Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ምስ ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ክትገጥም ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም 2026 ሓምሻይ ናይ ምድብ ፀወታኣ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ክትገጥም ኢያ። እታ ሃገራዊት ጋንታ ኣብ ምድብ ካብ ዝገበረቶም ኣርባዕተ ፀወታታት ሰለስተ ነጥቢ ብመሓዝ ኣብቲ ምድብ 5ይ ደረጃ…

ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኣብ ቻይና ናንጂንግ ምክያድ ጀሚሩ። በዚ ድማ ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋ ሰለስቲአን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ናብ ፍርቂ ፍፃመ ክሓልፋ ክኢለን። ኣትሌት ሃብታም ኣለም፣ ኣትሌት ፅጌ…

16 ዓመታት ሙሉእ ካርዲ ዘይርኣየ ተፃዋታይ………

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሜዳ ኩዕሶ እግሪ ፀወታ ኣብ ተፃራሪ ጋንታ ተፃወትቲ ብኣይሰዓርን በሃላይነት መንፈስ ናብ ህልኽ ኣትዮም÷ ክነሓንሑን ካብኡ ሕልፍ ኢሉ እውን ኣብ ሓደ ኣካል ጥፍኣት እንትፍፅሙን ምርኣይ ተለሚዱ እዩ፡፡ ተፃወትቲ ኣብ ምንቅስቓስ ፀወታኦም ከም…

ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ጥሩነሺ ዲባባን ቅድሚ 20 ዓመታት ኣብዛ ዕለት …

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩርዓት ኢትዮጵያ ዝኾኑ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ኣብ ሻምፒዮና ሃገር ኣቋራፂ ዓለም ብሓፂርን ነዊሕን ርሕቐት ከምኡ እውን ኣትሌት ጥሩነሺ ዲባባ ኣብ ውድድር ሰገናትን በፃሓትን ብሓደ ግዘ ብምስዓር ቅድሚ 20 ዓመታት ከምዛ ሎሚ መዓልቲ ድሙ ታሪኽ…

ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዝሳተፍ ጉጅለ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ቻይና ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 21 ክሳብ 23 መጋቢት 2025 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዝሳተፍ ጉጅለ ሃገራዊት ጋንታ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ቻይና ናንጂንግ ኣምሪሑ። እቲ ጉጅለ 12 ኣትሌታት፣ ክልተ ኣሰልጠንቲ፣ ሓደ መራሒ…

ሊዮኔል ሜሲ ካብ ጉጅለ ሃገራዊት ጋንታ ርጀርንቲና ወፃእ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርጀንቲናዊ ኮኸብ ሊዮኔል ሜሲ ብጉድኣት ምኽንያት ሃገሩ ኣብ ትገብሮም መፃረዪ ፀወታታት ፅዋዕ ዓለም ወፃእ ከምዝኾነ ተረጋጊፁ፡፡ ብመሰረት እዚ ኣርጀንቲ ምስ ብራዚልን ኡራጓይን ኣብ ትገብሮም መፃረዪ ፀወታታት ከምዘይስለፍ ተሓቢሩ፡፡ ሜሲ ትማሊ…

ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ባርሴሌና ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ባርሴሌና ተዓዊቶም። ብደቂ ተባዕቲዮ ዝተኻየደ ማራቶን፥ ኣትሌት ተስፋዬ ድሪባ 2 ሰዓትን 4 ደቒቓን 13 ሰከነደን ብምእታው ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሩ ዛዚሙ። ብተመሳሳሊ ርሕቐት ብደቂ ኣኒስቲዮ…

ኣርሴናል ምስ ቼልሲ ሎሚ ዝገብርዎ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካይድ መበል 29 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሴናል ኣብ ሜድኡ ሰዓት 10 ምስ ቼልሲ ዝገብሮ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ኣርሴናል ክሳብ ሐዚ ብዝገበሮም ፀወታታት 55 ነጥቢ ብምውህላል ካብ…

ኣብ ናንጂንግ ኣብ ዝካየድ ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ዓለም 14 ኢትዮጵያዊያን ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቻይና ናንጂንግ ኣብ ዝካየድ ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝውክሉ 14 ኣትሌታት ክሳተፉ ኢዮም፡፡ ኣብቲ ሻምፒዮና ክልተ ግዘ በዓል ክብሪ ዝኾነ መለሰ ንብረትን ሳሙኤል ተፈራ ብደቂ ተባዕትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትር ንኢትዮጵያ ክውክሉ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ሓሙሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 29 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ተሳትፎ መድረኽ ኣውሮፓ ወሳንነት ዘለዎም ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ኣብ ዝቕፅል ዓመት ተሳትፎ ቻምፒየንስ ሊግ ንምርካብ ትነሓናሕ ማንቼስተር ሲቲ ምሸት ሰዓት 12 ኣብ ኢቲሃድ…