Browsing Category
ስፓርት
ሃገራዊት ጋንታ ኢዮጵያ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምስ ታንዛኒያ ክተካይድ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢዮጵያ ኣብ 2025 ኣብ ሞሮኮ ዝካየድ ፅዋዕ ኣፍሪካ ቀዳማይ መፃረዪ ፀወታኣ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ታንዛኒያ ክትፃወት ኢያ፡፡
እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ታንዛኒያ ዳሬ ሰላም ስታዲየም ቤንጃሚን ምካፓ ክካየድ ኢዩ።
ዋልያታት…
ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ፓራሊምፒክ 3 ሜዳሊያታት ብምርካብ ተሳትፎኣ ዛዚማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ መበል 17 ውድድራት ፓራሊምፒክ ኢትዮጵያ 2 ወርቂን 1 ብሩርን ሜዳሊያታት ብምርካብ ተሳትፎኣ ዛዚማ።
ብመሰረት እዚ ኣትሌት ትእግስት ገዛሀኝ ብ1 ሺሕነ 500 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ዋግዋጎ (T-13)ን ያየሽ ጌቴ ብ1…
ኣትሌት ይታያል ስለሺ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ይታያል ስለሺ ኣብ መበል 17 ውድድራት ፓራሊምፒክ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ ዓይነ ስውር ጩራ (T-11) ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኡ።
እቲ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት 4 ደቒቕ 23 ሰከንድን 21 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት…
ሉዊስ ሱዋሬዝ ካብ ዝቕፅል ቀዳም ዝካየድ ፀወታ ንደሓር ንባዕሉ ካብ ሃገራዊት ጋንትኡ ከምዘግልል ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኡራጋዊ ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሉዊስ ሱዋሬዝ ካብ ዝቕፅል ቀዳም ዝካየድ ፀወታ ንደሓር ንባዕሉ ካብ ሃገራዊት ጋንትኡ ከምዘግልል ኣፍሊጡ።
ወዲ 37 ዓመት ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሱዋሬዝ÷ ሃገሩ ኣብ ዝቕፅል ቀዳም ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ምስ ፓራጓይ…
ኣትሌት ያየሽ ጌቴ ክብረወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ውድድር ፓራሊምፒክ ኣትሌት ያየሽ ጌቴ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ዓይነ ስውራት ደቂ ኣንስትዮ (T-11) ክብረ ወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊታ፡፡
እታ ኣትሌት ቅድም ክብል 4 ደቒቕ 27 ሰከንድን 68 ማይክሮ ሰከንድን ባዕላ ሒዛቶ ዝነበረት…
ሞሓመድ ሳላህ ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር ዓመት ካብ ጋንታ ሊቨርፑል ከምዝለቅቅ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ጋንታ ሊቨርፑል ሞሓመድ ሳላህ ኣብ መወዳእታ ዓመት ውድድር ዘበን 2024/2025 ካብታ ጋንታ ከምዝለቅቕ ኣፍሊጡ፡፡
ትማሊ ጋንታ ሊቨርፑል ድሕሪ ኣብ ልዕሊ ታሪኻዊት ተናሓናሒታ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝተጎናፈቶ ዓወት ንስካይ…
ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብዓወት ጋንታ ሊቨርፑል ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ጋንታታት ማንቸስተር ዩናይትድን ሊቨርፑልን ዝተኻየደ ፀወታ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብዓወት ጋንታ ሊቨርፑል 3 ን 0 ተዛዚሙ።
ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀወታ እዚ ሰሙን ካብ ሰዓት 12፡00 ጀሚሩ ኣብ ስታዲየም ኦልርታራፎርድ ዝተኻየደ…
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኒውካስል እንትትዕወት ቸልሲ ማዕረ ተፈላሊያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበላ ሳልሳይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ኒውካስል ንቶተንሃም እንትትስዕር ቸልሲን ክሪስታል ፓላስን ማዕረ ተፈላሊየን፡፡
ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9፡30 ኣብ ዝተኻዱ ፀወታታት÷ ኒውካስል ዩናይትድ ምስ ቶተንሃም ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ ብዓወት…
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ደርቢ ላንክሻዬር ኣብ ስታዲየም ኦልድትራፎርድ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል ሳልሳይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታታት ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ሊቨርፑል ዝገብረኦ ፀወታ ደርቢ ላንክሻዬር ሎሚ መዓልቲ ምሸት ሰዓት 12 ክካየድ ኢዩ።
ቅድም ክብል ካብ ዝተኻየዱ ሽዱሽተ ፀወታታት ደርቢ ላንክሻዬር ጋንታ ሊቨርፑል…
ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ካብ ዓለም ካልአይቲ ብምዃን እቲ ሻምፒዮና ዛዚማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ፔሩ ሊማ ኣብ ዝተኻየደ ዓለም ለኸ ውድድር ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመት ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ካብ ዓለም ካልአይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ።
ኣብቲ ውድድር÷ 6 ወርቂ፣ 2 ብሩርን 2 ነሓስን ብሓፈሻ 10 ሜዳሊያታት ብምእካብ ኢያ…