Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ኣትሌት ኣለሽኝ ባወቀ ኣብ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ንሃገራ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ኣለሽኝ ባወቀ ኣብ ፔሩ ሊማ ይካየድ ኣብ ዘሎ ዓለም ለኸ ውድድር ሻምፒዮና  ትሕቲ 20 ዓመት 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ንሃገራ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ። ኣትሌት ኣለሽኝ ነቲ ርሕቐት ብ8:50.32 ብምዝዛም ኢያ ቀዳመይቲ ብምዃን ተዓዊታ።…

ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ኣብ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ሮም ብ5 ሽሕ ሜትሮ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ኣብ መበል 13 ውድድር ዳይመንድ ሊግ ሮም 2024 ብ5 ሽሕ ሜትሮ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቱ። ኣትሌት ሓጎስ ገ/ህይወት ነቲ ርሕቐት ብ12 ደቒቓ 51 ሰከንድን 07 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ኢዩ ተዓዊቱ። ኣብቲ…

ኢትዮጵያ እትሳተፈሎም 4 ውድድራት ፍፃመ ሻምፒዮና ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ሎሚ ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፔሩ ሊማ ይካየድ ኣብ ዘሎ ሻምፒዮና ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት፥ ኢትዮጵያ እትሳተፈሎም 4 ውድድራት ፍፃመ ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ኣትሌት ህይወት ኣምባውን ኣትሌት ብርሃን ሙሉን ዝሳተፋሉ ውድድር ስጉሚ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ምሸት…

ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁ ብደቂ ኣንስትዮ 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፔሩ ሊማ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁ ብደቂ ኣንስትዮ 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ። ኣትሌት ሲምቦ ብ9 ደቒቕ 12 ሰከንድን 71 ማይክሮ ሰከንድን…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ዝግበራሎም ውድድራት ፍፃመ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍቢሲ)ኣብ ፔሩ ሊማ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 20 ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዕድመ ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ዝግበራሎም ውድድራት ፍፃመ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም። ውድድር ፍፃመ 3 ሺሕ ሜትር መሐንኩሎ ለይቲ ሰዓት 7፡37 ዝካየድ እንትኸውን፥ ኣብቲ…

ብ5000 ሜትር ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮያውያን ኣትሌታት ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 20 ዓመት 5000 ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮያውያን ኣትሌታት ተዓዊተን። ኣትሌት መዲና ኢሳ ብ14:39:71 ቀዳመይቲ ብምውፃእ ክብረወሰን ዓለም እቲ ውድድር ሜዳልያ ወርቂ ተዓዊታ። ኣትሌት መቅደስ ኣለምሸት ድማ…

ኢትዮጵያ ትፅቢት እትግበረሎም ክልተ ውድድራት ፍፃመ ኣትሌቲክስ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ፔሩ ሊማ ዝካየድ መበል 20 ዓለም ለኸ ውድድር ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ትሕቲ 20 ዓመት ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ። ብመሰረት እዚ ለይቲ 7፡25 ኣብ ዝካየድ 5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት መዲና ኢሳን መቅደስ ኣለምእሸትን ክዕወታ…

ኣብ ቦነስ ኣይረስ ዝተኻደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኣትሌት ገርባ ዲባባ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣርጀንቲና ቦነስ ኣይረስ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ገርባ ዲባባ ተዓዊቱ፡፡ እቲ ኣትሌት ነቲ 21 ኪሎ ሜትር ብ1 ሰዓት 26 ሴኮንድ ብዝኾነ ሰዓት ክዕወት ክኢሉ፡፡ ኬኒያውያን ሙዋንጊ ኮስማስን ሪቻርድ ያተር…

ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ኣብ ፅዋዕ ካፍ ኮንፌዴሬሽን ናብ ቀፃሊ ዙር ክትሓልፍ ኣከኣለትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድመ መፃዪ ፀወታ ፅዋዕ ካፍ ኮንፌዴሬሽን 2024/25 ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ብኬንያዊት ጋንታ ኬንያ ፖሊስ ብድምር ውፅኢት ተሳዒራ ካብቲ ውድድር ወፃእ ኮይና። ክልቲአን ጋብታታት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ኣበበ በቂላ ኣብ ዝገበረኦ ናይ መልሲ ፀወታ÷…

ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ ኣብ መበል 17 ውድድር ፓራሊምፒክ ንዝሳተፍ ልኡኽ ኣበረታቲዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ወይዘሮ ሸዊት ሻንካ ኣብ ፓሪስ ዝካየድ መበል 17 ውድድር ፓራሊምፒክ ንዝሳተፍ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣበረታቲዐን። ወይዘሮ ሸዊት ኣብቲ እዋን÷ እቲ ሚኒስቴር ንኢትዮጵያ ዝወከሉ ስፖርተኛታት ዓቒሚ ብዝፈቐዶ መጠን ኣብ እዋን…