Browsing Category
ስፓርት
ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ካብ ዓለም ካልአይቲ ብምዃን እቲ ሻምፒዮና ዛዚማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ፔሩ ሊማ ኣብ ዝተኻየደ ዓለም ለኸ ውድድር ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመት ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ካብ ዓለም ካልአይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ።
ኣብቲ ውድድር÷ 6 ወርቂ፣ 2 ብሩርን 2 ነሓስን ብሓፈሻ 10 ሜዳሊያታት ብምእካብ ኢያ…
ኣትሌት ኣብዲሳ ፈይሳ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፔሩ ሊማ ይካየድ ኣብ ዘሎ ውድድር ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመት፥ ኣትሌት ኣብዲሳ ፈይሳ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኡ።
ኣትሌት ኣብዲሳ ፈይሳ 3:40.51 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኢዩ ቀዳማይ ወፂኡ።
ኢትዮጵያ ብውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዩ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፔሩ ሊማ ይካየድ ኣብ ዘሎ ዓለም ለኸ ውድድር ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመት ኢትዮጵያ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዩ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ።
ኣትሌት ሳሮን በርሀ ንኢትዮጵያ ብምውካል ኢያ ነቲ ሜዳሊያ ኣምፂኣ።
ኣትሌት ፅጌ ተሾመ…
ሎሚ ኣብ ዝዛዘም ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ልዑል ትፅቢት ዝግበሩሎም ሰለስተ ውድድራት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፔሩ ሊማ እንትካየድ ዝነበረ ዓለም ለኸ ውድድር ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመት ሎሚ ክዛዘም ኢዩ።
ብመሰረት እዚ ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ፥ ኢትዮጵያውያን ልዑል ትፅቢት ዝግበሩሎም ሰለስተ ውድድራት ክካየዱ ኢዮም።
ኣትሌት ሳሮን…
ኣትሌት ኣለሽኝ ባወቀ ኣብ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ንሃገራ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ኣለሽኝ ባወቀ ኣብ ፔሩ ሊማ ይካየድ ኣብ ዘሎ ዓለም ለኸ ውድድር ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመት 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ንሃገራ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ።
ኣትሌት ኣለሽኝ ነቲ ርሕቐት ብ8:50.32 ብምዝዛም ኢያ ቀዳመይቲ ብምዃን ተዓዊታ።…
ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ኣብ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ሮም ብ5 ሽሕ ሜትሮ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ኣብ መበል 13 ውድድር ዳይመንድ ሊግ ሮም 2024 ብ5 ሽሕ ሜትሮ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቱ።
ኣትሌት ሓጎስ ገ/ህይወት ነቲ ርሕቐት ብ12 ደቒቓ 51 ሰከንድን 07 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ኢዩ ተዓዊቱ።
ኣብቲ…
ኢትዮጵያ እትሳተፈሎም 4 ውድድራት ፍፃመ ሻምፒዮና ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ሎሚ ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፔሩ ሊማ ይካየድ ኣብ ዘሎ ሻምፒዮና ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት፥ ኢትዮጵያ እትሳተፈሎም 4 ውድድራት ፍፃመ ክካየዱ ኢዮም።
ብመሰረት እዚ ኣትሌት ህይወት ኣምባውን ኣትሌት ብርሃን ሙሉን ዝሳተፋሉ ውድድር ስጉሚ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ምሸት…
ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁ ብደቂ ኣንስትዮ 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፔሩ ሊማ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁ ብደቂ ኣንስትዮ 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ።
ኣትሌት ሲምቦ ብ9 ደቒቕ 12 ሰከንድን 71 ማይክሮ ሰከንድን…
ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ዝግበራሎም ውድድራት ፍፃመ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍቢሲ)ኣብ ፔሩ ሊማ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 20 ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዕድመ ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ዝግበራሎም ውድድራት ፍፃመ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም።
ውድድር ፍፃመ 3 ሺሕ ሜትር መሐንኩሎ ለይቲ ሰዓት 7፡37 ዝካየድ እንትኸውን፥ ኣብቲ…
ብ5000 ሜትር ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮያውያን ኣትሌታት ተዓዊተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 20 ዓመት 5000 ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮያውያን ኣትሌታት ተዓዊተን።
ኣትሌት መዲና ኢሳ ብ14:39:71 ቀዳመይቲ ብምውፃእ ክብረወሰን ዓለም እቲ ውድድር ሜዳልያ ወርቂ ተዓዊታ።
ኣትሌት መቅደስ ኣለምሸት ድማ…