Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ጣልያንን ክሮሺያን ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ንምፅንባር ሎሚ መዓልቲ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ ፅዋዕ ኣውሮፓ ጣልያንን ክሮሺያን ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ንምፅንባር ሰዓት 4 ምሸት  ዘካይድኡ ንሕንሕ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ጣልያን ክሳብ ሐዚ ኣብ ክልቲኡ ዙር ብመሰረት ዝገበረቶ ፀወታታት ምድብ ክልተ፥  3 ነጥቢ ብምውህላል…

ውድድር ጉያ ጎደና 10 ኪሎ ሜትሮ “መቻል ንኢትዮጵያ” 10 ኪሎ ሜትሮ ዝቕፅል ሰንበት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ጉያ ጎደና 10 ኪሎ ሜትሮ “መቻል ንኢትዮጵያ" 10 ኪሎ ሜትሮ ዝቕፅል ሰንበት 23 ሰነ 2016 ዓ.ም ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ እቲ ውድድር ጉያ ጎደና÷ መበል 80 ዓመት በዓል ምስረታ ጋንታ ስፖርት መቻል ምኽንያት ብምጋብር ኢዩ ዝካየድ፡፡…

ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን ሓደ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን። ቅዱስ ጊዮርጊስ ብኤፍሬም ታምራት (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ) እንትተመመዝግብ÷ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ማዕረ ዝኾነትላ…

ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ጀርመን ምስ ስዊዘርላንድ ከምኡ እውን ስኮትላንድ ምስ ሃንጋሪ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ጀርመን ምስ ስዊዘርላንድ ከምኡ እውን ስኮትላንድ ምስ ሃንጋሪ ናይ መወዳእታ ምድብ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ኣሰናዳኢት ሃገራዊት ጋንታ ጀርመን ምስ ስዊዘርላንድ መዘነኣ ትገብሮ ፀወታ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ስታዲየም…

ዩክሬን ንስሎቫኪያ ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ካልኣይ ዙር ፀወታ መፃዪ ምድብ ሎሚ ቀፂሉ እንትካየድ ዩክሬን ንስሎቫኪያ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ስሎቫኪያ ኣብ መበል 17 ደቒቕ ብዘመዝገበታ ሸቶ እናመርሐት…

ፈረንሳይ ምስ ኔዘርላድስ ሎሚ ዝገብርኡ ፀወታ ዝለዓለ ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ መርሃ ግብሪ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ፥ ፈረንሳይ ምስ ኔዘርላድስ ዝገብርኡ ፀወታ ዝለዓለ ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ኣብ ምድብ ኣርባዕተ…

ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ስፔንን ጣልያንን ዝገብርኡ ፀወታ ዝለዓለ ጠመተ ረኺቡ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ መርሃ ግብሪ ምፅራይ ንፅዋዕ ኣውሮፓ፥ ስፔንን ጣልያንን ዝገብርኡ ፀወታ ዝለዓለ ጠመተ ረኺቡ ኣሎ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ሰለስተ ፀወታታት ዝካየዱ እንትኾኑ፥ ኣብ ምድብ ክልተ ዝርከባ ስፔንን ጣልያንን ሰዓት 4…

ክሮሺያን ኣልባኒያን ክልተ ማዕረ ተፈላለየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሃገራውያን ጋንታታት ክሮሺያን ኣልባኒያን ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ ክልተ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ብወገን ኣልባኒያ ላቺ ኣብ መበል 11 ደቒቕን ሆሱላ ኣብ መበል 95 ደቒቕን ሸቶ እንተመዝግቡ÷ ናይ ክሮሺያ ድማ ክራማሪች…

ኣሰናዳኢት ፅዋዕ ኣውሮፓ ጀርመን ሎሚ መዓልቲ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታኣ ክትገብር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ቀዳማይ ዙር ናይ ምድብ መፃረዪ ፀወታ ምዝዛሙ ስዒቡ ሎሚ መዓልቲ ካልኣይ ዙር ናይ ምድብ መፃረዪ ፀወታታት ክጅመሩ ኢዮም፡፡ በዚ ድማ ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ብስፔን 3 ን 0 ዝተሰዓረት ክሮሺያ ብጣሊያን 2 ን 1 ምስ ዝተሰዓረት ኣልባኒያ ቀትሪ…

ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ካሜሩን ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 23 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ካሜሩን ኣምሪሑ። መበል 23 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ብኣሰናዳእነት ካሜሩን ኣብ ከተማ ዱዋላ ከምዝካየድ ካብ ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…