Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ኣብ ማራቶን ታታ ሙምባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ኣብ ዝተኻየደ ታታ ማራቶን ሙምባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሻምናይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሞም፡፡ ኣብ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን አትሌቶች ኣትሌታት ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሻምናይ ደረጃ ብመሓዝ ዝዛዘማ እንትኾና÷…

ኬፕ ቨርዴ ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዝተፀምበረት ፈላመይቲ ሃገር ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ኬፕ ቨርዴ ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዝተፀምበረት ፈላመይቲ ሃገር ኮይና፡፡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኬፕ ቨርዴ ንሞዛምቢክ 3 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ እተን ሸቶታት ድማ÷ ቤቤ፣ ሜንዴስን ሌኒኒን…

ኣብ ማይጨው ብምኽንያት በዓል ጥምቀት 10 ኪሎ ሜትር ዝሸፈነ ውድድር ዓብዪ ጉያ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ማይጨው ብምኽንያት በዓል ጥምቀት 10 ኪሎ ሜትር ዝሸፈነ ውድድር ዓብዪ ጉያ ክልቲኡ ፆታ ተሳሊጡ። ኣብቲ ውድድር ጉያ ብደቂ ተባዕትዮ ብርሃኑ ሰለሙን ካብ ከተማ ማይጨው፣ ጌታቸው ባይርኡ ካብ ማእኸል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ መንደር ከተማ…

ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናሚቢያን ማሊን ዓወት ቀኒዑወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ናሚቢያን ማሊን ንመጋጥምተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊበን፡፡ ኣብ ምድብ 5 ዝርከባ ናሚቢያን ቱኒዚያን ዝገበረኦ ፀወታ ብዓወት ናሚቢያ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ፡፡ ንናሚቢያ ተዓዋቲት ዝገበረት ሸቶ…

ቡርኪናፋሶ ኣብ ልዕሊ ሞሪታኒያ 1 ንባዶ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝተኻየረ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ቡርኪናፋሶ ኣብ ልዕሊ ሞሪታኒያ 1 ንባዶ ተዓዊታ። በርትራንድ ትራኦሬ ኣብ መበል 96 ደቒቓ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ኢያ ቡርኪናፋሶ ክትዕወት ክኢላ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ሜሲ ብሉፅ ተፃዋታይ ፊፋ እዚ ዓመት ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርጀንቲናዊ ኮኸብ ሊዮኔል ሜሲ ብሉፅ ተፃዋታይ ፊፋ እዚ ዓመት ብምዃን ተሓርዩ። ትማሊ ለይቲ ኣብ ከተማ ለንደን ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ብሉፃት ተፃወትቲ ፊፋ 2023÷ ኣርጀንቲናዊው ኮኸብ ተፃዋታይ ኩዕሾ እግሪ ሊዮኔል ሜሲ ብሉፅ ተፃዋታይ እዚ ዓመት…

ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ካሜሮን ምስ ጊኒ ከምኡ እውን ኣልጄሪያ ምስ ኣንጎላ ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራውያ ጋንታታት ካሜሮን ምስ ጊኒ  ከምኡ እውን ኣልጄሪያ ምስ ኣንጎላ ዝገበረኦ ፀወታ 1 ን 1 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን። ትማሊ ምሸት ሰዓት ክልተ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ካሜሮንን ጊኒን 1 ን 1 ማዕረ ዝተዛዘመ…

ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ጋና እንትትሰዓር ግብፂ ማዕረ ተፈላሊያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት አኣብ ዝተኻየደ መበል ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ፅዋዕ ጋና ብኬፕ ቨርዴ እንትትሰዓር ግብፂን ሞዛምቢክን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን። ምሸት ሰዓት 2 ኣብ ምድብ ክልተ ዝርከባ ሃገራውያን ጋንታታት ግብፂን ሞዛምቢክን ዝገበረኦ ፀወታ 2 ን 2…

ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናይጄሪያን ኢኳቶሪያል ጊኒን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ውዕሎ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናይጄሪያን ኢኳቶሪያል ጊኒን 1 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን ቪክቶር ኦሲሜን ንናይጄሪያ ከምኡ እውን ጆሴፍ ማሽን ንኢኳቶሪያል ጊኒ ሽቶታት ኣመዝጊቦም፡፡ መርሃ ግብሪ ፀወታታት ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሸት ምያድ…