Browsing Category
ስፓርት
ንጥቕዓት ማሕበራዊ ሚዲያ ንዝተቓልዑ 25 ኣትሌታት ደገፍ ኤኣይ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌቲክስ ዓለም ንጥቕዓት ማሕበራዊ ሚዲያ ንዝተቓልዑ 25 ኣትሌታት ዝተፈላለያ ሃገራት ደገፍ ኣርተፊሻል ኢንተለጀንስ(ኤኣይ) ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።
እቲ ትካል ኣብ ዝገበሮ ናይ ኣርባዕተ ዓማውቲ መፅናዕቲ እቶም ኣትሌታት ንዝኸፍአ መጥቃዕቲ ማሕበራዊ…
ሙድሪክ ብግዚያዊነት ካብ ዓለም ለኸ ውድድራት ኩዕሾ እግሪ ተኣጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩክሬናዊ ተፃዋታይ ጋንታ ቼልሲ ሚካዬሎ ሙድሪክ ብግዚያዊነት ካብ ዓለም ለኸ ውድድራት ኩዕሾ እግሪ ከምዝተኣገደ ተረጋጊፁ፡፡
እቲ ተፃዋታይ ዘይተፈቐደ መበረታትዒ ቅመም ተጠቒሙ ኢዩ ብዝብል ምርመራ እናተገበረሉ ብምዃኑ ዝተመሓላለፈ ውሳነ ኢዩ…
ኣትሌት ሱቱሜ ከበደ ኣብ ኮልካታ ውድድር 25 ኪሎ ሜትር ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ሱቱሜ ከበደ ኣብ ህንዲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 25 ኪሎ ሜትሮ ኮልኮታ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ።
እታ ኣትሌት ነቲ ውድድር 1፡19፡17 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳመይቲ ወፂኣ።
ንኣትሌት ሱቱሜን ስዒባ ኬንያዊት ኣትሌት…
ኣትሌት ንብረት መላክ ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ባንግሴን ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ንብረት መላክ ኣብ ታይላንድ ቾን ቡሪ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ባንግሴን ባንግሴን ተዓዊቱ፡፡
ኣትሌት ንብረት ነቲ ርሕቐት 1 ሰዓት 2 ደቒቕን 32 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢዩ ቀዳማይ ክወፅእ ክኢሉ፡፡
ደርቢ ማንቹሪያን ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታታት ከተማ ማንቼስተር ዝኾና ማንቼስተር ሲቲን ማንቼስተር ዩናይትድን ዘካይደኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓትን 1፡30 ኣብ ስታዲየም ኢቲሃድ ዝካየድ እንትኸውን÷…
ሎሚ ኣብ ዝሳለጥ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 5 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ኣብ ዝሳለጥ መበል 16 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 5 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም።
ኣርሰናል ምስ ኤቨርተን፣ ሊቨርፑል ምስ ፉልሃም ሰዓት 12፡00 ምሸት ዘካይድኦ ፀወታ ቀልቢ ደገፍቲ ኩዕሶ እግሪ ዘንጠልጠለ ኮይኑ ኣሎ።…
ናይ መወዳእታ ሓሙሽተ ሕፁያት ብሉፃት ተፃወትቲ ኣፍሪካ 2024 ዕላዊ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ መወዳእታ ዝርዝር ሓሙሽተ ሕፁያት ብሉፃት ተፃወትቲ ኣፍሪካ 2024 ዕላዊ ተገይሩ፡፡
ተፃዋታይ ጋንታ ብራይተን ሆቭ ኣልቢዮን ኮትዲቯራዊ ሲሞን ኣዲንግራ ካብ ሞንጎ እቶም ሕፁያት ሓደ ኢዩ፡፡
እቲ ተፃዋቲ ሃገሩ ኮትዲቯር ኣብ ዝሓለፈ ዓመት…
ስዑዲ ዓረብ ንፅዋዕ ዋንጫ ዓለም 2034 ዓ.ም.ፈ 5 ትሪሊየን ዶላር ሰሊዓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስዑዲ ዓረብ ኣብ 2034 ዓ.ም.ፈ ንእተሰናድኦ ፅዋዕ ዋንጫ ዓለም 5 ትሪሊየን ዶላር ባጀት ከምዝሰለዐት ገሊፃ።
ነቲ ውድድር 10 ዓመታት ናይ ምድላው እዋን ዘለዋ እታ ሃገር ካብ ብሐዚኣ ብዙሓት ተግባራት ትዓይይ ከምዘላ ኣፍሊጣ።
ካብ መንጎ…
ስዑድ ዓረብ ፅዋዕ ዓለም 2034 ንኽተሰናድእ ተሓሪያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስዑድ ዓረብ ፅዋዕ ዓለም 2034 ንኽተሰናድእ ከምዝተሓረየት ላዕለዋይ ሓላዊ ዓለም ለኸ ማሐበር ኩዕሾ እግሪ (ፊፋ) ኣፍሊጡ፡፡
ካብዚ ብተወሳኺ ፅዋዕ ዓለም 2030 ሰሜን ኣፍሪካዊት ሞሮኮ፣ ስፔንን ፖርቹጋልን ብሓባር ከምዘሰናድአኦ ተገሊፁ፡፡…
ጋንታታት መቻልን ኢትዮጵያ መድንን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 11 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻልን ኢትዮጵያ መድን ባዶ ንባዶ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡
10 ሰዓት ኣብ ዝተኻደ ፀወታ ክልቲአን ጋንታታት ሸቶ ብዘይምምዝጋበን ፀወተአን ብዘይ ምንም ሸቶ ብማዕረ ውፅኢት ዛዚመን፡፡