Browsing Category
ስፓርት
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባሀር ዳር ከተማ ምስ ሲዳማ ቡና ክራኸባ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 6ይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡
ብመሰረት እዚ÷ ባህር ዳር ከተማ ምስ ሲዳማ ቡና ሰዓት 10 ከምኡ እውን ሃድያ ሆሳእና ምስ ወላይታ ድቻ ሰዓት 1 ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ፀወተአን…
ማንቼስተር ዩናይትድ ንኣሰልጣኒ ኤሪክ ቴን ሃግ ኣሰናቢቱዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣሰልጣኒ ማንቼስተር ዩናይትድ ኤሪክ ቴን ሃግ ካብ ሓላፍነቶም ተሰናቢቶም።
ኣሰልጣኒ ኤሪክ ቴን ሃግ ኣብ ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ድኹም ጉዕዞ እናገበሩ ብምንባሮም ወቐሳ እናበፅሖም ፀኒሑ ኢዩ፡፡
ዩናይትድ ትማሊ ኣብ ዘካየደቶ መበል 9ይ…
4 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ብሉፃት ኣትሌታት እዚ ዓመት ተኻቲቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዮሚፍ ቀጀልቻ፣ ታምራት ቶላ፣ ትዕግስት ከተማን ሱቱሜ ኣሰፋን ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ካብ ስታዲየም ወፃእ ብሉፃት ኣትሌታት ዓመተ 2024 ተኻቲቶም።
እቶም ኣትሌታት፥ ኣብ 2024 ዓ.ም.ፈ ኣብ ውድድር ጕያ ጎደና ብዘመዝገብዎ…
ኣብ ማራቶን ፍራንክፈርት ኣትሌት ሃዊ ፈይሳ ክብረወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጀርመን ፍራንክፈርት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ሃዊ ፈይሳ ክብረወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊታ።
ኣትሌት ሃዊ ፈይሳ እቲ ውድድር 2 ሰዓት 17 ደቒቕን 25 ሰከንድን ብምእታው ከምዝተዓወተት ሓበሬታ ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ…
ኣትሌት ዮሚፍ ቀጀልቻ ክብረ ወሰን ዓለም ፍርቂ ማራቶን ሰይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ዮሚፍ ቀጀልቻ ኣብ ቫሌንሺያ ሜዲዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ክብረ ወሰን ዓለም ብምስባር ተዓዊቱ፡፡
እቲ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት 57 ደቒቕን 30 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብመእታው ከምዝተዓወተ ሓበሬታ ኣትሌቲክስ ዓለም…
መቻል ንወልዋሎ አዲግራት ዩኒቨርሲቲ ብምስዓር ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓሻይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንወልዋሎ አዲግራት ዩኒቨርሲቲ 3 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ።
ቀትሪ ሰዓት 10 ጀሚሩ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ መቻል ታዬ ጋሻው (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ)፣ ኣቤል ነጋሽን ዳንኤል ዳርጌን…
ፀወታ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ጁባ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ሃገራት ኣፍሪካ (ቻን) ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ናይ በፂሕኻ መልሲ ፀወታኣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ጁባ ከምትገብር ተገሊፁ፡፡
ብመሰረት እዚ ፀወታ በፂሕኻ መልሲ እተን ሃገራት 21 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም 24 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም…
መሳይ ተፈሪ ግዚያዊ ኣሰልጣኒ ዋሊያታት ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መሳይ ተፈሪ ንገብረመድህን ሃይለ ብምትካእ ግዚያዊ ዋና ኣሰልጣነኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋሊያታት) ኮይኑ፡፡
ብመሰረት እዚ ኣሰልጣኒ መሳይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ሃገራት ኣፍሪካ (ቻን) ትገብሮም ፀወታታት ንኽመርሑ…
ኣብ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ባርሴሎናን ባየርን ሙኒክን ዝገብረኦ ግጥም ትፅቢት ይግበረሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ እንትቕፅሉ ጋንታታት ባርሴሎናን ባየርን ሙኒክ ዝገብረኦ ግጥም ትፅቢት ይገበረሉ፡፡
ምሸት ሰዓት 1፡45 ኣብ ከተማ ቤርጋሞ ጣሊያናዊት ጋንታ ኣታላንታ ምስ ስኮትላንዳዊት…
መበል 46 ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 46 ሓፈሻዊ ጉባኤ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።
ኣበግቲ ጉባኤ ፕሬዝዳንት ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ ፓትሪስ ሞትሴፔን ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ካፍን፣ ፕሬዝዳንት ዓለም ለኸ…