Browsing Category
ስፓርት
መዕፀዊ ስነ-ስርዓት ኦሊምፒክ ፓሪስ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መዕፀዊ ስነ-ስርዓት መበል 33 ፀወታታት ኦሊምፒክ 80 ሺሕ ተመልከትቲ ኣብ ዘተኣናግድ ብሄራዊ ስታዲየም ስታድ ደ ፍራንስ ሎሚ ምሸት ካብ ሰዓት 4 ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ፡፡
ባንዲራ ኦሊምፒክ ድማ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2028 መበል 34 ፀወታ…
ኢትዮጵያ ኣብ ፓሪስ ኦሊምፒክ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ፓሪስ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ብውድድር ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ።
ኣብቲ ካብ ሰዓት 3 ንጎሆ ጀሚሩ ዝተኻየደ ውድድር፥ ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ንሃገራ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኣ።
ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ፣…
ኢትዮጵያ ኣብ ፓሪስ ኦሊምፒክ ናይ መጀመሪያ ወርቂ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ታምራት ቶላ ኣብ ውድድር ማራቶን ፓሪስ ኦሊምፒክ 2024 ቀዳማይ ብምውፃእ መዳሊያ ወርቂ ተዓዊቱ።
ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያ ኣብ ፓሪስ ኦሊምፒክ ናይ መጀመሪያ ወርቂ ረኺባ።
ኣብቲ ውድድር ንኢትዮጵያ ብምውካል፥ ኣትሌት ቀነኒሳ…
ኢትዮጵያ ትፅቢት ትገብረሉ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ኦሊምፒክ ፓሪስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፋሉ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ፡፡
ኣብቲ ውድድር ፍፃመ÷ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ፣ ኣትሌት ፅገ ገብረሰላማን ኣትሌት ፎትዬን ተስፋይን ንኢትዮጵያ…
ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ጥዕና ከምዝርከብ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወዳዳራይ 3 ሺህ መሕንኩሎ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ካብ ዘጋጠሞ ጉድኣት ሒሹዎ ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ጥዕና ከምዝርከብ ተገሊፁ፡፡
እቲ ኣትሌት ትማሊ ምሸት ኣብ ፈረንሳይ ኦሊምፒክ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር መሕንኩሎ 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ÷ ኣብ ናይ…
ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ እትሳተፈሉ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ 1500 ሜትሮ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ፓሪሱ ኦሊምፒክ ውድድር ፈርቂ ፍፃመ 1500 ሜትሮ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ።
እቲ ውድድር ሎሚ ምሸት ሰዓት 2፡35 ዝካየድ እንትኸውን፥ ኢትዮጵያ ኣቲ ርሕቐት ብሰለስተ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌታት ተወኪላ ኣላ።
ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት…
ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ብውድድር ምፅራይ 1500 ሜትሮ ናብ ፈርቂ ፍፃመ ሓሊፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ኣብ ካልኣይ ዙር ውድድር ምፅራይ 1500 ሜትሮ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፋ።
ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር፥ ኣብ ምድብ ሓደ ቀዳመይቲ ብምዃን ኢያ ነቲ ርሕቐት ዛዚማቶ።
ኣአትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ኣትሌት ድርቤ ወልተጂን ትማሊ ኣብ…
ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት፣ ቢንያም መሓሪ፣ ኣዲሱ ይሁኔን ብውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ ናብ ፍፃመ በፂሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰዓት 6፡10 ኣብ ዝተኻየደ መበል 33 ፓሪስ ኦሊምፒክ ምፅራይ 5 ሺሕ ሜትሮ፥ ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት፣ ቢንያም መሓሪ፣ ኣዲሱ ይሁኔን ናብ ፍፃመ በፂሖም
ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ኣብቲ ዝተኻየደ ምፅራይ ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ…
ኢትዮጵያ እትሳተፈሉ ውድድር ፍፃመ መሐንኩሎ 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ሎሚ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ፓሪስ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ እትሳተፈሉ ውድድር ፍፃመ መሐንኩሎ 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባቲዮ ሎሚ ክካየድ ኢዩ።
እቲ ውድድር ምሸት ሰዓት 4፡43 ኢዩ ክካየድ።
ኣትሌት ለሜቻ ግርማ፣ ሳሙኤል ፍሬውን ጌትነት ዋለን ክሳተፉ ኢዮም።…
ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ መፃረዪ ውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብፓሪስ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 33 ኦሊምፒክ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ መፃረዪ ውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፈን።
ሎሚ ረፋድ ሰዓት 5፡05 ኣብ ዝተኻየደ መፃረዪ ውድድር÷ ኣትሌታት ጉዳፍ ፀጋይን ድርቤ ወልተጂን ናብ…