Browsing Category
ስፓርት
ምስ ስፔን ኣብ ፀወታ ፍፃመ ፅዋዕ ኣውሮፓ ዝጋጠም ብሄራዊ ጋንታ ሎሚ ምሸት ክፍለጥ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ስፔን ኣብ ፀወታ ፍፃመ ፅዋዕ ኣውሮፓ ዝጋጠም ብሄራዊ ጋንታ ሎሚ እንግሊዝን ኔዘርላንድስ (ሆላንድ)ን ኣብ ዝገብርኡ ፀወታ ክፍለጥ ኢዩ።
እንግሊዝን ኔዘርላንድስ (ሆላንድ)ን ፀወታ ፈርቂ ፍፃመ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ…
ስፔንን ፈረንሳይን ሎሚ መዓልቲ ናብ ፍርቂ ፍፃመ መን ሓለፈ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ ፀወታ ናብ ፍርቂ ፍፃመ መንሓለፈ ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ።
ኣብቲ ሰዓት 4 ምሸት ዝካየድ ፀወታ፥ ስፔንን ፈረንሳይን ክጋጠማ ኢየን።
እተን ሃገራት፥ 75 ሺሕን 24 ተዓዛቢ ኣብ ዘተኣናግድ ስታዲየም ኣሊያንዝ ኣሬና…
ወልቂጤ ከተማ ንኣዳማ ከተማ ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 30 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወልቂጤ ከተማ ንኣዳማ ከተማ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡
ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ሰዓት 9:00 ኣብ ዝተኻየደ ናይ መወዳእታ ሰሙን እቲ ሊግ÷ ኣዳነ በላይነህ ብዘመዝገባ…
ኣብ ውድድር ኦሊምፒክ ፓሪስ ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ናይ መወዳእታ ተሰለፍቲ ኣትሌታት ምስ ተጠባበቕቶም ተፈልዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ኦሊምፒክ ፓሪስ 2024 ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ናይ መወዳእታ ተሰለፍቲ ኣትሌታት ምስ ተጠባበቕቶም ከምዝተፈለዩ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ፡-
ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ፤ ኣትሌት ፅጌ ድጉማ፣ ኣትሌት ሃብታም…
ንጋንታ ሃድያ ሆሳእና ንጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ስዒራታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መወዳእታ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ጋንታ ሃድያ ሆሳእና ንኢትዮጵያ ቡና 2 ን 1 ስዒራ፡፡
ኢትዮጵያ ቡና ብኣንተነህ ተፈራ ሸቶ እናመርሐት ትፅናሕ እምበር÷ የኋላእሸት ሰለሞን ንሃዲያ ሆሳእና ብዘቑፀረኦም ክልተ ሸቶታት…
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃዋሳ ከተማ ንወላይታ ድቻ ስዒራታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሃዋሳ ከተማ ንጋንታ ወላይታ ድቻ 2 ን 0 ብዝኾ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ።
ሃዋሳ ከተማ ዘተዓወተትለን ሸቶት ዓሊ ሱሌማን ኣብ መበል 3ደቒቕን 48 ደቒቕን ኣመዝጊቡወን፡፡
መበል 30 ናይ መወዳእታ ሰሙን መርሃ…
ኔዘርላንድስ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ልዑል ግምት ተዋሂቡዋ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኔዘርላንድስ(ሆላንድ) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ልዑል ግምት ተዋሂቡዋ ኣሎ።
ኔዘርላንድስ ምስ ሮማንያ ኣብ ስታዲያም ኣሊያንዝ ኣሬና ሰዓት 1 ምሸት ፀወተአን ከካይዳ ኢየን።
ምሸት ሰዓት 4…
ሎሚመዓልቲ ኣብ ዝካየዱ ፀወታታት ኣውዲቅኻ ምሕላፍ ልዑል ትፅቢት ዝግበረሎም ግጥማት ክካየዱ እዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ምሸት ኣብ ዝካየድ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም።
ኣብቶም ሎሚመዓልቲ ዝካየዱ ፀወታታት ኣውዲቅኻ ምሕላፍ ልዑል ትፅቢት ዝግበረሎም ክልተ ግጥማት ክካየዱ እዮም።
ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ…
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንኣዳማ ከተማን 3 ን 0 ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንኣዳማ ከተማን 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ናይ ፅዋዕ ንሕንሓ ኣጠናኺራ፡፡
መቻል ዝተዓወተትለን ሸቶታት ሽመልስ በቀለ፣ ኣህመድ ረሺድ (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ)ን በረከት ደስታን ኣመዝጊቦምወን፡፡
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን ወልቂጤ ከተማን ተዓዊተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን ወልቂጤ ከተማን ተጋጠምተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊበን።
ኣብ መበል 29 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 9፡00 ክልተ ፀወታታት ተኻይዶም፡፡
ብመሰረት እዚ…