Browsing Category
ስፓርት
ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ 2024/25 ሎሚ መዓልቲ ክጅምሩ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)36 ጋንታታት ኣውሮፓ ዘሳትፍ ሓዱሽ ውድድር ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ እንትጅምር ኤሲ ሚላን ኣብ ሜዳኣ ሳንሲሮ ምስ ሊቨርፑል ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
በብዙሓት ዘይተፈተወ እቲ ሓዱሽ ቅርፂ ውድድር ሻምፒየንስ ሊግ÷ ብላዕለዎት…
ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ንኽተተኣናግድ ተወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ኣብ ኢትዮጵያ ንኽካየድ ወሲኑ፡፡
እቲ ጉባኤ ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ይኹን እምበር÷ እታ ሃገር ክተተኣናግድ…
ኣብ ማራቶን ሲድኒ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተኸታቲለን ብምእታው ተዓዊተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውስትራሊያ ሲድኒ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተኸታቲለን ብምእታው ተዓዊተን።
ብብርኪ ኣትሌቲክስ ዓለም ደረጃ ፕላቲኒየም ዝተውሃቦ ማራቶን ሲድኒ÷ ኣትሌት ወርቅነሽ ኢዴሳ 2:21:40 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ክብረ…
ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ እንትቕፅል ደርቢ ሰሜን ለንደን ከተኣናግድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ እንትቕፅል ደርቢ ሰሜን ለንደን ሓዊሱ ክልተ ፀወታታት ከተኣናግድ ኢዩ።
ኣብ ደርቢ ሰሜን ለንደን ጋንታ ቶተንሃም ሆትስፐር ንጋንታ ርሰናል ተተኣናግደሉ ፀወታ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 10 ክካየድ ኢዩ።…
ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ሳውዝሃምፕተንን 3 ን 0 ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ መበል ራብዓይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ፥ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ሳውዝሃምፕተንን 3 ን 0 ተዓዊታ።
ሓዱሽ ፈራሚ ማቲየስ ዴሊትን ማርከስ ራሽፎርድን ቅድሚ ዕረፍቲ ክልተ ሸቶታት…
ኣብ መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ሸሞንተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ አብ ዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሸሞንተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም።
ብመሰረት እዚ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ሳውዝሃምፕተን ሰዓት 8፡30 ኣብ ስታዲየም ሴንት ሜሪ ከምዝረኻቡ እቲ መርሃ ግብሪ ይገልፅ።
11 ሰዓት ድማ፥ …
ኣሰልጣኒ ሚኬል ኣርቴታ ኣብ ጋንታ ኣርሰናል ንምፅናሕ ዘኽእሎ ውዕሊ ኣናዊሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ጋንታ ኣርሰናል ሚኬል ኣርቴታ ኣብታ ጋንታ ንተወሰኽቲ ዓመታት ዘፅነሖ ውዕሊ ኣናዊሑ፡፡
ብመሰረት እዚ ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ኣርቴታ ኣብ ጋንታ ሰሜን ለንደን ንተወሰኽቲ ሰለስተ ዓመታት ንምፅናሕ ዘኽእሎ ክታም ምንባሩ እታ ጋንታ ኣፍሊጣ፡፡…
ዋልያታት ኣብ 2025 መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሞሮኮ ካልኣይ ዙር ፀወተኦም ከካይዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋልያታት ኣብ 2025 መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሞሮኮ ካልኣይ ዙር ፀወተኦም ምስ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ከካይዱ ኢዮም።
እቲ ፀወታ ፅባሕ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ታንዛኒያ ዳሬ ሰላም ብሄራዊ ስታዲየም ቤንጃሚን ምካፓ ኢዮም ከካይዱ።
ኣብ ህማምን…
ንልኡኽ ኣትሌቲክስ ትሕቲ 20 ዓመት ኣፍልጦን ሽልማትን ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፔሩ -ሊማ ኣብ ዝተኻየደ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ተሳቲፉ ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገበ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣፍልጦን መበረታትዒ ሽልማት ተበርኪቱሉ፡፡
ልኡኽ ኣትሌቲክስ ትሕቲ 20 ዓመት ኢትዮጵያ ኣብ ተሳትፎኡ 6 ወርቂ፣ 2 ብሩርን 2…
ሃገራዊት ጋንታ ኢዮጵያ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምስ ታንዛኒያ ክተካይድ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢዮጵያ ኣብ 2025 ኣብ ሞሮኮ ዝካየድ ፅዋዕ ኣፍሪካ ቀዳማይ መፃረዪ ፀወታኣ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ታንዛኒያ ክትፃወት ኢያ፡፡
እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ታንዛኒያ ዳሬ ሰላም ስታዲየም ቤንጃሚን ምካፓ ክካየድ ኢዩ።
ዋልያታት…