Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ዮሴፍ ገብረወልድ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ደቂ ኣንስትዮ ትሕቲ 20 ዓመት ብምዃን ተሾይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዮሴፍ ገብረወልድ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ደቂ ኣንስትዮ ትሕቲ 20 ዓመት ብምዃን ተሾይሙ። እታ ሃገራዊት ጋንታ ብኣሰናዳእነት ጋና ኣብ ዝካየድ ውድድር ፀወታታት ኣፍሪካ ተሳታፊት ምዃና ይፍለጥ። ነዚ ድማ ካብ 29 ለካቲት ጀሚሩ…

ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ ኣብ ቤልግሬድ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 800 ሜትሮ ክብረወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ ኣብ ቤልግሬድ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ 800 ሜትሮ ክብረወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ተዓዊታ። ኣትሌት ፅጌ ነቲ ርሕቐት 1 ደቒቕ 59 ሰከንድን 66 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢያ ቅልጡፍ ሰዓት እቲ ቦታን…

ፀወታ ሸገር ደርቢ ንፈለማ እዋን ኣብ ዱባይ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀወታ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ንፈለማ እዋን ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ከተማ ዱባይ ከምዝካየድ እተን ጋንታታት ኣፍሊጠን፡፡ ጋታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ ኣብ ዝቕፅል 16 ለካቲት 2016 ዓ.ም…

ኬኒያዊ በዓል ዋና ክብረ ወሰን ማራቶን ኣትሌት ከልቪን ኪፕቱም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬኒያዊ በዓል ዋና ክብረ ወሰን ማራቶን ወዲ 24 ዓመት ኣትሌት ከልቪን ኪፕቱም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። እቲ ኣትሌት ብሰንኪ ሓደጋ መኪና ህይወቱ ከምዝሰኣነ ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ብተወሳኺ ሩዋንዳዊ ኣሰልጣኒኡ…

ኣርሰናል ኣብ ልዕሊ ዌስት ሃምን 6 ሸቶታት ብምምዝጋብ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታ ኣርሰናል ንዌስትሃም 6 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ፡፡ እተን ሸቶታታ ድማ÷ ዊሊያም ሳሊባ፣ ቡካዮ ሳካ (2)፣ ጋብሪኤል ማጋሌሽ፣ ሊሃንድሮ ትሮሳርድን ዲክላን ራይስን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ኣርሰና…

ቅዱስ ጊዮርጊስን ወላይታ ድቻን ማዕረ ሓደ ተፋላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ወላይታ ድቻን ሓደ ንሓደ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊይን፡፡ 9፡00 ሰዓት ላይ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ ቅዱስ ጊዮርጊስን ሞሰስ ኣዶ ከምኡ እውን ብወገን ወላይታ ድቻን ቢኒያም…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህርዳር ከተማ 4ይ ስዕረት ኣተኣናጊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፕሪሚርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከተማ 4ይ ተኸታታሊ ስዕርት ኣተኣናጊዳ፡፡ ሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9 ምስ ጋንታ ሃድያ ሆሳእና ዝተራኸበት ጋንታ ባህርዳር ከተማ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተሳዒራ፡፡ እቲ ውፅት ስዒቡ ድማ…

ጃፓን ንፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሓገዝ ናውቲ ስፖርት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ከተማ ካስማ፣ ጃፓን ሺንጁ ያማጉቺ፥ ንፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሓገዝ ናውቲ ስፖርት ገይሩ። ኣብታ ከተማ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ዝሓለፉ 5 ዓመታት ኣትሌት ሻምበል ኣበበ በቂላ ንምዝካር ዘኽእል ውድድር ፍርቂ ማራቶን ከምዘዳሊ ተገሊፁ ንምዝካር…

ቴክኒካል ልኡኽ ፊፋ ናብ ድሬዳዋ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቴክኒካል ልኡኽ ዓለም ለኸ ማሕበር ኩዕሾ እግሪ (ፊፋ) ናብ ከተማ ድሬዳዋ ኣቲዩ፡፡ እቲ ልኡኽ ናብ ከተማ ድሬዳዋ ዝኣተወ ምዝዛም ሕድሳት ምንፃፍ ኣርቴፊሻል ሳዕሪ ስታዲየም ድሬዳዋ ስዒቡ ሞያዊ ትዕዝብቲ ንምግባር ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ ምልከታ…

ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናይጄሪያ ምስ ደቡብ ኣፍሪካ ከምኡ እውን ኮትዲቯር ምስ ዴሞክራቲክ ኮንጎ ክራኸባ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ መበል 34 ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናይጄሪያ ምስ ደቡብ ኣፍሪካ ከምኡ እውን ኮትዲቯር ምስ ዴሞክራቲክ ኮንጎ ሎሚ ምሸት ክራኸባ ኢየን። ናይጄሪያ ምስ ደቡብ ኣፍሪካ ንፍፃመ ንምሕላፍ ዝገብረኦ ፀወታ ምሸት 2 ሰዓት…