Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

“መቻል ን ኢትዮጵያ” ውድድር ጉያ 10 ኪሎ ሜትሮ ጎደና ፅባሕ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)"መቻል ን ኢትዮጵያ" ውድድር ጉያ 10 ኪሎ ሜትሮ ጎደና ፅባሕ ክካየድ ኢዩ። እቲ ጉያ መበል 80 ዓመት በዓል ምስረታ ጋንታ ስፖርት መቻል ምኽኒያት ብምግባር ኢዩ ክካየድ። መበገሲን መብሕን መስቀል ኣደባባይ ኣብ ዝገብር እቲ…

ንልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍልጦን ሽልማትን ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 23 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ንዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ግዮን ሆቴል ኣፍልጦን ሽልማትን ይወሃብ ኣሎ። ኣብ ካሜሩን ዱዋላ ኣብ ዝተኻየደ 23 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝተኻፈለ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ÷…

ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ማንችስተር ዩናይትድ ሉዊስ ናኒ ናብ ኢትዮጵያ ክመፅእ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ማንችስተር ዩናይትድን ብሄራዊ ጋንታ ፖርቺጋልን ሉዊስ ናኒ ኣብ መበል 80 ዓመት ምስረታ ጋንታ ስፖርት መቻል ብኽብሪ ጋሻ ንምርካብ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝመፅእ ቦርድ እቲ ጋንታ ኣፍሊጡ። ናኒ ዘጣየሾ ኣካዳሚ ስፖርት ምስ መቻል…

ድልድል ምድብ 16 ሃገራት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፅዋዕ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ድልድል ምድብ 16 ሃገራት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፅዋዕ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ ኣሰናዳኢት ጀርመን ምዴንማርክ፣ ስዊዘርላንድ ምስ ጣሊያን፣ እንግሊዝ ምስ ስሎቫኪያ፣ ስፔን ምስ ጆርጂያ ተደልዲለን። ብተመሳሳሊ ፈረንሳይ ምስ ቤልጂየም፣…

ኢትዮጵያ ብ3 ሺሕ ሜትር መሕንኩሎ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካሜሩን ዱዋላ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ኣለምናት ዋለ ካልኣይ ወፂኣ፡፡ ኣብቲ ውድድር ዝተሳተፈት ኣትሌት መሰረት የሻነህ ራብዐይቲ ብምውፃእ ውድድራ ዛዚማ፡፡ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ብዙሓት…

ምክትል ኣሰልጣኒኣ ብዝተቐፅዑዎ ቢጫ ካርድ ምኽንያት ካብ ምድባ 2ይ ደረጃ ዝሰኣነት ሃገራዊት ጋንታ ስሎቬኒያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ጀርመን እናተኻየደ ዝርከብ 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ ሃገራውያን ጋንታታት ዴንማርክን ስሎቪኒያ ተመሳሳሊ ነጥቢ ሪከርድታትን እናሃለዉወን ደረጃ ዝተፈላለያሉ መገዲ ንማሕበረሰብ ኩዕሾ እግሪ ዓለም ዘገርም ኮይኑ ኣሎ፡፡ ኣብ ምድብ ሰለስተ ዝተደልደላ…

ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ቤልጂየም ምስ ዩክሬን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ቤልጂየም ምስ ዩክሬን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። ኣብ መበል 17 ውድድር ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ናይ መወዳእታ ወሰንቲ ፀወታታት ምድብ 5 ን 6 ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክግበሩ ኢዮም። በዚ ድማ ቤልጂየም ምስ ዩክሬን…

ኣብ ውድድር ስጉሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ብክልቲኡ ፆታ ወርቂ ሜዳሊያ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካሜሩን ዱዋላ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 23 ውድድር ስጉሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ብክልቲኡ ፆታ ወርቂ ሜዳሊያ ረኺባ። ኣብ ካሜሩን ዱዋላ ዝተኻየደ ውድድር ስጉሚ 20 ኪሎ ሜትሮ÷ ኣትሌት ስንታየሁ ማስሬን ምስጋና ዋቁማ ብዓወት…

ፈረንሳይ፣ እንግሊዝን ኔዘርላንድስን ናብ ግጥም ኣውዲቕካ ምሕላን ንምፅምባር ሓያል ንሕንሕ ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ -ግብሪታት መበል 17 ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ናብ ግጥም ኣውዲቕካ ምሕላፍ ንምፅምባር ብርቱዕ ንሕንሕ ዝፅበየን ሃገራዊ ጋንታታት ክፃወታ ኢየን፡፡ ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ምድብ ኣርባዕተ ዝተደልደላ ፈረንሳይን…