ኤቨርተን፣ ኣስቶንቪላ ምሰ ሌስተር ሲቲ፣ ክሪስታል…

ብሬንትፎርድ ምስ ኣርሰናል ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መወዳእታ መርሃ ግብሪ ፀወታ መበል 19 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብሬንትፎርድ ምስ ኣርሰናል ክራኸባ ኢየን፡፡ ምሸት 2፡30 ኣብ ስታዲየም ጌቴክ ኮሙኒቲ ኣብ ዝካየደ ፀወታ ኣርሰናል ኣብ ሜዳኣ ብርትዕቲ ካብ ዝኾነት ጋንታ ብሬንትፎርድ…

ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ክብረ ወሰን 10 ኪሎ ሜትር ብምስባር ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስፔን ማድሪድ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 10 ኪሎ ሜትሮ ሳን ሲልቬስተር 2024 ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ሓዱሽ ክበረወሰን ብምስባር ታዊቱ፡፡ ኣትሌት በሪሁ ነቲ ርሕቐት 26 ደቒቕ 32 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢዩ ክብረ ወሰን…

ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ጋንታታት ኢትዮጵያ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ሓፂር፣ ማእኸላይ፣ 3 ሺሕን ሜትሮ መሕንኩሎን ስጉሚን ተግባራት ሜዳን ጋንታታት ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ ዝላ ብራኸ ደቂ ኣንስትዮ÷ ኣትሌት ፓች…

ኢትዮጵያ ብፎርፌ ናብ ቀፃ ዙር ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 17 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ብፎርፌ ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፋ፡፡ ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ኢትዮጵያን ዚምባብዌን ፀወተአን ንምግባር መርሃ ግብሪ ወፂኡለን ከምዝነበረ ይዝከር። ይኹን እምበር ዚምባብዌ…

ኣብ ፀወታታት ቅነ በዓል ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኒውካስትል ዩናይትድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይበረሉል

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 19 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ መርሃ ግብሪ ፀወታታት ቅነ በዓል ልደት እንትቕፅሉ ኣብ ድትራፎርድ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 5 እንትካየድ÷ ኣብ ተደጋጋሚ…

ማንቼስተር ሲቲ ናብ ዓወት ተመሊሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኣዋርሕ ውፅኢት ብምስኣን ኣብ ቅልውላው ዝፀንሐት ጋንታ ማንቼስተር ሲቲ ድሕሪ 4 ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ንሌስተር ሲቲ ብምስዓር ሰለስተ ነጥቢ አዕዊታ፡፡ ኣብ ፀወታ ቅንያት በዓል ልደት ካብ ሜዳኣ ወፃእ ንሌስተር ሲቲ ዝገጠመት ሲቲ÷ ብሳቪኒሆ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ 6 ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 19 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ሽዱሽተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም። ብመሰረት እዚ 11፡30 ሌስተር ሲቲ ኣብ ሜዳኣ ንማንቼስተር ሲቲ ክተተኣናግድ ኢያ፡፡ ምሸት 12 ሰዓት ድማ ክሪስታል ፓላስ ምስ ሳውዝ…

ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ውድድራት ሓፂር፣ ማእኸላይ፣ 3 ሺሕ ሜትሮ መሐንኩሎ ወዘተ  ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ውድድራት ሓፂር፣ ማእኸላይ፣ 3 ሺሕ ሜትሮ መሐንኩሎ፣ ተግባራት ሜዳን ስጉምን ከምዝካየዱ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ውድድር፥ 21 ጋንታታት፣ ክልተ ማእኸላት መሰልጠኒን ሓደ ኣካዳሚን ሓዊሱ 24 ትካላት…

ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናይ ቦክሲንግ ደይ ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ክተካይድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 18 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቦክሲንግ ደይ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ብመሰረት እቲ መርሃ-ግብሪ ምሸት ሰዓት 4፡30 ብራይተን ምስ ብሬንትፎርድ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡ ምሸት 5፡15 ድማ…